Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 144 145 146 147 148 366 1460 / 3658
ካብ ክልላት ኣምሓራን ዓፈርን ከምዝሰሓቡ ክገልጹ ዝጸንሑ ሓይልታት ትግራይ፣ ተመሊሶም ንታሪኻዊት ከተማ ላሊበላ ተቖጻጺሮም

ካብ ክልላት ኣምሓራን ዓፈርን ከምዝሰሓቡ ክገልጹ ዝጸንሑ ሓይልታት ትግራይ፣ ተመሊሶም ንታሪኻዊት ከተማ ላሊበላ ተቖጻጺሮም

Radio Erena: 13 December 2021 ካብ ሰፊሕ ከባቢታት ክልላት ኣምሓራን ዓፈርን ይስሕቡ ከምዘለዉ ክገልጹ ዝጸንሑ ሓይልታት ትግራይ፣ ተመሊሶም ንታሪኻዊት ከተማ ላሊበላን ከባቢታቱን ከምዝተቖጻጸሩ ኣፍሊጦም። መን [...]
ቱርኪ፣ ንመንግስቲ ሶማል ድሮን ዝርከቦ ዝተፈላለየ ወትሃደራዊ ንዋት ከምዘበርከተት ተገሊጹ

ቱርኪ፣ ንመንግስቲ ሶማል ድሮን ዝርከቦ ዝተፈላለየ ወትሃደራዊ ንዋት ከምዘበርከተት ተገሊጹ

Radio Erena: 13 December 2021 ቱርኪ፣ ንመንግስቲ ሶማል፣ ዝተፈላለየ ወትሃደራዊ ሓገዝ ከምዘበርከተት መርበባት ዜና ገሊጸን። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ከምዝተለገሰ ዝተገልጸ ወትሃደራዊ ንብረት ድሮንን፣ ኣብ ም [...]
ልኡኽ ሩስያ ምስ ሱዳን ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ንምብርባር፣ ናብ ካርቱም ከምርሕ ምዃኑ ተገሊጹ

ልኡኽ ሩስያ ምስ ሱዳን ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ንምብርባር፣ ናብ ካርቱም ከምርሕ ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 13 December 2021 ኣብ መንጎ ሱዳንን ሩስያን ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ንምብርባር ዝዓለመ ወትሃደራዊ ልኡኽ ሩስያ ናብ ካርቱም ክበጽሕ ምዃኑ ኣፍሪካን ኢንተሊጀንስ ሓቢሩ። ኣብ ሚኒስ [...]
ፕሮግራም መግቢ ዓለም፣ ኣብ ደሴን ኮምቦልቻን ከካዪዶ ዝጸንሐ ምዕዳል መግቢ ረዲኤት ደው ኣቢሉ

ፕሮግራም መግቢ ዓለም፣ ኣብ ደሴን ኮምቦልቻን ከካዪዶ ዝጸንሐ ምዕዳል መግቢ ረዲኤት ደው ኣቢሉ

Radio Erena: 12 December 2021 ፕሮግራም መግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከባቢታት ደሴን ኮምቦልቻን ከካዪዶ ዝጸንሐ ምዕዳል መግቢ ረዲኤት ደው ከምዘበሎ ገሊጹ። እቲ ኣካል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ኣብ ዘ [...]
ማሕበረሰብ ዓለም፣ ንመንግስቲ ሱዳን ዝገብሮ ሓገዝ ደው ከብል፣ ህዝቢ ሱዳን ጸዊዑ

ማሕበረሰብ ዓለም፣ ንመንግስቲ ሱዳን ዝገብሮ ሓገዝ ደው ከብል፣ ህዝቢ ሱዳን ጸዊዑ

Radio Erena: 12 December 2021 ማሕበረሰብ ዓለም፣ ንመንግስቲ ሱዳን ዝገብሮ ሓገዝ ደው ከብል፣ ህዝቢ ሱዳን ጻውዒት ኣቕሪቡ። ኣብዚ ብተኸታታሊን ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታትን ዝካየድ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፍታት፣ ማሕበረሰብ ዓለም [...]
Sudan: The Return of Alkaizan

Sudan: The Return of Alkaizan

Radio Erena: 10 December 2021 By Fathi Osman It is an open secret that Alkaizan are preparing for a forceful return to power in Khartoum. “K [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ደው ዝብለሉ ተኽእሎታት ንምምይያጥ ናብ ግብጺ፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ቱርኪን ይበጽሕ

ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ደው ዝብለሉ ተኽእሎታት ንምምይያጥ ናብ ግብጺ፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ቱርኪን ይበጽሕ

Radio Erena: 10 December 2021 ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ደው ዝብለሉ ተኽእሎታት ብዝምልከት ንምምይያጥ ናብ ግብጺ፣ ሕቡራት ኢማራት ዓ [...]
ፈረንሳ፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ 10 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ብሓገዝ ለጊሳ

ፈረንሳ፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ 10 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ብሓገዝ ለጊሳ

Radio Erena: 10 December 2021 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣቐዲሙ ብዝኣተዎ መብጽዓ መሰረት፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ዝውዕል 10 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ብሓገዝ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ [...]
ምምሕዳር ባይደን፣ ኣብ ልዕሊ ኣዛዚ ወትሃደራዊ ስለያ ኡጋንዳ እገዳ ኣንቢሩ

ምምሕዳር ባይደን፣ ኣብ ልዕሊ ኣዛዚ ወትሃደራዊ ስለያ ኡጋንዳ እገዳ ኣንቢሩ

Radio Erena: 09 December 2021 ኣመሪካ፣ ምስ ምግሃስ ሰብኣዊ መስላት ተተሓሒዙ፣ ኣዛዚ ወትሃደራዊ ስለያ ኡጋንዳ፣ ሜጀር ጀነራል ኣቤል ካንዲሆ ንዝርከቦም ዝርከቦም መኮንናት ከምዘንበረት ተገሊጹ። እቲ ብክፍሊ [...]
ላዕለዎት ወትሃደራውያ ኣዘዝቲን ስልጣንን ደቡብ ሱዳን፣ ድሕረ-ኵናት ኣብ ዝህሉ መስርሕ ምዕቃብ ሰላም፣ ህንጸትን ምርግጋእን ዘትዮም

ላዕለዎት ወትሃደራውያ ኣዘዝቲን ስልጣንን ደቡብ ሱዳን፣ ድሕረ-ኵናት ኣብ ዝህሉ መስርሕ ምዕቃብ ሰላም፣ ህንጸትን ምርግጋእን ዘትዮም

Radio Erena: 09 December 2021 25 ላዕለዎት ወትሃደራውያን ኣዘዝቲን ሰበ ስልጣንን ደቡብ ሱዳን፣ ድሕሪ ግጭት ኣብ ዝህሉ መስርሕ ምዕቃብ ሰላም፣ ህንጸትን ምርግጋእን ኣብ ዝብል ኣጀንዳ ተመያይጦም። ንሳቶም [...]
1 144 145 146 147 148 366 1460 / 3658