Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 226 227 228 229 230 365 2280 / 3650
ኢትዮጵያ፤ ፖሊስ ዞባ ኦሮምያ፣ ንመስራቲ ‘ደሞክራስያዊ ፓርቲ ኢትዮጵያ’ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ የእትዩ

ኢትዮጵያ፤ ፖሊስ ዞባ ኦሮምያ፣ ንመስራቲ ‘ደሞክራስያዊ ፓርቲ ኢትዮጵያ’ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ የእትዩ

Radio Erena: 26 July 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ፖሊስ ዞባ ኦሮምያ፣ ንመስራቲ ‘ደሞክራስያዊ ፓርቲ ኢትዮጵያ’ ኣቶ ልደቱ ኣያሌው ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተወ ተገሊጹ። ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ኣብ ዝሃቦኦ ሓበሬታ፣ ኣቶ ል [...]
ክልል ኣምሓራ፣ ብህወሓት ዝተላእኩ’ዮም ዝበሎም ዕጡቓት ከምዝሓዘ ይጠቅስ

ክልል ኣምሓራ፣ ብህወሓት ዝተላእኩ’ዮም ዝበሎም ዕጡቓት ከምዝሓዘ ይጠቅስ

Radio Erena: 24 July 2020 ኢትዮጵያ፣ ፈለስቲን ናይ ኣእምሮ ስንክልና ዘለዎምን ተመሲሎም ኣብ ክልል ኣምሓራ ናዕቢ ንምፍጣር ዝተላእኩ ሓይልታት'ዮም ዝተባህሉ 85 ሰባት ከምዝተኣስሩ ንኣማሓዳሪ ክልል ኣምሓራ ኣቶ ተ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዘካየደቶ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ሸውዓተ ዕጡቓት ከምዝቐተለት ገሊጻ

ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዘካየደቶ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ሸውዓተ ዕጡቓት ከምዝቐተለት ገሊጻ

Radio Erena: 24 July 2020 ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዘካየደቶ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ፣ ሸውዓተ ሽበራውያን ዕጡቓት ከምዝቐተለት፣ ብ22 ሓምለ ኣብ ዘውጽኣቶ መግለጺ ኣፍሊጣ። እቲ ደብዳብ፣ ዕጡቓት፣ ኣብ ርእሰ ም [...]
ኣብ የመን፣ ኣሽሓት ጠበናጁን ተተኮስተን ዝጸዓነት መርከብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከምዝተታሕዘት ተገሊጹ

ኣብ የመን፣ ኣሽሓት ጠበናጁን ተተኮስተን ዝጸዓነት መርከብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከምዝተታሕዘት ተገሊጹ

Radio Erena: 23 July 2020 ኣብ ገማግም የመን፣ ኣሽሓት ጠበናጁን ተተኮስትን ዝጸዓነት መርከብ ከምዝተታሕዘን ሓለዋ ገማግም ባሕሪ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። መብዛሕቱ እቲ ጠበናጁ AK47 ዝዓይነቱ ካላሺንኮቭ ክኸውን እንከሎ [...]
ንጉስ ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ሆስፒታል ኣኼባ ካቢኔ ሚኒስተራት ኣካይዱ

ንጉስ ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ሆስፒታል ኣኼባ ካቢኔ ሚኒስተራት ኣካይዱ

Radio Erena: 23 July 2020 ንጉስ ሳልማን ቢን ዓብደልዓዚዝ ኣል ስዑድ፣ ኣብ ሪያድ ካብ ዝርከብ ሆስፒታል ንጉስ ፈይሰል ኮይኑ፣ ኣኼባ ካቢኔ ሚኒስተራት ከምዘካየደ ተሓቢሩ። እቲ ወዲ 84 ዓመት ንጉስ፣ መርመራ ረኽሲ [...]
ግብጺ፣ ሰራዊታ ናብ ሊብያ ከተዋፍር’ያ

ግብጺ፣ ሰራዊታ ናብ ሊብያ ከተዋፍር’ያ

Radio Erena: 22 July 2020 ግብጺ፣ ሰራዊታ ናብ ሊብያ ከተዋፍር'ያ። እታ ሃገር፣ ነቲ ብጀነራል ሓፍታር ዝምራሕ ሓይሊ ንምድጋፍ ሰራዊታ ናብ ምዕራባዊ ሊብያ ክትልእኽ ምዃና ዝግለጽ ዘሎ፣ ፓርላማ እታ ሃገር ደገ [...]
ግብጺ፣ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያን ሊብያን ዘተኮረ ዘተ ሃገራዊ ምኽሪ ምክልኻል ኣካይዳ

ግብጺ፣ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያን ሊብያን ዘተኮረ ዘተ ሃገራዊ ምኽሪ ምክልኻል ኣካይዳ

Radio Erena: 21 July 2020 ግብጺ፣ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያን ሊብያን ዘተኮረ ዘተ ሃገራዊ ምኽሪ ምክልካል ምክያዳ ኣፍሊጣ። እቲ ብፕረዚደንት ዓብደል ፈታሕ ኣል ሲሲ ተመሪሑ፣ ሚኒስተር ምክልኻል፣ ጠቕላሊ ሓለቓ ስታ [...]
ኡጋንዳ፣ ስደተኛታት ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝተዓቖብሉ መዓስከር ናይ ዓሌት ግጭት ተጎሃሂሩ

ኡጋንዳ፣ ስደተኛታት ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝተዓቖብሉ መዓስከር ናይ ዓሌት ግጭት ተጎሃሂሩ

Radio Erena: 21 July 2020 ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ኡጋንዳ፣ ዞባ ኦቦንጊ፣ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ተዓቝቦም ዘለዉ ስደተኛታት ደቡብ ሱዳን፣ ብዘካየድዎ ናይ ዓሌት ግጭት ብውሕዱ 3 ክቕተሉ እንከለዉ ሽዱሽተ ድማ ከምዝቖሰ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዞባዊ መንግስቲ ትግራይ ናይ ገዛእ ርእሱ ኮሚሽን ምርጫ ኣቚሙ

ኢትዮጵያ፣ ዞባዊ መንግስቲ ትግራይ ናይ ገዛእ ርእሱ ኮሚሽን ምርጫ ኣቚሙ

Radio Erena: 20 July 2020 ዞባ ትግራይ ናይ ኢትዮጵያ፣ በይናዊ ምርጫ ንምክያድ ዘኽእሎ ኮሚሽን ምርጫ ኣቚሙ። ባይቶ ናይቲ ዞባ፣ ብዕለት 16 ሓምለ ኣብ ዘካየዶ ህጹጽ ኣኼባ፣ ኮሚሽን ምርጫ ብሓሙሽተ ኣባላት ቦ [...]
ሱዳን፣ ሰራዊት’ታ ሃገር ‘ስሙ ንዘጸልሙ’ ጸሓፍትን ጋዜጠኛታትን ክኸስስ ይዳሎ

ሱዳን፣ ሰራዊት’ታ ሃገር ‘ስሙ ንዘጸልሙ’ ጸሓፍትን ጋዜጠኛታትን ክኸስስ ይዳሎ

Radio Erena: 20 July 2020 ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ ስርዓት እታ ሃገር ነቐፌታ ዝጽሕፉ ጋዜጠኛታትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ክሲ ክምስርት ምዃኑ ኣፍሊጡ። ቤት ጽሕፈት እቲ ሰራዊት ብቀዳም 18 ሓም [...]
1 226 227 228 229 230 365 2280 / 3650