Category: ዜና

1 33 34 35 36 37 345 350 / 3446
ጃፓን፣ ኣብ ፍሉይ ስርሒት ዝዋፈራ ነፈርቲ ናብ ጂቡቲ ልኢኻ

ጃፓን፣ ኣብ ፍሉይ ስርሒት ዝዋፈራ ነፈርቲ ናብ ጂቡቲ ልኢኻ

Radio Erena: 19 October 2023 ጃፓና፣ ኣብ ፍሉይ ስርሒት ዝዋፈራ ሰለስተ ነፈርቲ ናብ ጂቡቲ ከምዘዋፈረት ወትሃድራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እተን C-2 ዝዓይነተን፣ ኣብ ምክልኻል፣ መጥቃዕትን መጓዓዝያን ዝነጥ [...]
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ታዕሊም ዝጸንሑ ወትሃደራትሶማል ናብ ግንባራት ተፋንዮም

ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ታዕሊም ዝጸንሑ ወትሃደራትሶማል ናብ ግንባራት ተፋንዮም

Radio Erena: Wednesday, 18 October 2023 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ታዕሊም ዝጸንሑ ወትሃደራት ሶማል ናብ ዓዶም ከምዝተመልሱ መርበባት ዜና ሶማል ሓቢረን። እቶም ብነፈርቲ ናብ ዓዶም ዝተመልሱ ወትሃደራት፣ ኣብ [...]
الحكومة الارترية تسجن الجنود الذين شاركوا في حرب تجراي لعدم عودتهم  بعد الاجازة إلى وحداتهم العسكرية

الحكومة الارترية تسجن الجنود الذين شاركوا في حرب تجراي لعدم عودتهم بعد الاجازة إلى وحداتهم العسكرية

إذاعة إرينا 17.10.2023   الحكومة الارترية تقوم بسجن  الجنود الذين شاركوا في القتال في تيغراي ستة أشهر نتيجة  رفض العودة إلى وحداتهم العسكرية [...]
ሱዳን፣ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ኵናት፣ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት መንግስቲ ተቐቲሉ

ሱዳን፣ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ኵናት፣ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት መንግስቲ ተቐቲሉ

Radio Erena: Tuesday, 17 October 2023 ኣብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ፈጣን ሓይልታትን ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ኵናት፣ ሓደ ላዕለዋይ ኣዛዚ ከምዝተቐትለ ተሓቢሩ። ብጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ዝምርሑ ፈ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሓድሽ ኣብ ዝቖመ ክልል ማእከላዊ ብዝተጓሃሃረ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ሓድሽ ኣብ ዝቖመ ክልል ማእከላዊ ብዝተጓሃሃረ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: Tuesday, 17 October 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ሓድሽ ኣብ ዝቖመ ክልል ማእከላዊ፣ ኣብ ዞባ ጉራጌ፣ ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ከምዘውረደ ተሓቢሩ። እቲ ካብ 14 ጥቅምቲ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝተኻየደ ኵናት ድሕሪ ምስታፎም፣ ዕረፍቲ ተዋሂብዎም ናብ ኣሃዱታቶም ዘይተመልሱ ኣባላት ሰራዊት ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ይእሰሩ

ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝተኻየደ ኵናት ድሕሪ ምስታፎም፣ ዕረፍቲ ተዋሂብዎም ናብ ኣሃዱታቶም ዘይተመልሱ ኣባላት ሰራዊት ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ይእሰሩ

Radio Erena: Tuesday, 17 October 2023 መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝተኻየደ ኲናት ተሳቲፎም፡ ዕረፍቲ ተዋሂብዎ ካልኣይ ግዜ ናብ ኣሃድኦም ዘይተመልሱ ኣባላት ሰራዊት፣ ናይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ማእሰርቲ ይ [...]
رئيس الوزراء الأثيوبي  يصرح أمام قيادات حزبية رفيعة المستوى باستعداه لإثارة مطالب أثيوبيا في الحصول على منفذ سيادي في البحر الأحمر

رئيس الوزراء الأثيوبي يصرح أمام قيادات حزبية رفيعة المستوى باستعداه لإثارة مطالب أثيوبيا في الحصول على منفذ سيادي في البحر الأحمر

إذاعة إرينا 16.10.2023 في تصريح علني حول البحر الأحمر قال رئيس الوزراء الإثيوبي آبي أحمد أمام جمع من الوزراء وقيادات حزبية رفيعة المستوى في أديس أب [...]
بيان صحفي صادر عن إرتريا بشأن مسألة الموانئ الإثيوبية

بيان صحفي صادر عن إرتريا بشأن مسألة الموانئ الإثيوبية

إذاعة إرينا 16.10.2023   أصدرت وزارة الاعلام الارترية تصريحا صحفيا مقتضبا اليوم حول تصريحات رئيس الوزراء الاثيوبي  عن أهمية ضرورة حصول اثيو [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: Sunday, 15 October 2023 Radio Erena · ሰንበት 15 ጥቅምቲ 2023   [...]
ኬንያ፣ ዜጋታት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝኾኑ ስደተኛታት ዘሰጋግሩ ዝነበሩ ኣባላት ፖሊስ ተታሒዞም

ኬንያ፣ ዜጋታት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝኾኑ ስደተኛታት ዘሰጋግሩ ዝነበሩ ኣባላት ፖሊስ ተታሒዞም

Radio Erena: Thursday, 12 October 2023 ኣብ ኬንያ፣ ዜጋታት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሱዳን ዝኾኑ ስደተኛታት ዝጸዓነት ናይ ፖሊሲ መኪና ብፖሊስ ከምዝተታሕዘት መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቶም ኣብታ [...]
1 33 34 35 36 37 345 350 / 3446