Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 214 215 216 217 218 365 2160 / 3647
ኢትዮጵያ፣ 45 ሰበ ስልጣን ክልል ቤኒሻኒጉል ጉምዝ ካብ መዝነቶም ተሰጕጎም

ኢትዮጵያ፣ 45 ሰበ ስልጣን ክልል ቤኒሻኒጉል ጉምዝ ካብ መዝነቶም ተሰጕጎም

Radio Erena: 29 September 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ኣብ ዝተፈላለየ ጽፍሕታት ክሰርሑ ዝጸንሑ 45 ሰበ ስልጣን፣ ብ28 መስከረም ካብ መዝነቶም ከምዝተሰጎጉ ተፈሊጡ። ምስጓግ ናይቶም ሰበ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ የመን፣ ደሴት ሰኮትራ፣ ሚሊሻታት ምውፋር ትቕጽሎ ምህላዋ ተቓሊዑ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ የመን፣ ደሴት ሰኮትራ፣ ሚሊሻታት ምውፋር ትቕጽሎ ምህላዋ ተቓሊዑ

Radio Erena: 29 September 2020 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ የመን ደሴት ሰኮትራ፣ ምሊሻታት ምውፋር ትቕጽሎ ከምዘላ፣ መርበባት ዜና ሓቢረን። ኣብዚ ቀረባ እዋን፣ ኣስታት 100 ዝኾኑ ሚሊሻ፣ ብመርከብ ተጻዒ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል-ጉምዝ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል-ጉምዝ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 29 September 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል-ጉምዝ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ብውሕዱ 15 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ። ናይቲ ኣብ መተከል፣ ከባቢ ናጉር፣ ኣብ እትርከ [...]
ፈረንሳ፣ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ካሌ ዝተኣኻኸቡ ሓተቲ ዑቕባ ንሓድሕዶም ብዘካየድዎ ግጭት ሓያሎ  ቆሲሎም

ፈረንሳ፣ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ካሌ ዝተኣኻኸቡ ሓተቲ ዑቕባ ንሓድሕዶም ብዘካየድዎ ግጭት ሓያሎ ቆሲሎም

Radio Erena: 28 September 2020 ኣብ ሰሜናዊ ፈረንሳ ዝርከብ ምምሕዳር ካሌ፣ ኤርትራውያን ንዝከርብዎም ኣስታት 1200 ሓተቲ ዑቕባ፣ ናይ መግቢ ሓገዝ ዝህባ ትካላት ግብረ ሰናይ፣ ደው ከብልኦ ንዘውጽኦ መምርሒ ተ [...]
ኣብ የመን ተዓጊቶም ዝጸንሑ ኣስታት 2 ሽሕ ስደተኛታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ናብ ጂቡቲ ተመሊሶም

ኣብ የመን ተዓጊቶም ዝጸንሑ ኣስታት 2 ሽሕ ስደተኛታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ናብ ጂቡቲ ተመሊሶም

Radio Erena: 28 September 2020 ኣብ የመን ተዓጊቶም ዝጸንሑ ኣስታት 2 ሽሕ ስደተኛታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ጂቡቲ ከምዝተመልሱ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት (IOM) ኣፍሊጡ። እቶም ዝሓለፈ ሰሙን ናብ [...]
መንግስቲ ሱዳን ንሓሙሽተ ስነጥበባውያን ብዛዕባ ደሞክራሲ ደሪፍኩም ብምባል ቀዪዱ

መንግስቲ ሱዳን ንሓሙሽተ ስነጥበባውያን ብዛዕባ ደሞክራሲ ደሪፍኩም ብምባል ቀዪዱ

Radio Erena: 27 September 2020 መንግስቲ ሱዳን ንሓሙሽተ ስነጥበባውያን፣ ብዛዕባ ደሞክራሲ ጎስጒስኩም ብምባል ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታዉ፣ ህዩማን ራይትስ ዎች ከሲሱ። እቶም ስነጥበባውያን ካብ ጎረባብትኹም ‘ተረቢሽና’ [...]
ግብጺ፣ እሱራት ንምህዳም ኣብ ዝፈተንሉ፣ 7 ሰባት ተቀቲሎም

ግብጺ፣ እሱራት ንምህዳም ኣብ ዝፈተንሉ፣ 7 ሰባት ተቀቲሎም

Radio Erena: 25 September 2020 ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ካይሮ ካብ ዝርከብ ድጓና፣ እሱራት ክሃድሙ ኣብ ዝፈተንሉ፣ ሸውዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብቲ ብ23 መስከረም [...]
ሶማል፣ ምሉእ ደገፍ ባይቶ ዝረኸበ ሓድሽ ቀ/ሚ ስልጣን ተረኪቡ

ሶማል፣ ምሉእ ደገፍ ባይቶ ዝረኸበ ሓድሽ ቀ/ሚ ስልጣን ተረኪቡ

Radio Erena: 25 September 2020 ኣብ ሶማል፣ ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ኮይኑ ዝተረቑሐ፣ መሓመድ ሑሰን ሮብለ፣ ካብ ኣባላት ባይቶ እታ ሃገር ምሉእ ደገፍ ድሕሪ ምርካቡ ስልጣን ተረኪቡ። 215 ኣባላት ባይቶ ሶ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝካየድ ምርጫ፣ ኣብ ትግራይ’ውን ክካየድ ምዃኑ ኣፈኛ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝካየድ ምርጫ፣ ኣብ ትግራይ’ውን ክካየድ ምዃኑ ኣፈኛ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 24 September 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ዓመት'ዚ ክካየድ ዝተወሰነ ምርጫ፣ ኣብ ትግራይ'ውን ክካየድ ምዃኑ ኣፈኛ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ኣቶ ታገሰ ጫፎ ኣፍሊጡ። እቲ ኣፈኛ፣ ኣብ ትግራይ ኣቐዲሙ ዝተ [...]
ካሜሩን፣ 45 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ፕረዚደንት ቢያ ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ካሜሩን፣ 45 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ፕረዚደንት ቢያ ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 24 September 2020 ንካሜሩን ን45 ዓመታት ዝመርሐ፣ ፕረዚደንት ፖል ቢያ ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝጽውዕ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ተኻይዱ። እቲ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ከተማ ያውንደ ዝተኻየደ፣ ናዕቢ ዝተሓወሶ ና [...]
1 214 215 216 217 218 365 2160 / 3647