Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 145 146 147 148 149 365 1470 / 3650
ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ፣ ዘቕረቦ ጠለባት ኣብ ክልተ ቅነ መልሲ እንተዘይረኺቡ፣ ዳግማይ ንፖርት ሱዳን ክዓጹ  ምዃኑ ኣጠንቂቑ

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ፣ ዘቕረቦ ጠለባት ኣብ ክልተ ቅነ መልሲ እንተዘይረኺቡ፣ ዳግማይ ንፖርት ሱዳን ክዓጹ ምዃኑ ኣጠንቂቑ

Radio Erena: 06 December 2021 ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ - ናዚሪስ፣ ኣብ ስምምዕ ሰላም ምብራቕ ሱዳን ዘቕረቦ ጠለባት፣ ኣብ ክልተ ቅነ፣ ካብ መንግስቲ መልሲ እንተዘይረኺቡ፣ ንወደብ ፖርት ሱዳንን ናብቲ ወደብ ዘ [...]
ኣንቶንዮ ጉተረዝ ምስ ኣልቡርሃን ምውጋኑ ብሱዳናውያን ፖለቲከኛታት ይንቀፍ

ኣንቶንዮ ጉተረዝ ምስ ኣልቡርሃን ምውጋኑ ብሱዳናውያን ፖለቲከኛታት ይንቀፍ

Radio Erena: 05 December 2021 ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብዓብደላ ሓምዶክን ኣልቡርሃንን ዝቐረበ እማመ ማሕበር ሰብ ሞያ ሱዳን ክቕበሎ ንዘቕረቦ ጻውዒት፣ እቲ ማሕበር ነጺጉዎ። ኣንቶንዮ ጉተረዝ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ማሕበ [...]
‘ቻይና፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ምትእትታው ወጻኢ ሃገራት ብትሪ ትቃወም’: ኣምባ. ዣዎ ሺዩዋን

‘ቻይና፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ምትእትታው ወጻኢ ሃገራት ብትሪ ትቃወም’: ኣምባ. ዣዎ ሺዩዋን

Radio Erena: 05 December 2021 cክብል ኣምባሳደር’ታ ሃገር ገሊጹ። ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣዎ ሺዩዋን ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሃገራት ምዕራብ ብስም ሰብኣዊ መሰላትን ደሞክራሲን ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብርኦ ምትእትታ [...]
ሱዳን፣ ናብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘዳውባ ዞባ ኣልፋሺጋ ተወሳኺ ሰራዊትን ኣጽዋርን ተጸግዕ ከምዘላ ተሓቢሩ

ሱዳን፣ ናብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘዳውባ ዞባ ኣልፋሺጋ ተወሳኺ ሰራዊትን ኣጽዋርን ተጸግዕ ከምዘላ ተሓቢሩ

Radio Erena: 04 December 2021 ሱዳን፣ ናብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘዳውባ ዞባ ኣልፋሽጋ ተወሳኺ ሰራዊትን ኣጽዋርን ተዋፍር ከምዘላ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እታ ሃገር ናብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕባ ዘሎ [...]
ሰራዊት ኡጋንዳ፣ ዕጡቓት ንምህዳን ዶብ ሰጊሩ ናብ ኮንጎ ከምዝኣተወ ተገሊጹ

ሰራዊት ኡጋንዳ፣ ዕጡቓት ንምህዳን ዶብ ሰጊሩ ናብ ኮንጎ ከምዝኣተወ ተገሊጹ

Radio Erena: 03 November 2021 ኡጋንዳ፣ ኣብ ዞባ ኪቩ ዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ንምህዳን ምስ ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ብሓባር ዝስለፍ ሰራዊት ከምዝልኣኸት መደበር ቴሌቪዥን ፈረንሳ ኣቃሊሓ። ሰራዊት ኡጋንዳ፣ [...]
ፕረዚደንት ሶማልን ኣሚር ቀጠርን ኣብ ህሉው ኩነታት ሶማልን ናይ ምትሕግጋዝ መደባትን ዘትዮም

ፕረዚደንት ሶማልን ኣሚር ቀጠርን ኣብ ህሉው ኩነታት ሶማልን ናይ ምትሕግጋዝ መደባትን ዘትዮም

Radio Erena: 03 November 2021 ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ፋርማጆ፣ ናብ ቀጠር ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት፣ ምስ በዓልቲ ቤቱን ክልተ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝርከቦም፣ ክልተ ሚኒስተ [...]
‘ትዊተር ጸግዒ ሓይልታት ትግራይ ሒዙ።’ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ውግዓዊ ጥርዓን ኣቕሪቡ

‘ትዊተር ጸግዒ ሓይልታት ትግራይ ሒዙ።’ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ውግዓዊ ጥርዓን ኣቕሪቡ

Radio Erena: 03 November 2021 ሓደ ካብቶም ናይ ዓለምና ዝዓበየ ማሕበራዊ ሜድያታታት ዝኾነ ትዊተር፣ ጸግዒ ሓይልታት ትግራይ ሒዙ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ወቒሱ። እቲ ትካል፣ ኣብ ልዕሊ 'ቶም ንሓይልታት ት [...]
ጂቡቲ ምስ ቀጠር ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድንኣ ናብ ንቡር መሊሳ

ጂቡቲ ምስ ቀጠር ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድንኣ ናብ ንቡር መሊሳ

Radio Erena:02 December 2021 ጂቡቲ ምስ ቀጠር ኣዛሕቲላቶ ዝጸንሐት ዝምድና ናብ ንቡር ከምዝመለሰት ተገሊጹ። እታ ሃገር ነቲ ካብ 2017 ኣቲሒዛ ኣደስኪላቶ ዝጸንሐት ዝምድና ምስ ቀጠር ናብ ንቡር ከምዝመለሰ [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ድሕሪ ምእዋጅ ናይ ህጹጽ እዋን፣ ወራር መሬት ገኒኑ ምህላዉ ቤት ጽሕፈት ጸጥታ እታ ከተማ ገሊጹ

ኣዲስ ኣበባ፣ ድሕሪ ምእዋጅ ናይ ህጹጽ እዋን፣ ወራር መሬት ገኒኑ ምህላዉ ቤት ጽሕፈት ጸጥታ እታ ከተማ ገሊጹ

Radio Erena: 01 December 2021 ኣብ ኵናት ትግራይ ተሸሚሙ ዝርከብ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናይ ህጹጽ እዋን ድሕሪ ምእዋጁ፣ ወራር መሬት የስፋሕፍሕ ከምዘሎ፣ ንሓላፊ ጸጥታ እታ ከተማ፣ ቀንዓ ያደታ ብምጥቃስ ጋዜጣ ዘ [...]
ኣመሪካ፣ ሓደ ሽሕ ተወሰኽቲ ወትሃደራት ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክትልእኽ’ያ

ኣመሪካ፣ ሓደ ሽሕ ተወሰኽቲ ወትሃደራት ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክትልእኽ’ያ

Radio Erena: 01 December 2021 ኣመሪካ፣ ኣስታት ሓደ ሽሕ ተወሰኽቲ ወትሃደራት ናብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክትልእኽ ምዃና መርበብ ሓበሬታ ሚሊታሪ ኣፍሊጡ። 800 ካብ ቨርጂንያ 200 ድማ ካብ ኬንታኪ ዝተኣኻኻቡ [...]
1 145 146 147 148 149 365 1470 / 3650