Category: ኣህጉራዊ ዜና
ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ዘትዩ፣ ተዓዛቢ ምርጫ ናብ ኢትዮጵያ ክልኣኽ ወሲኑ
Radio Erena: 20 April 2021
ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይን ምስሓብ ሰራዊት ኤርትራን ብዝምልከት ከምዝዘተየ ተሓቢሩ።
እቲ ብሰኑይ 19 ሚያዝያ፣ ብቪድዮ ኮንፈረንስ ዝ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ደቡባዊ ክልል ኣምሓራ፣ ናይ ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ
Radio Erena: 20 April 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ደቡባዊ ክልል ኣምሓራ ዝጀመረ መጠነ-ሰፊሕ መጥቃዕታትን ግጭታትን እናዓረገ ብምምጽኡ፣ ፈደራላዊ መንግስቲ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዊጁ።
መንግስቲ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ [...]
ኦነግ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፡ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕታት ኣካይዱ፣ እሱራት ኣፍቲሑ
Radio Erena: 19 April 2021
ሓይልታት ኦነግ ሸኔ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ሰሜን ሸዋ፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ከቢድ መጥቃዕታት ከምዘካየዱ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ገሊጹ።
ኣብቲ ኣብ ሸዋ ሮቢት፣ ኣንጾክያን ካራቖራ [...]
ፕረዚድንታት ጂቡቲን ግብጽን ኣብ ጉዳይ እቲ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶ ብዝምልከት ተመያይጦም
Radio Erena: 19 April 2021
ፕረዚደንታት ጂቡቲን ግብጺን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶን ኣጠቓቕማ ናይልን ብዝምልክተ ከምዝዘተመያየጡ ኣገልግሎት ዜና ግብጺ- መና ሓቢሩ።
እቶም መራሕቲ፣ [...]
ሱዳንን ቀጠርን፣ ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድንአ ንምሕዳስ ስምሞ ከቲመን
Radio Erena: 19 April 2021
ድሕሪ ምውዳቕ ስርዓት በሺር፣ ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድና ሱዳንን ቀጠርን፣ ዳግም ንምሕዳሱ ስምምዕ ከቲመን።
እዘን ክልተ ሃገራት፣ ዝምድንአን ንምሕዳስ ልዕሊ 36 ናይ ፕሮቶኮል ስምምዓ [...]
ደ/ሱዳን፣ ሓያሎ ላዕለዎት ወተሃደራውያን ሰበስልጣን ካብ መዝነቶም ተገሊፎም
Radio Erena: 18 April 2021
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት፣ ንሓያሎ ወተሃደራውያን ሰበስልታን’ታ ሃገር ካብ መዝነቶም ኣፋንዩ።
ብዓርቢ 16 ሚያዝያ ካብታ ሃገር ኣብ ዝተፈነወ ዜና ከምዘመልክቶ፣ ለተናል ጀ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ እዋን ምርጫ፣ ጸጥታ ዘኽብር ኮሚቴ ኣቚሙ
Radio Erena: 18 April 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ እዋን ምርጫ፣ ጸጥታ ዘኽብር ኮሚቴ ከምዘቖመ ኣፍሊጡ።
እቲ ብኣባላት ፈደራል ፖሊስ፣ ቤት ጽሕፈት ኣኽባር ሕጊ፣ ሃገራዊ ድሕነት፣ ሚኒስትሪ ምክልኻልን ወከልቲ ዞባዊያ [...]
ርእሰ ምምሕዳራት ጁባላንድን ፑንትላንድን፣ ኣሰር ሶማሊላንድ ብምስዓብ ናጽነት ከይእውጃ ተሰጊኡ
Radio Erena: 16 April 2021
ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ፣ ብዘይምርጫ ንክልተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ክጸንሕ ምዃኑ ድሕሪ ምፍላጡ፣ ርእሰ ምምሕዳራት ጁባላንድን ፑንትላንድን በይናዊ ምርጫትታ ከካይዳ ከ [...]
ኣብ ዕጹው ማዕጾ በጺሑ ዘሎ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይል ብዝምልክተ፣ መራሕቲ ሱዳን፣ ኢትዮጵያን ግብጽን ህጹጽ ርክብ ከካይዱ ቀ/ሚ ሱዳን ጸዊዑ
Radio Erena: 16 April 2021
ኣብ ዕጹው ማዕጾ በጺሑ ዘሎ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይልን ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶን ብዝምልከት፣ መራሕቲ ሱዳን፣ ኢትዮጵያን ግብጺን ህጹጽ ርክብ ከካይዱ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ [...]
‘ሱዳን፣ ዶብ ብምጥሓስ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ወራር ምፍጻማ፣ ንሰላም ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ሓደ ኣውዲቓቶ።’ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ
Radio Erena: 15 April 2021
ሱዳን፣ ዶብ ብምጥሓስ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ወራር ምፍጻማ፣ ንሰላም ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ሓደ ኣውዲቓቶ ኣላ ክብል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ምግላጹ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ። [...]