Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 181 182 183 184 185 366 1830 / 3658
ኢትዮጵያ፣ እሱራት ብግዴታ ወትሃደራዊ ኣልባሳት ብምኽዳን ከም ምሩዃት ኵናት ንምቕራቦም ይስርሓሉ ከምዘሎ ተቓሊዑ

ኢትዮጵያ፣ እሱራት ብግዴታ ወትሃደራዊ ኣልባሳት ብምኽዳን ከም ምሩዃት ኵናት ንምቕራቦም ይስርሓሉ ከምዘሎ ተቓሊዑ

Radio Erena: 10 May 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብዝተፈላለየ ገበናት ተጠርጢሮም ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ዜጋታት እታ ሃገር፣ ብግዴታ ወትሃደራዊ ኣልባሳት ብምኽዳን ከም ምሩዃት ኵናት ንምቕራቦም ይስርሓሉ ከምዘሎ ተቓሊዑ። [...]
‘ኣብ ትግራይ፣ ዓሌት ምጽናት’ዩ ዝካየድ ዘሎ’ ክብሉ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ፣ ኣቡነ ማትያስ ገሊጾም

‘ኣብ ትግራይ፣ ዓሌት ምጽናት’ዩ ዝካየድ ዘሎ’ ክብሉ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ፣ ኣቡነ ማትያስ ገሊጾም

Radio Erena: 10 May 2021 ፓትርያሪክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ፣ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ ማትያስ፣ ኣብ ትግራይ፣ ዓሌት ናይ ምጽናት ተግባራት ይካየድ ኣሎ ክብሉ ገሊጾም። ነቲ ኵናት ዘለዎም ተቓ [...]
ፕረዚደንት ኮንጎ፣ ንሱዳንን ግብጽን ምስ ኢትዮጵያ ንምቕርራብ ዝዓለመ ዑደት ኣካይዱ

ፕረዚደንት ኮንጎ፣ ንሱዳንን ግብጽን ምስ ኢትዮጵያ ንምቕርራብ ዝዓለመ ዑደት ኣካይዱ

Radio Erena: 10 May 2021 ፕረዚደንት ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ፣ ፈሊክስ ትስከዲ፣ ብጉዳይ ናይል ተሰሓሒበን ንዝርከባ ሱዳንን ግብጽን ምስ ኢትዮጵያ ንምቕርራበን ዝዓለመ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት፣ ኣብ [...]
ኣብ ሶማል ተኸሲቱ ዘሎ ናይ ስልጣን ቁርቁስ ንምሽምጋል፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ሓድሽ ተበግሶ ወሲዱ

ኣብ ሶማል ተኸሲቱ ዘሎ ናይ ስልጣን ቁርቁስ ንምሽምጋል፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ሓድሽ ተበግሶ ወሲዱ

Radio Erena: 09 May 2021 ኣብ ሶማል ተኸሲቱ ዘሎ ናይ ስልጣን ቁርቁስ ንምሽምጋል፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ሓድሽ ተበግሶ ወሲዱ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ኣቦ ወንበር’ቲ ሕብረት፣ ንናይ ጋና ፕረዚደንት ነበር ጆን ድራማኒ ማሃማ፣ ከም [...]
ንህወሓትን ሸኔን ከም ሽበራውያን ጉጅለታት ክምዝገቡ ዝቐረበ እማመ፣ ባይቶ’ታ ሃገር ኣጽዲቑዎ

ንህወሓትን ሸኔን ከም ሽበራውያን ጉጅለታት ክምዝገቡ ዝቐረበ እማመ፣ ባይቶ’ታ ሃገር ኣጽዲቑዎ

Radio Erena: 09 May 2021 ቆንስል ሚኒስተራት ኢትዮጵያ፣ ንህወሓትን ሸኔን ከም ሽበራውያን ጉጅለታት ክምዝገቡ ንዘቕረቦ እማመ፣ ባይቶ’ታ ሃገር ኣጽዲቑዎ። ብወከልቲ ህዝቢ ዝቖመ ባይቶ መበል 13 ስሩዕ ዋዕላኡ ኣብ ዘካ [...]
ቀጠር፣ ብጉዳይ ምርጫ ተኸሲቱ ንዘሎ ናይ ስልጣን ቁርቁስ ንምሽምጋል፣ ናብ ሶማል ፍሉይ ልኡኽ ሰዲዳ

ቀጠር፣ ብጉዳይ ምርጫ ተኸሲቱ ንዘሎ ናይ ስልጣን ቁርቁስ ንምሽምጋል፣ ናብ ሶማል ፍሉይ ልኡኽ ሰዲዳ

Radio Erena: 07 May 2021 ኣብ ሶማል፣ ኣብ መንጎ ርእሰ ምምሕዳራትን ፕረዚደንት መሓመድ ፋርማጆን ተፈጢሩ ብሰንኪ ዘሎ ምክፍፋል፣ እታ ሃገር ናብ ዝበኣሰ ምብትታን ከይትወድቕ ተሰጊእሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ቀጠር፣ ንተተ [...]
ጂቡቲ ንሉኣላውነት ሶማል ዘቆናጽብ ስጉምታት ትወስድ ኣላ ንዝብል ክሲ መንግስቲ ሶማል ነጺጉ

ጂቡቲ ንሉኣላውነት ሶማል ዘቆናጽብ ስጉምታት ትወስድ ኣላ ንዝብል ክሲ መንግስቲ ሶማል ነጺጉ

Radio Erena: 06 May 2021 ጂቡቲን ኬንያን፣ ንሉኣላውነትን ናጽነትን ሶማል ዘቆናጽብ ስጉምታት ይወስዳ ኣለዋ ክብል መንግስቲ ሶማል ወቒሱ። እቲ መንግስቲ ነዚ ወቐሳ ዘቕርብ ዘሎ፣ ኣብታ ሃገር ምስ ምርጫ ተተሓሒዙ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን ኣጠቓቕማ ናይልን ብዝምልከት ምስ ፕረዚደንት ግብጺ ተመያይጡ

ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን ኣጠቓቕማ ናይልን ብዝምልከት ምስ ፕረዚደንት ግብጺ ተመያይጡ

Radio Erena: 06 May 2021 ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ጀፍሪ ፌልትማን፣ ብዛዕባ'ቲ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን ኣጠቓቕማ ናይልን ብዝምልከት ምስ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ ተመያይጡ። [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ኢትዮጵያ ተዓዛቢ ምርጫ ንምልኣኽ ዝነበሮ መደብ ሰሪዙ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ኢትዮጵያ ተዓዛቢ ምርጫ ንምልኣኽ ዝነበሮ መደብ ሰሪዙ

Radio Erena: 05 May 2021 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ኢትዮጵያ ተዓዛቢ ምርጫ ንምልኣኽ ዝነበሮ መደብ ሰሪዙ። እቲ ሕብረት ነቲ መደብ ዝሰረዞ፣ እቲ ልኡኽ ክህልዎ ብዛዕባ ዝኽእል ናጽነትን ዓይነት መሳርሒ ርክባትን ብ [...]
ግብጺ፣ 3.75 ቢልዮን ኤውሮ ዝዋግአን 30 ነፈርቲ ውግእ ካብ ፈረንሳ ክትሽምት’ያ

ግብጺ፣ 3.75 ቢልዮን ኤውሮ ዝዋግአን 30 ነፈርቲ ውግእ ካብ ፈረንሳ ክትሽምት’ያ

Radio Erena: 05 May 2021 ግብጺ፣ 3.75 ቢልዮን ዶላር ዝዋግአን፣ ራፋል ዝዓይነትን 30 ነፈርቲ ውግእት ካብ ፈረንሳ ንምሽማት ስምምዕ ከምዝኸተመት ንመግለጺ ሚኒስትሪ ምክልኻል ግብጺ ብምጥቃስ ጸብጻባት ሓቢሮም። [...]
1 181 182 183 184 185 366 1830 / 3658