Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 213 214 215 216 217 365 2150 / 3650
ሱዳን፣ ብሰንኪ ተቓውሞ ንጥፈታቱ ደው ኢሉ ዝጸንሐ ወደብ ፖርት ሱዳን ስርሑ ጀሚሩ

ሱዳን፣ ብሰንኪ ተቓውሞ ንጥፈታቱ ደው ኢሉ ዝጸንሐ ወደብ ፖርት ሱዳን ስርሑ ጀሚሩ

Radio Erena: 09 October 2020 ብሰንኪ ተቓውሞ ተወላዶ ብሄረ ቤጃ፣ ንጥፈታቱ ደው ኢሉ ዝጸንሐ ወደብ ፖርት ሱዳን፣ ስሩዕ ኣገልግሎታት ክህብ ከምዝጀመረ ንኣማሓዳሪ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ዓብዱላሂ ሻንጋራይ ብምጥቃስ ማዕ [...]
ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንመንግስቲ ክልል ትግራይ ናይ ባጀት ድጎማ ከምዘይገብር ኣፍሊጡ

ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንመንግስቲ ክልል ትግራይ ናይ ባጀት ድጎማ ከምዘይገብር ኣፍሊጡ

Radio Erena: 07 October 2020 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንመንግስቲ ክልል ትግራይ ናይ ባጀት ድጎማ ከምዘይገብር ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ ነዚ ዘፍለጠ፣ ክልል መንግስቲ ትግራይ፣ ሕጋዊ ናይ ስልጣን ዘመኑ ኣ [...]
ካብ የመን ዝምለሱ ዝነበሩ 8 ኢትዮጵያውያን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ጥሒሎም

ካብ የመን ዝምለሱ ዝነበሩ 8 ኢትዮጵያውያን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ጥሒሎም

Radio Erena: 07 October 2020 ካብ የመን ዝምለሱ ዝነበሩ 34 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብምጥሓላ ብውሕዱ 8 ካብኣቶም ከምዝሞቱ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት (I [...]
ምብራቕ ሱዳን፣ መሰል ርእሰ ውሳኔ ክኽበር ዝጽውዕ ኣድማ  ንወደብ ፖርት ሱዳን ከምዝዕጾ ጌሩ

ምብራቕ ሱዳን፣ መሰል ርእሰ ውሳኔ ክኽበር ዝጽውዕ ኣድማ ንወደብ ፖርት ሱዳን ከምዝዕጾ ጌሩ

Radio Erena: 07 October 2020 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ንመሰል ርእሰ ውሳኔ ዝጽውዕ ጠለብ ላዕለዋይ ባይቶ ብሄረ ቤጃ፣ ካብ መንግስቲ ሱዳን እወታዊ መልሲ ክረክብ ብዘይምኽኣሉ፣ ወደብን ጽርግያታትን ናይ ምዕጻው ኣድማ [...]
ምብራቕ ሱዳን፣ መሰል ርእሰ ውሳኔ ክኽበር ዝጽውዕ ኣድማ  ንወደብ ፖርት ሱዳን ከምዝዕጾ ጌሩ

ምብራቕ ሱዳን፣ መሰል ርእሰ ውሳኔ ክኽበር ዝጽውዕ ኣድማ ንወደብ ፖርት ሱዳን ከምዝዕጾ ጌሩ

Radio Erena: 06 October 2020 ኣብ ምብርቕ ሱዳን፣ ንመሰል ርእሰ ውሳኔ ዝጽውዕ ጠለብ ላዕለዋይ ባይቶ ብሄረ ቤጃ፣ ካብ መንግስቲ ሱዳን እወታዊ መልሲ ክረክብ ብዘይምኽኣሉ፣ ወደብን ጽርግያታትን ናይ ምዕጻው ኣድማ [...]
ምስ ኤርትራ ኣብ ዝዳወብ ምብራቕ ሱዳን ዝርከቡ ዓበይቲ ዓዲ ብሄረ ቤጃ፣ ንናጽነት እቲ ዞባ ጸዊዖም

ምስ ኤርትራ ኣብ ዝዳወብ ምብራቕ ሱዳን ዝርከቡ ዓበይቲ ዓዲ ብሄረ ቤጃ፣ ንናጽነት እቲ ዞባ ጸዊዖም

Radio Erena: 06 October 2020 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዝርከቡ ዓበይቲ ዓዲ ብሄረ ቤጃ፣ ኣብ ከተማ ሲንካት ኣብ ዝገበርዎ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ዋዕላ፣ ንምንጻል ምብራቕ ሱዳን ከምዝጸውዑ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ። እቶ [...]
ህዝቢ ሓዳስ ኮሎደኒ፣ ንኻልኣይ እዋን ኣይፋል ንናጽነት ኣድሚጹ

ህዝቢ ሓዳስ ኮሎደኒ፣ ንኻልኣይ እዋን ኣይፋል ንናጽነት ኣድሚጹ

Radio Erena: 05 October 2020 ሓዳስ ኮሎደኒ፣ ካብ ፈረንሳ ናጻ ክትከውን ዶ ኣይፋል ኣብ ዝብል፣ ህዝባ ትማሊ ሰንበት 4 ጥቅምቲ ኣብ ዘካየዶ ረፈረንዱም፣ እቲ 53.26% ኣካል ፈረንሳ ኮይኑ ክነብር ከምዝደሊ ኣድ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ድሮ በዓል ኢሬቻ ልዕሊ 500 ሰባት ተኣሲሮም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ድሮ በዓል ኢሬቻ ልዕሊ 500 ሰባት ተኣሲሮም

Radio Erena: 05 October 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ድሮ በዓል ኢሬቻ ናዕብን ዕግርግርን ከለዓዕሉ ይኽእሉ'ዮም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ልዕሊ 500 ሰባት ከምዝተኣስሩ ማዕከናት ዜና ኣቃሊሐን። መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ [...]
ሶማል፣ ኣብዘን ዝቕጽላ ሰለስተ ኣዋርሕ፣ 2.1 ሚልዮን ህዝቢ ስእነት መግቢ ከንጸላልዎ ምዃኑ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

ሶማል፣ ኣብዘን ዝቕጽላ ሰለስተ ኣዋርሕ፣ 2.1 ሚልዮን ህዝቢ ስእነት መግቢ ከንጸላልዎ ምዃኑ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

Radio Erena: 02 October 2020 ኣብ ሶማል፣ ካብ ወርሒ ጥምቅቲ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ዘሎ ሰለስተ ኣዋርሕ፣ 2.1 ሚልዮን ዝግመት ህዝቢ፣ ስእነት መግቢ ከንጸላልዎ ምዃኑ ሕቡራት ሃገራት ኣተሓሳሲቡ። [...]
ሱዳን፣ ኣስታት 300 ሽሕ ዘይሕጋዊ ጠበናጁን ተተኮስትን ተቓጺሉ

ሱዳን፣ ኣስታት 300 ሽሕ ዘይሕጋዊ ጠበናጁን ተተኮስትን ተቓጺሉ

Radio Erena: 01 October 2020 መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣብ ውልቀሰባት ጸኒሑ ንዝበሎ ኣስታት 300 ሽሕ ጠበናጁን ተተኮስትን ከምዘቃጸለ ኣፍሊጡ። እቲ ጠበናጁን ተተኮስትን፣ ኣብዚ ሰለስተ [...]
1 213 214 215 216 217 365 2150 / 3650