Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 8 9 10 11 12 366 100 / 3658
ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ድሕርቲ ናብ ዩክሬን ሰራዊት ምልኣኽ ኣድላዪ ክኸውን ከምዝኽእል ምግላጹ፡ ካብ ኔቶን ሕብረት ኤውሮጳን ተቓውሞ ገጢምዎ

ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ድሕርቲ ናብ ዩክሬን ሰራዊት ምልኣኽ ኣድላዪ ክኸውን ከምዝኽእል ምግላጹ፡ ካብ ኔቶን ሕብረት ኤውሮጳን ተቓውሞ ገጢምዎ

RADIO ERENA:- Wednesday , 28 February 2024 ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ድሕርቲ ናብ ዩክሬን ሰራዊት ምልኣኽ ኣድላዪ ክኸውን ከምዝኽእል ምግላጹ፡ ካብ ኔቶን ሕብረት ኤውሮጳን ነቐፌታ ገጢምዎ። [...]
ሶማልን ብሪጣንያን ኣብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዘትየን

ሶማልን ብሪጣንያን ኣብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዘትየን

RADIO ERENA:- Wednesday , 28 February 2024 ብጸሓፊ ሓይልታት ምክልኻል፡ ጄምስ ሂፐይ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ብሪጣንያ ኣብ ሶማል ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ላለዋይ በዓል ስልጣን ዝመር [...]
መራሕቲ ሱዳንን ሊብያን፡ ኣብ ህሉው ኩነታት ዘትዮም

መራሕቲ ሱዳንን ሊብያን፡ ኣብ ህሉው ኩነታት ዘትዮም

RADIO ERENA:- Tuesday , 27 February 2024 ኣቦ መንበር ሉአላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፡ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፡ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሃገሩን ተራ ሊብያን ብዝምልከት ንምዝርራብ ናብ ትሪፖሊ ኣምሪሑ። እቲ [...]
ሶማልያ ጸጥታ ባሕራ ንምውሓስ ምስ ቱርኪ ውዕል ፈሪማ

ሶማልያ ጸጥታ ባሕራ ንምውሓስ ምስ ቱርኪ ውዕል ፈሪማ

RADIO ERENA:- Friday, 23 February 2024 ሶማልያ ትማሊ ረቡዕ ጸጥታ ገማግም ባሕራ ንምውሓስ ዝዓለመ ስምምዕ ምስ ቱርኪ ከም ዝተፈራረመት ተገሊጹ። ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማል ሃምዛ ዓብዲ ባረ፣ "ሶማልያ ኣብ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ መሸጣ ኣእዱግ ንማሕረዲ ኣጊዱ

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ መሸጣ ኣእዱግ ንማሕረዲ ኣጊዱ

RADIO ERENA:- Thursday, 22 February 2024 ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ተጋብኡ ዝቐነየ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ መሸጣ ኣእዱግ ንማሕረዲ ክእገድ ንዝቐረበ እማመ ብምጽዳቕ ተዛዚሙ። እቲ ሕብረት፣ ብ18 ለካ [...]
ፖርት ሱዳን፣ ደቂንስትዮ ወትሃደራዊ ታዕሊም ይወስዳ ምህላወን ተገሊጹ

ፖርት ሱዳን፣ ደቂንስትዮ ወትሃደራዊ ታዕሊም ይወስዳ ምህላወን ተገሊጹ

RADIO ERENA:- Thursday, 22 February 2024 ኣብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ፈጣን ሓይልታትን ዝተወልዐ ግጭት ዓመት ክመልእ ኣብ ዝተቓረበሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ፖርት ሱዳን ንደቂንስትዮ ወትሃደራዊ ታ [...]
ሑቲ ፣ ኣብ ጋዛ ተኹሲ ብህጹጽ ደው ክብል ጸዊዑ

ሑቲ ፣ ኣብ ጋዛ ተኹሲ ብህጹጽ ደው ክብል ጸዊዑ

Radio Erena: Wednesday, 21 February 2024 ንዝበዝሐ ክፋል የመን ተቖጻጺሩ ዝርከብ ብኢራን ዝድገፍ ሑቲ ትማሊ ሰሉስ ኣብ ኢክስ ማለት ትዊተር ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ኣብ ጋዛ ህጹጽ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስጉ [...]
ሱዳን፣ 18 ሚልዮን ሰባት ኣብ ሓደጋ ጥሜት

ሱዳን፣ 18 ሚልዮን ሰባት ኣብ ሓደጋ ጥሜት

Radio Erena: Wednesday, 21 February 2024 ኣብ ሱዳን ኣስታት 18 ሚልዮን ሰባት ማለት 37% ካብ ጠቕላላ ብዝሒ ህዝቢ ኣብ ሓደጋ ጥሜት ይርከቡ። ኣብቲ ብፕሮግራም መግቢ ዓለም ሕቡራት ሃገራት (WFP) [...]
ኣፍደገ ባሕሪ ዘይብለን ኡጋንዳ፣ ርዋንዳን ደቡብ ሱዳንን፣ ወደብ ሞምባሳ ናይ ኬንያ ንምጥቓም ዝሓሸ ኣማራጺ ይጠልባ

ኣፍደገ ባሕሪ ዘይብለን ኡጋንዳ፣ ርዋንዳን ደቡብ ሱዳንን፣ ወደብ ሞምባሳ ናይ ኬንያ ንምጥቓም ዝሓሸ ኣማራጺ ይጠልባ

Radio Erena: Tuesday, 20 February 2024 ኣፍደገ ባሕሪ ዘይብለን ርዋንዳ፣ ኡጋንዳን ደቡብ ሱዳንን፣ ብመንገዲ ወደብ ሞምባሳ ናይ ኬንያ ብሓድሽ ኣማራጺ፣ ናይ ወደብ ኣገልግሎት ክረኽባ ይጠልባ ምህላወን ኣፍሊጠን። [...]
ፈረንሳ፣ ግጭት ሱዳን ሓደ ዓመቱ ኣብ ዝመልኣሉ ዕለት፣ ንሰብኣዊ ሓገዛት ዝዓለመ ኣህጉራዊ ዋዕላ ከተአንግድ’ያ

ፈረንሳ፣ ግጭት ሱዳን ሓደ ዓመቱ ኣብ ዝመልኣሉ ዕለት፣ ንሰብኣዊ ሓገዛት ዝዓለመ ኣህጉራዊ ዋዕላ ከተአንግድ’ያ

Radio Erena: Tuesday, 20 February 2024 ግጭት ክልተ ወትሃደራውያን ሓይልታት ሱዳን ካብ ዝውላዕ፣ ሓደ ዓመቱ ኣብ ዝመልኣሉ፣ 15 ሚያዝያ፣ መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት ዘተኮረ ዋዕላ፣ ኣብ ከተማ ፓሪስ [...]
1 8 9 10 11 12 366 100 / 3658