Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 180 181 182 183 184 361 1820 / 3604
ፕረዚደንት ሶማል፣ ብዘይ ምርጫ፣ ስልጣኑ ንክልተ ዓመታት ከናውሕ ምውሳኑ፣ ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ኮኒኖም

ፕረዚደንት ሶማል፣ ብዘይ ምርጫ፣ ስልጣኑ ንክልተ ዓመታት ከናውሕ ምውሳኑ፣ ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ኮኒኖም

Radio Erena: 14 April 2021 ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓምድ ዓብዱላሂ መሓምድ፣ ብዘይምርጫ ስልጣኑ ንክልተ ዓመታት ክናዋሕ፣ ብባይቶ እታ ሃገር ድሕሪ ዝተዋህበ ደገፍ፣ ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ኮኒኖም። እቲ ውሳኔ [...]
ካብ ገማግም ጂቡቲ ዝተበገሱ፣ 34 ስደተኛታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም

ካብ ገማግም ጂቡቲ ዝተበገሱ፣ 34 ስደተኛታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም

Radio Erena: 14 Wednesday 2021 ካብ ገማግም ባሕሪ ጂቡቲ ዝተበገሱ፣ 34 ስደተኛታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ከምዝሞቱ፣ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት -IOM ብ12 ሚያዝያ ሓቢሩ። ካብቶም [...]
ሶማልያ፣ ዕድመ ስልጣን ፕረዚደንት ብዘይ ምርጫ ንክልተ ዓመታት ተናዊሑ

ሶማልያ፣ ዕድመ ስልጣን ፕረዚደንት ብዘይ ምርጫ ንክልተ ዓመታት ተናዊሑ

Radio Erena: 14 Wednesday 2021 ዕድመ ስልጣኑ ኣብ 8 ለካቲት ዘብቅዐ ፕረዚደንት ሶማልያ፣ ብዘይምርጫ ንክልተ ዓመታት ተናዊሑ። ዕድመ ስልጣን ፕረዚደንት ንክልተ ዓመታት ክዋናሕ ዝተወሰነ፣ ባይቶ ሶማልያ ብሰ [...]
ግብጽን ሩስያን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ምስ ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ዘሎ ምስሕሓብ ኣጠቓቕማ ናይል ተመያይጠን

ግብጽን ሩስያን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ምስ ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ዘሎ ምስሕሓብ ኣጠቓቕማ ናይል ተመያይጠን

Radio Erena: 13 April 2021 ሩስያ፣ ኣብ መንጎ ግብጺ፣ ሱዳንን ኢትዮጵያን ብዛዕባ ተፈጢሩ ዘሎ ምስሕሓብ ኣጠቓቕማ ናይል ብዝምልከት ንምዝርራብ፣ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ሰርጌ ላቭሮቭ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መን [...]
ባንክ ዓለም፣ ንኢትዮጵያ ከይምውል ዳይረክተር ኣህጉራዊ ትካል ንሰላም ጸዊዑ

ባንክ ዓለም፣ ንኢትዮጵያ ከይምውል ዳይረክተር ኣህጉራዊ ትካል ንሰላም ጸዊዑ

Radio Erena: 13 April 2021 ባንክ ዓለም፣ ንኢትዮጵያ ዝህቦ ምወላ ከቛርጽ ዳይረክተር ኣህጉራዊ ትካል ንሰላም ጸዊዑ። ዳይረክተር ናይቲ World Peace Foundation ዝተባህለ ኣህጉራዊ ትካል፣ ኣሌክስ ደ [...]
ኢትዮጵያ፣ ንዲጋ ተሃድሶ ካልኣይ እዋን ማይ እትመልኣሉ ዝርዝራት ንሱዳን ከተፍልጥ ምዃና ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ንዲጋ ተሃድሶ ካልኣይ እዋን ማይ እትመልኣሉ ዝርዝራት ንሱዳን ከተፍልጥ ምዃና ተገሊጹ

Radio Erena: 12 April 2021 ኢትዮጵያ፣ ንዲጋ ተሃድሶ፣ ካልኣይ እዋና ማይ እትመልኣሉ ዝርዝራት ንሱዳን ከተፍልጥ ምዃና፣ ንምንጭታት ሰበ ስልጣን ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ቱርኪ- ኣናዱ [...]
ጂቡቲ፣ እስማዒል ዑመር ገለ፣ 98.5% ድምጺ ብምርካብ ንመበል ሓሙሻይ እዋኑ ፕረዚደንት ንምዃን ተዓዊቱ

ጂቡቲ፣ እስማዒል ዑመር ገለ፣ 98.5% ድምጺ ብምርካብ ንመበል ሓሙሻይ እዋኑ ፕረዚደንት ንምዃን ተዓዊቱ

Radio Erena: 11 April 2021 ኣብ ጂቡቲ፣ ብዓርቢ 09 ሚያዝያ ኣብ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ ን22 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ፣ ንመበል ሓሙሻይ እዋኑ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ። [...]
ሱዳናውያን ደቀንስትዮ፣ ኣብ ፖለቲካዊ ስልጣን እታ ሃገር ብግቡእ ክውከላ ዝጽውዕ ማኒፈስቶ ኣውጺኤን

ሱዳናውያን ደቀንስትዮ፣ ኣብ ፖለቲካዊ ስልጣን እታ ሃገር ብግቡእ ክውከላ ዝጽውዕ ማኒፈስቶ ኣውጺኤን

Radio Erena: 11 April 2021 ሱዳናውያን ደቀንስትዮ፣ ኣብ ፖለቲካዊ ስልጣን እታ ሃገር ብግቡእ ክውከላ ዝጽውዕ ማኒፈስቶ ኣውጺኤን። ንስርዓት ኣልበሽር ንምዕላው ንኣስታት ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ዝተኻየደ ህዝባዊ ናዕቢ፣ [...]
ግብጽን ዩጋንዳን ኣብ ጸጥታ ዝተመርኮሰ ኣፈናዊ ስምምዕ ፈሪመን

ግብጽን ዩጋንዳን ኣብ ጸጥታ ዝተመርኮሰ ኣፈናዊ ስምምዕ ፈሪመን

Radio Erena: 11 April 2021 ግብጺ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ምስ ኢትዮጵያ ጎረባብቲ ዝኾና ሃገራት ዝምድናኣ ንምዕባይ እተካዪዶ ዘላ ዘመተ፣ ምስ ዩጋንዳ እውን ኣብ ጸጥታ ዝተመርኮሰ ኣፈናዊ ስምምዕ ከቲማ። ኣብቲ ብ8 ሚ [...]
ሶማል፣ ምርጫ ዘንቀደ ዘተ ፕረዚደንትን መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራትን ብዘይፍረ ተበቲኑ

ሶማል፣ ምርጫ ዘንቀደ ዘተ ፕረዚደንትን መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራትን ብዘይፍረ ተበቲኑ

Radio Erena: 09 April 2021 ኣብ ሶማል፣ ነቲ ኣብ 8 ለካቲት 2021 ክካየድ ዝነበሮ ምርጫ፣ ንምትግብራ፣ ኣብ መንጎ ፕረዚደንት ሶማልን መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራትን ዝተኻየደ ዘተ፣ ሕጂ'ውን ብዘይ ፍረ ተበቲኑ። [...]
1 180 181 182 183 184 361 1820 / 3604