Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 147 148 149 150 151 361 1490 / 3605
ኣብ ትግራይ፣ ኩሎም ሓይልታት ገበናት ኵናት ፈጺሞም ክብል ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

ኣብ ትግራይ፣ ኩሎም ሓይልታት ገበናት ኵናት ፈጺሞም ክብል ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

Radio Erena: 04 November 2021 ኣብ ትግራይ ኵናት ዝተሳተፉ ኩሎም ሓይልታት፣ ገበናት ኵናት ፈጺሞም ዝብል እምነት ከምዘለዎ፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ብኮሚሽነር ሚቸል ባቸለት ተመሪሑ ብ3 ሕዳር ኣብ ዘቕረ [...]
አመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ተወሳኺ ናይ ቁጠባ እገዳ ኣንቢራ

አመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ተወሳኺ ናይ ቁጠባ እገዳ ኣንቢራ

Radio Erena: 04 November 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣመሪካ ምስ ኵናት ትግራይ ብዝተሓሓዝ ንዘቕረበቶ ቅድመ ኩነታት ክቕበል ፍቓደኛ ብዘይምዃኑ፣ ምምሕዳር ባይደን ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር ተወሳኺ ናይ ቁጠባ እገዳ ኣንቢሩ። [...]
ሱዳን፣ ዝተበተነ ናይ ሲቪል መሰጋገሪ መንግስቲ ንምምላስ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ክዕወት ዝልዓለ ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ

ሱዳን፣ ዝተበተነ ናይ ሲቪል መሰጋገሪ መንግስቲ ንምምላስ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ክዕወት ዝልዓለ ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 04 November 2021 ኣብ ሱዳን፣ ንሲቪላዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ብምብታን፣ ወትሃደራዊ ዕልዋ ዘካየደ ጀነራል ኣልቡርሃን ዝመርሖ ጉጅለን ካብ ስልጣኑ ዝተኣልየ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክን፣ መሰጋገሪ [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ተዛረብቲ ትግርኛ ብኣልማማ ይእሰሩ፣ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ካብታ ሃገር ክወጹ ብዝድለዩ ወጻእተኛታት ኣዕለቕሊቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ ተዛረብቲ ትግርኛ ብኣልማማ ይእሰሩ፣ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ካብታ ሃገር ክወጹ ብዝድለዩ ወጻእተኛታት ኣዕለቕሊቑ

Radio Erena: 02 November 2021 ሓይልታት ትግራይ፣ መጥቃዕታቶም ብምሕያል ናብ ዝተፈላለየ መኣዝን ኣብ ዝግስግስሉ ዘለዉ እዋን፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተወላዶ ትግራይ ይኹኑ ኤርትራውያን ተዛረብቲ ትግርኛ ብኣልማ [...]
ፖርት ሱዳን፣ ንሽዱሽተ ሰሙን ዝቐጸለ ወደብን ኣውራ መንገድታትን ናይ ምዕጻው ኣድማ ደው ኢሉ

ፖርት ሱዳን፣ ንሽዱሽተ ሰሙን ዝቐጸለ ወደብን ኣውራ መንገድታትን ናይ ምዕጻው ኣድማ ደው ኢሉ

Radio Erena: 02 November 2021 ኣብ ፖርት ሱዳን፣ ንወርሕን ክልተ ቅነን ዝቐጸለ፣ ወደብን ኣውራ መንገድታትን ናይ ምዕጻው ኣድማ ደው ከምዝብል ዋና ጸሓፊ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ ናዚሪስ፣ ዓብደላ ኣቡሻር ኣፍሊጡ [...]
ሚኒስተር ዜና ሊባኖስ፣ ንምትእትታው ስዑዲ ዓረብ ኣብ የመን ብምንቃፉ፣ ኣርባዕተ ሃገራት ወሽመጥ ምስ ሊባኖስ ዝነበረን ዝምድና ኣዛሕቲለን

ሚኒስተር ዜና ሊባኖስ፣ ንምትእትታው ስዑዲ ዓረብ ኣብ የመን ብምንቃፉ፣ ኣርባዕተ ሃገራት ወሽመጥ ምስ ሊባኖስ ዝነበረን ዝምድና ኣዛሕቲለን

Radio Erena: 02 November 2021 ስዑዲ ዓረብ፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኩዌትን ባሕሬይንን ኣብ ሊባኖስ ዝነበሩ ኣምባሳደራተን ብምስሓብ ዝጸንሐን ዲፕሎማስያዊ ከምዘዛሕተላ ገሊጸን። እዘን ሃገራት ናብዚ ስጉምቲ [...]
ርዋንዳ፣ ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛታት ብግዝያውነት ንምቕባል ምስ ሕብረት ኣፍሪቃን UNHCRን ተወሳኺ ስምምዕ ከቲማ

ርዋንዳ፣ ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛታት ብግዝያውነት ንምቕባል ምስ ሕብረት ኣፍሪቃን UNHCRን ተወሳኺ ስምምዕ ከቲማ

Radio Erena: 02 November 2021 ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዘለዉ፣ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን፣ ብግዝያውነት ናብ ርዋንዳ ንምግዓዞም ተወሳኺ ስምምዕ ተኸቲሙ። እቲ ኣብ መንጎ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ መዝገብ ‘ብኵናት ዝሕመሳ ዘለዋ ሃገራት’ ሰፊራ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ መዝገብ ‘ብኵናት ዝሕመሳ ዘለዋ ሃገራት’ ሰፊራ

Radio Erena: 02 November 2021 ኢትዮጵያ፣ ብኵናት ካብ ዝሕመሳ ዘለዋ ሃገራት ዓለም ምስተን ቀዳሞት ካብ እትስራዕ ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ገሊጹ። እታ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ እትርከብ ሃገር ማዕረ ዒራቕ፣ [...]
ሓይልታት ትግራይ ንከተማ ደሴ ከምዝተቖጻጸሩዋ ኣብ ዝሕብሩሉ ዘለዉ እዋን፣ ፈደራላዊ መንግስቲ’ታ ሃገር ‘ሓቅነት የብሉን’ ይብል

ሓይልታት ትግራይ ንከተማ ደሴ ከምዝተቖጻጸሩዋ ኣብ ዝሕብሩሉ ዘለዉ እዋን፣ ፈደራላዊ መንግስቲ’ታ ሃገር ‘ሓቅነት የብሉን’ ይብል

Radio Erena: 31 October 2021 ሓይልታት ትግራይ ንከተማ ደሴ ከምዝተቖጻጸሩዋ ኣብ ዝሕብሩሉ ዘለዉ እዋን፣ ፈደራላዊ መንግስቲ’ታ ሃገር ‘ሓቅነት የብሉን’ ክብል ገሊጹ። ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ንኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ ኣብ [...]
ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ኣል-ቡርሃን፣ ንዘቑሞ ሓድሽ መንግስቲ ክመርሓሉ ንዓብደላ ሓምዶክ ጻውዒት ኣቕሪቡ

ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ኣል-ቡርሃን፣ ንዘቑሞ ሓድሽ መንግስቲ ክመርሓሉ ንዓብደላ ሓምዶክ ጻውዒት ኣቕሪቡ

Radio Erena: 31 October 2021 ኣብ ሱዳን ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን፣ ንዘቑሞ ሓድሽ መንግስቲ ክመርሓሉ ንዓብደላ ሓምዶክ ጻውዒት ከምዘቕረበሉ ኣፍሊጡ። ኣል-ቡርሃን ምስ ደገፍቱ ኣብ ዘ [...]
1 147 148 149 150 151 361 1490 / 3605