Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 182 183 184 185 186 390 1840 / 3894
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ሱዳን ከምርሕ’ዩ

ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ሱዳን ከምርሕ’ዩ

Radio Erena: 29 September 2021 ፍሉይ ልኡኽ ምምሕዳር ባይደን ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን፣ ኣብዚ ሰሙን'ዚ ናብ ሱዳን ከምርሕ ምዃኑ ተሓቢሩ። እቲ ፍሉይ ልኡኽ ናብ ሱዳን ዘምርሕ ዘ [...]
ቀ/ሚ ሶማል፣ ብጉዳይ ምርጫን ኩነታት ጸጥታን ብዝምልከት ምስ ኣዘዝቲ ፖሊስን ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃን ተመያይጡ

ቀ/ሚ ሶማል፣ ብጉዳይ ምርጫን ኩነታት ጸጥታን ብዝምልከት ምስ ኣዘዝቲ ፖሊስን ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃን ተመያይጡ

Radio Erena: 29 September 2021 ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ ሑሰን ሮብለ፣ ብጉዳይ እቲ ዝመጽእ ወርሒ ጥቅምቲ ዝካየድ ምርጫን ኩነታት ጸጥታን ብዝምልከት ምስ ኣዘዝቲ ፖሊስ ሃገሩን ኮሚሽነር ፖሊስ ዓቃብ ሰላም ሰራዊ [...]
ሻምብቆታት ነዳዲ ዓጽዩ ዘሎ ኣድማ ምብራቕ ሱዳን ደው ንምባሉ ዝርርብ ተጀሚሩ

ሻምብቆታት ነዳዲ ዓጽዩ ዘሎ ኣድማ ምብራቕ ሱዳን ደው ንምባሉ ዝርርብ ተጀሚሩ

Radio Erena: 28 September 2021 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ዝካየድ ዘሎ ኣድማ ደው ንምባሉ መንግስቲ ምስ ቤት ምኽሪ ቤጃ ዝርርብ ከምዝጀመረ ተገሊጹ። ብኣባል ሉኣላዊ ቤት ም [...]
ኢትዮጵያ ኣብ ግብጺ ዝርከብ ኤምባሲኣ ክትዓጹ’ያ

ኢትዮጵያ ኣብ ግብጺ ዝርከብ ኤምባሲኣ ክትዓጹ’ያ

Radio Erena: 27 September 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ግብጺ ዝርከብ ኤምባሲኡ ክዓጽዎ ምዃኑ ተሓቢሩ። መርበባት ሓበሬታ ግብጺ፣ ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ፣ ማርቆስ ተከለ ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረብኦ ዜና፣ እቲ ኤ [...]
ሱዳን፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ ንዝፈተኖ መጥቃዕቲ ከምዘምከነት ገሊጻ

ሱዳን፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ ንዝፈተኖ መጥቃዕቲ ከምዘምከነት ገሊጻ

Radio Erena: 26 September 2021 ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ንሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ዘዳውን ከባቢታት ዝፈተኖ መጥቃዕቲ፣ ብሰራዊት ሱዳን ከምዝመኸነ መንግስቲ ሱዳን ኣፍሊጡ። ሰራዊት ሱዳን ሎሚ ሰንበት 26 መስከረም [...]
ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ግዚያዊ መንግስቲ ኣቚሙ ዘሎ ልፍንቲ፣ ምትፍናን ተፈጢሩ

ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ግዚያዊ መንግስቲ ኣቚሙ ዘሎ ልፍንቲ፣ ምትፍናን ተፈጢሩ

Radio Erena: 26 September 2021 ኣብ ሱዳን ብሰንኪ’ቲ ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ፣ ኣብ መንጎ ግዚያዊ መንግስቲ ኣቚሙ ዘሎ ልፍንቲ ሲቪላዊን፣ ወተሃደራዊን ሓይልታት ምትፍናን ተፈጢሩ። ኣቦ ወንበር’ቲ [...]
ኬንያን ኢትዮጵያን፣ ዶባተን ንንግዲ ክፉት ክኸውን ኣብ ስምምዕ በጺሐን

ኬንያን ኢትዮጵያን፣ ዶባተን ንንግዲ ክፉት ክኸውን ኣብ ስምምዕ በጺሐን

Radio Erena: 26 September 2021 ኬንያን ኢትዮጵያን፣ ዶባተን ንንግዲ ክፉት ክኸውን ኣብ ስምምዕ በጺሐን። እቲ ብኢጋድ ከምዝተማእከለ ዝተገልጸ ስምምዕ፣ ኣብ መንጎ’ዘን ክልተ ሃገራት ብፍላይ ከኣ ኣብ ውጽኢት ሕርሻን [...]
ሶማል፣ ድሕሪ 30 ዓመታት ንመጀመርያ እዋን ምርኢት ፊልም ኣብ ሲነማ ተኻይዱ

ሶማል፣ ድሕሪ 30 ዓመታት ንመጀመርያ እዋን ምርኢት ፊልም ኣብ ሲነማ ተኻይዱ

Radio Erena: 24 September 2021 ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ፣ ድሕሪ 30 ዓመታት ንመጀመርያ እዋን፣ ምርኢት ፊልም ኣብ ሲነማ ተኻይዱ። እቲ ብረቡዕ 22 መስከረም፣ ቅድሚ 30 ዓመታት ኣብ ዝዓነወ 'ሃገራዊ ት [...]
ሱዳን፣ ትካላት ናይቲ ንናጽነት ፍልስጤማ ዝቓለ ሓማስ ኣደስኪላ

ሱዳን፣ ትካላት ናይቲ ንናጽነት ፍልስጤማ ዝቓለ ሓማስ ኣደስኪላ

Radio Erena: 24 September 2021 መንግስቲ ሱዳን፣ ንናጽነት ፍልስጤም ከምዝቓለ ብዝገልጽ ምንቅስቓስ ሓማስ ንዝውነን ዝተፈላለየ ትካላት ከምዘደስከለ ተገሊጹ። ሮይተርስ ኣብታ ሃገር ንዘለው ምንጭታቱ ብምጥቃስ [...]
ምብራቕ ሱዳን፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ስምምዕ ሰላም ንምትግባር ደንግዩ ብዝብል ኣድማ ተኻይዱ

ምብራቕ ሱዳን፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ስምምዕ ሰላም ንምትግባር ደንግዩ ብዝብል ኣድማ ተኻይዱ

Radio Erena: 23 September 2021 ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዝርከብ ምንቅስቓስ ህዝቢ ቤጃ፣ መሰጋጋገሪ መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ጁባ ንዝተኸተመ ስምምዕ ሰላም ኣብ ምትግባር ምድንጓያት ኣርእዩ ብዝብል፣ ኣብቲ ዞባ ንዝርከብ ንጥፈታ [...]
1 182 183 184 185 186 390 1840 / 3894