Category: ዜና

1 32 33 34 35 36 345 340 / 3445
ኤርትራ፣ ብማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ዝደጋገም ዘሎ ጎስጓስ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ፣ ኣብ ህዝቢ ሻቕሎት ይፈጥር

ኤርትራ፣ ብማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ዝደጋገም ዘሎ ጎስጓስ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ፣ ኣብ ህዝቢ ሻቕሎት ይፈጥር

Radio Erena: Thursday, 26 October 2023 ብወገን ኢትዮጵያ ዝደጋገምን ብጹዑቕ ጎስጓስ ዝካየደሉን ዘሎ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ፣ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ሻቕሎት ፈጢሩ ምህላዉ ምንጭታት ኤረና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። [...]
تاسيس جبهة مدنية جديدة في السودان بمشاركة حمدوك

تاسيس جبهة مدنية جديدة في السودان بمشاركة حمدوك

إذاعة إرينا 24.10.2023 بدأت يوم الاثنين الماضي  الاجتماعات الرسمية لتأسيس «الجبهة المدنية لإيقاف الحرب واستعادة الحكم المدني الديمقراطي في السودان» [...]
راوندا ترسل مساعدات إنسانية إلى غزة

راوندا ترسل مساعدات إنسانية إلى غزة

إذاعة إرينا 25.10.2023 أرسلت الحكومة الرواندية 16 طنا من المساعدات الانسانية  لسكان غزة الذين وقعوا ضحايا القتال بين إسرائيل وحماس. ووصلت معظم المس [...]
ንመራሕቲ ኣል-ሸባብ ዝጠቖመ 10 ሚልዮን ዶላር ሞቕሽሽ ተሰሊዑ

ንመራሕቲ ኣል-ሸባብ ዝጠቖመ 10 ሚልዮን ዶላር ሞቕሽሽ ተሰሊዑ

Radio Erena: Monday 23 October 2023 ንኣዝዮም ተደለይቲ መራሕቲ ሶማላዊ ጉጅለ ዕጡቕ ኣል-ሸባብ ኣሕመድ ዲርየ: ማሃድ ካራተ: ጀሃድ ሙስጠፍን ኣቡበከር ዓሊ ኣዳን ዝጠቆመን ኣበይ ከምዘለዉን ዝሓበረን ንነፍሲወ [...]
ኣፍሪቃ: ሓድሽ ዝለዓለ ናይ ክለባት ኩዑሶ እግሪ ግጥም ጀሚሩ

ኣፍሪቃ: ሓድሽ ዝለዓለ ናይ ክለባት ኩዑሶ እግሪ ግጥም ጀሚሩ

Radio Erena: Monday 23 October 2023 ኣብ ኣፍሪቃ ብዓይነቱ ሓድሽ ዝኾን ኣብ መንጎ ዓበይቲ ናይ ሃገራት ክዑሶ እግሪ ክለባት ዝካየድ ግጥም ዝሓለፈ ዓርቢ ጀሚሩ:: እዚ African Football Leagu [...]
ብርጌድ ንሓመዱ፣ ውዳቤታቱ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራትን ከተማታትን የሓይል

ብርጌድ ንሓመዱ፣ ውዳቤታቱ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራትን ከተማታትን የሓይል

Radio Erena: Monday 23 October 2023 ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ኣንጻር 'ቲ ንኤርትራ ዘመሓድር ዘሎ ስርዓት ዝተፈላለያ ናይ ተቓውሞ ውድባትን ህዝባዊ ምልዕዓላትን ምንቅስቓሳትን ተራእዩ እዩ:: ካብቲ ኣብ ወጻኢ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት – ብዮናታን ሃብተ

ሰንበት ምስ ሸኾርተት – ብዮናታን ሃብተ

Radio Erena: Sunday, 22 October 2023 Radio Erena · ሰንበት 22 ጥቅምቲ 2023   [...]
عودة الجنود الصوماليين المتدربين في إرتريا للمشاركة في العمليات العسكرية ضد حركة الشباب في الصومال

عودة الجنود الصوماليين المتدربين في إرتريا للمشاركة في العمليات العسكرية ضد حركة الشباب في الصومال

 إذاعة إرينا 21.10.2023 ذكرت وسائل الاعلام الصومالية بأن الجنود الصوماليين الذين كانوا يتلقون تدريبات عسكرية في إرتريا لمدة خمسة أعوام عادوا إلى بل [...]
ኢትዮጵያ፣ ውህሉል ዕዳኣ ትኸፍለሉ ግዜ ክናዋሕ ሓቲታ

ኢትዮጵያ፣ ውህሉል ዕዳኣ ትኸፍለሉ ግዜ ክናዋሕ ሓቲታ

Radio Erena: 19 October 2023 ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ ዝተኣከበ ውህሉል ናይ ወጻኢ ዕዳ፣ ትኸፍለሉ ግዜ ክናዋሓላ ከምዝሓተተ ተገሊጹ። እታ ሃገር ነዚ ሕቶ ተቕርብ ዘላ፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ፣ ብመሪሕነት ባ [...]
ጃፓን፣ ኣብ ፍሉይ ስርሒት ዝዋፈራ ነፈርቲ ናብ ጂቡቲ ልኢኻ

ጃፓን፣ ኣብ ፍሉይ ስርሒት ዝዋፈራ ነፈርቲ ናብ ጂቡቲ ልኢኻ

Radio Erena: 19 October 2023 ጃፓና፣ ኣብ ፍሉይ ስርሒት ዝዋፈራ ሰለስተ ነፈርቲ ናብ ጂቡቲ ከምዘዋፈረት ወትሃድራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እተን C-2 ዝዓይነተን፣ ኣብ ምክልኻል፣ መጥቃዕትን መጓዓዝያን ዝነጥ [...]
1 32 33 34 35 36 345 340 / 3445