Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 242 243 244 245 246 364 2440 / 3639
ኬንያ፣ ብሰንኪ ውሸባ ኮሮና ቫይረስ፣ ህዝብን ፖሊስን ይጋጨዉ

ኬንያ፣ ብሰንኪ ውሸባ ኮሮና ቫይረስ፣ ህዝብን ፖሊስን ይጋጨዉ

Radio Erena: 29 March 2020 ፖሊስ ኬንያ፣ ንጸሎት ዝተሃከቡ ህዝቢ ክብትን ኣብ ዝፈተነሉ፣ ግጭት ከምዝተላዕለ፣ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን። መንግስቲ ኬንያ፣ ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ፣ ሰዓታት እቶ እቶ [...]
ሃገራት ኣፍሪቃ ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ክሕግዘን፣ ባንክ ዓለም ዘለወን ውህሉል ዕዳ ክምሕረን ኢትዮጵያ ተማሕጺና

ሃገራት ኣፍሪቃ ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ክሕግዘን፣ ባንክ ዓለም ዘለወን ውህሉል ዕዳ ክምሕረን ኢትዮጵያ ተማሕጺና

Radio Erena: 26 March 2020 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ምስፍሕፋሕ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ ክሕግዘን፣ ባንክ ዓለም ንዘለወን ውህሉል ዕዳ ክስርዘለን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ተማሒጺኑ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ብጉጅለ [...]
ሚ/ምክልኻል ሱዳን  ብሃንደበታዊ ወቕዒ ልቢ ከምዝሞተ ተሓቢሩ

ሚ/ምክልኻል ሱዳን ብሃንደበታዊ ወቕዒ ልቢ ከምዝሞተ ተሓቢሩ

Radio Erena: 26 March 2020 ሚኒስተር ምክልኻል ሱዳን፣ ሜጀር ጀነራል ጀማለዲን ዑመር፣ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ዑደት ንምክያድ ናብ ጁባ ኣብ ዝገሸሉ እዋን፣ ብሃንደበታዊ ወቕዒ ልቢ ከምዝሞተ መንግስቲ ሱዳን ኣፍሊጡ። እቲ [...]
ኡጋንዳ፣ ካብ ውሸባ ክሃድሙ ዝፈተኑ 6 ቻይናውያን ተቐይዶም

ኡጋንዳ፣ ካብ ውሸባ ክሃድሙ ዝፈተኑ 6 ቻይናውያን ተቐይዶም

Radio Erena: 25 March 2020 ሃገራት ብሰንኪ ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ዶባተን ይዓጽዋን ናይ ውሸባ ግዜ ይእውጃን' የን ዘለዋ። መንግስቲ ኡጋንዳ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ድሕሪ ዝኣወጆ ናይ ውሸባ ግዜ፣ ካብታ ሃገር ኣ [...]
ሞዛምቢክ፣ 64 ኢትዮጵያውያን ኣብ ኮንተይነር ሞይቶም ተረኺቦም

ሞዛምቢክ፣ 64 ኢትዮጵያውያን ኣብ ኮንተይነር ሞይቶም ተረኺቦም

Radio Erena: 24 March 2020 ኣብ ሞዛምቢክ፣ 64 ኢትዮጵያን ኣብ ኮንተይነር ሞይቶም ከምዝተረኽቡ ንሰበ ስልጣን እታ ሃገር ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ኣረጋጊጹ። ንሳቶም፣ ኣብ ኮንተይነር ተዓሺጎም፣ ብናይ [...]
ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ መገሻታትን ምትእኽካባትን ኣብ ዝውገደሉ ዘሎ እዋን፣ 3 መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ መመረቕታ መራሒ ናሚብያ ምትእኽኻቦም ይንቀፉ

ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ መገሻታትን ምትእኽካባትን ኣብ ዝውገደሉ ዘሎ እዋን፣ 3 መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ መመረቕታ መራሒ ናሚብያ ምትእኽኻቦም ይንቀፉ

Radio Erena: 23 March 2020 ብሰንኪ ስግኣት ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ፣ ካብን ናብን ሃገራት ዝካየድ መገሻታት ደው ኣብ ዝብለሉ ዘሎ እዋን፣ ሰለስተ መራሕቲ ኣፍሪቃ ኣብ መመረቕታ ሓድሽ ፕረዚደንት ናሚብያ ንምስታፍ [...]
ፈረንሳ፣ ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ ኣብ እትገብሮ ዘላ ቃልሲ፣ ምንቅስቓስ ሰባት ዝድርት ኣዋጅ ዝጠሓሱ ክሳብ 6 ወርሒ ክትኣስር ምዃና ተጠንቅቕ

ፈረንሳ፣ ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ ኣብ እትገብሮ ዘላ ቃልሲ፣ ምንቅስቓስ ሰባት ዝድርት ኣዋጅ ዝጠሓሱ ክሳብ 6 ወርሒ ክትኣስር ምዃና ተጠንቅቕ

Radio Erena: 23 March 2020 ፈረንሳ፣ ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ ኣብ እትገብሮ ዘላ ቃልሲ፣ ምንቅስቓስ ሰባት ዝድርት ኣዋጅ ብተደጋጋሚ ንዝጠሓሱ ክሳብ 6 ወርሒ ክትኣስር ምዃና ዘጠንቅቕ ጽኑዕ ትእዛዝ ተመሓ [...]
ርክብ ፕረዚደንታት ኬንያታን ፋርማጆን ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ ተሰሪዙ

ርክብ ፕረዚደንታት ኬንያታን ፋርማጆን ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ ተሰሪዙ

Radio Erena: 22 March 2020 ዝምድና ሶማልን ኬንያን ንምምሕያሽ ዝዓለመ ዘተ ኣብ መንጎ መራሕቲ ክልቲኤን ሃገራት፣ ንዘይተፈልጠ እዋን ከምዝተናወሐ ተገሊጹ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሶማል ኣሕመድ ዒሳ ዓወድ ምስ ማዕከናት [...]
ኣፍሪቃ፣ ንመኸተ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተዳልያ ክትጸንሕ መዘኻኸሪ ቀሪቡ

ኣፍሪቃ፣ ንመኸተ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተዳልያ ክትጸንሕ መዘኻኸሪ ቀሪቡ

Radio Erena: 20 March 2020 ምስፍሕፋሕ ኮረናቫይረስ ኣብ 33 ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዝተራእየ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ እታ ኣህጉር ንመኸተ ለበዳ እቲ ቫይረስ ድልውቲ ክትከውን ውድብ ጥዕና ዓለም ኣዘኻኺሩ። ኣብ [...]
ዋጋ ነዳዲ፣ ንሓደ በርሚል ናብ ኣስታት 25 ዶላር ወሪዱ

ዋጋ ነዳዲ፣ ንሓደ በርሚል ናብ ኣስታት 25 ዶላር ወሪዱ

Radio Erena: 20 March 2020 ዕዳጋታት ዓለም ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ቀውሲ ኣትዮዎ ኣብ ዘለወሉ እዋን፣ ዋጋታት ነዳዲ ኣብዚ 18 ዓመታት ናብ ዝተሓተ ደረጅኡ ወሪዱ ይርከብ። ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ብዘሎ ዕዳጋታት መሰ [...]
1 242 243 244 245 246 364 2440 / 3639