Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 224 225 226 227 228 365 2260 / 3650
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ን40 ዓመታት ኣብ ስልጣን ንምጽናሕ ኣብ ዘኽእሎ ምርጫ ክወዳደር’ዩ

ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ን40 ዓመታት ኣብ ስልጣን ንምጽናሕ ኣብ ዘኽእሎ ምርጫ ክወዳደር’ዩ

Radio Erena: 05 August 2020 ካብ 1986 ኣትሒዙ ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ፣ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ዝካየድ ምርጫ፣ ንሰልፉ ወኪሉ ዝወዳደር እንኮ ሕጹይ ኮይኑ ከምዝቐርብ ኣፍሊጡ። እቲ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ሓደ ወርሒ፣ ኣስታት 10 ሽሕ ሰባት ተኣሲሮም

ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ሓደ ወርሒ፣ ኣስታት 10 ሽሕ ሰባት ተኣሲሮም

Radio Erene: 04 August 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሒ ብሰንኪ ቅትለት ድምጻዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ኣስታት 9 ሽሕ ሰባት ካብ መነባብርኦም ከምዝተፈናቐሉ፣ ንቤት ጽሕፈት ምትሕብባር ሰብ [...]
ሱዳን፣ ናብ ወጻኢ ሃገራት ዝገሹ ዜጋታት፣ መውጽኢ ቪዛ ከምዘየድልዮም ኣፍሊጣ

ሱዳን፣ ናብ ወጻኢ ሃገራት ዝገሹ ዜጋታት፣ መውጽኢ ቪዛ ከምዘየድልዮም ኣፍሊጣ

Radio Erene: 04 August 2020 መንግስቲ ሱዳን፣ ናብ ወጻኢ ሃገራት ዝገሹ ዜጋታት፣ መውጽኢ ቪዛ ከምዘየድልዮም ሚኒስተሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስተሪ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ካብ 1 ነሓሰ ጀሚሩ፣ ዜጋታ [...]
ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል፣ ሓድሽ ኣዛዚ ተሸይምሉ

ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል፣ ሓድሽ ኣዛዚ ተሸይምሉ

Radio Erene: 04 August 2020 ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ሓድሽ ኣዛዚ ተሸይምሉ። ሊዩተናትን ጀነራል ድዮመደ ንደገያ፣ ንኢትዮጵያ ሊዩተናትን ጀነራል ጽጋቡ ይልማ ብምትካእ፣ [...]
ግብጺ፣ ኣብ ሶማሊላንድ ወትሃደራዊ መዓስከር ንምኽፋት ትዳሎ ምህላዋ ተገሊጹ

ግብጺ፣ ኣብ ሶማሊላንድ ወትሃደራዊ መዓስከር ንምኽፋት ትዳሎ ምህላዋ ተገሊጹ

Radio Erena: 03 August 2020 ግብጺ፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ወትሃደራዊ መዓስከር ንምኽፋት ትዳሎ ከምዘላ ተሓቢሩ። እታ ሃገር ካብ ዝሓለፈ ዓመት ኣትሒዛ፣ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ዲፕሎማስያዊ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ፈላሚ መደበር ኒኩሌር ከፊታ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ፈላሚ መደበር ኒኩሌር ከፊታ

Radio Erena: 03 August 2020 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ሰለማዊ ናይ ጸዓት መዓላ ዘገልግል፣ መደበር ኒኩሌር ምኽፋታ ኣፍሊጣ። ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር፣ መሓመድ ቢን ራሺድ ኣል መኽቱም ብ1 ነሓሰ ብትዊተ [...]
ዚምባብዌ፣ ብልሽውና ከብቅዕ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ከይካየድ መንግስቲ ከልኪሉ

ዚምባብዌ፣ ብልሽውና ከብቅዕ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ከይካየድ መንግስቲ ከልኪሉ

Radio Erena: 03 August 2020 ኣብ ዚምባብዌ፣ ብመንግስቲ ዝፍጸም ብልሽውና ከበቅዕ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ከይካየድ ተኸልኪሉ። እቲ ሰለማዊ ሰልፊ፣ ን31 ሓምለ፣ ብደረጃ ሃገር ክካየድ ተመዲቡ እኳ እንተነበረ፣ [...]
‘ጀዋር መሓመድ ኣብ ስለያ ተዋፊሩ ኔሩ’ ፈደራላዊ መርማሪ

‘ጀዋር መሓመድ ኣብ ስለያ ተዋፊሩ ኔሩ’ ፈደራላዊ መርማሪ

Radio Erena: 02 August 2020 ምስ ቅትለት ድምጻዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ ብዝተኣሳሰር ጉዳይ ተኸሲሱ ኣብ ቤት ማእሰርት ዝርከብ ጀዋር መሓመድ ንሳልሳይ እዋኑ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ። እቲ ክሱስ፣ ናይ ፍሉጣት ሰባት ኣድራሻ ተለል [...]
ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ‘ኣፍሪቃ ሃገራት ኣፍሪቃ ንኮቪድ 19 ብዝምልከት ዝህቦኦ ጸብጻብ ሓቅነት የብሉን’

ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ‘ኣፍሪቃ ሃገራት ኣፍሪቃ ንኮቪድ 19 ብዝምልከት ዝህቦኦ ጸብጻብ ሓቅነት የብሉን’

Radio Erena: 02 August 2020 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ንለበዳ ኮሮኖ ቫይረስ ብዝምልከት ብወግዒ ዝህቦኦ ዘለዋ ቁጽሪ ሕሙማትን ህይወቶም ዝሰኣኑን፣ ካብቲ ሓቀኛ ቁጽሪ ኣዝዩ ዝፈላለይ ምዃኑ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ። እቲ ውድብ [...]
መንግስቲ ዚምባብዌ፣ ስርዓት ሙጋበ ናይ ሕርሻ መሬቶም ንዝመንጠሎም ጸዓዱ ሓረስቶት 3.5 ቢልዮን ዶላር ክክሕስ ተሰማሚዑ

መንግስቲ ዚምባብዌ፣ ስርዓት ሙጋበ ናይ ሕርሻ መሬቶም ንዝመንጠሎም ጸዓዱ ሓረስቶት 3.5 ቢልዮን ዶላር ክክሕስ ተሰማሚዑ

Radio Erena: 31 July 2020 መንግስቲ ዚምባብዌ፣ ስርዓት ሙጋበ፣ ናይ ሕርሻ መሬቶም ንዝመንጠሎም ጸዓዱ ሓረስቶት፣ 3.5 ቢልዮን ዶላር ክኽሕስ ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሐ ተሓቢሩ። እቲ ካሕሳ፣ ነቲ ኣብ ልዕሊ ሕርሻ [...]
1 224 225 226 227 228 365 2260 / 3650