Category: ዜና ወጻኢ

1 54 55 56 57 58 202 560 / 2013
ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ሃገራት እቲ ዞባ ዑደት የካይድ

ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ሃገራት እቲ ዞባ ዑደት የካይድ

Radio Erena: 20 September 2022 ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣምባሳደር ዢ ቢንግ፣ ኣብ ሃገራት እቲ ዞባ ዑደት የካይድ ኣሎ። ኣብ ለካቲት 2022 መዝነት ካብ ዝቕበል፣ ንካልኣይ እዋኑ ዘካይዶ ዘ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ኤርትራ ተዓጊቶም ዘለዉ ውትሃደራት ሶማል ኣብ ምምላስ  ክትተሓጋገዞም ፕረዚደንት ሓሰን ሓቲቱ

ኣመሪካ፣ ኣብ ኤርትራ ተዓጊቶም ዘለዉ ውትሃደራት ሶማል ኣብ ምምላስ ክትተሓጋገዞም ፕረዚደንት ሓሰን ሓቲቱ

Radio Erena: 17 September 2022 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ሶማል ዝጸንሐ ፖለቲካዊ ፍልልይ ክሳብ ዝፍታሕ፣ ካብ 2019 ኣትሒዞም ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ኣስታት 5 ሽሕ ሶማላውያን ወትሃደራት ናብ ዓዶም ከ [...]
ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ምትሕብባር ጸጥታ ዘተኮረ ስምምዕ ከቲመን

ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ምትሕብባር ጸጥታ ዘተኮረ ስምምዕ ከቲመን

Radio Erena: 16 September 2022 ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ምትሕብባር ጸጥታ ዘተኮረ ስምምዕ ከምዝኸተማ ተገሊጹ። እቲ ብሰሉስ 13 መስከረም፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸተመ ስምምዕ፣ ኣብ ምልዋጥ ሓበሬታ፣ ኢ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 15 September 2022 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምክያድ ብ14 መስከረም ናብታ ሃገር ኣትዩ። ዕላማ ዑደት እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ናብ ጂቡቲ [...]
ፕረዚደንት ግብጺ፣ ድሕሪ ናይ ኣባዕተ ዓመታት ምፍጣጥ ዲፕሎማሲ ናብ ቀጠር በጺሑ

ፕረዚደንት ግብጺ፣ ድሕሪ ናይ ኣባዕተ ዓመታት ምፍጣጥ ዲፕሎማሲ ናብ ቀጠር በጺሑ

Radio Erena: 15 September 2022 ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ፣ ኣብ ቀጠር ናይ ክልተ መዓልታት ዑደት ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት፣ ካብ 12 ክሳብ 14 መስከረም ኣብ ቀጠር ኣብ ዝጸንሓሉ፣ ምስ ኣሚር [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መቐለ ኣብ ዘካየዶ ደብዳን ድሮን ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መቐለ ኣብ ዘካየዶ ደብዳን ድሮን ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

Radio Erena: 15 September 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ትማሊ 14 መስከረም ኣብ ከተማ መቐለ ብዝቐጸሎ ደብዳብ ሰብ ኣልቦ በረርቲ ወይ ድሮን ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ንሰብ ሞያ ሕክምና ብምጥቃስ ሮይተርስ [...]
ፕረዚደንትታት ጂቡቲን ፈረንሳን ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሰሜን ኢትዮጵያ ተመያይጦም

ፕረዚደንትታት ጂቡቲን ፈረንሳን ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሰሜን ኢትዮጵያ ተመያይጦም

Radio Erena: 12 September 2022 ፕረዚደንታት ጂቡቲን ፈረንሳን ብዛዕባ ህሉው ጸጥታውን ወትሃደራውያን ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከምዝተመያየጡ፣ ቤተ መንግስቲ ኤሊዘ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። ፕረዚደንት [...]
ዘተ ሰላም ቅድሚ ምጅማሩ ሓይልታት ትግራይ ዕጥቖም ክፈትሑ ከምዘለዎም ላዕለዋይ በዓል ስልጣን መንግስቲ ገሊጹ

ዘተ ሰላም ቅድሚ ምጅማሩ ሓይልታት ትግራይ ዕጥቖም ክፈትሑ ከምዘለዎም ላዕለዋይ በዓል ስልጣን መንግስቲ ገሊጹ

Radio Erena: 12 September 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ህወሓት ስምምዕ ምቁራጽ ተዅሲ ንምኽታምን ናብ ዘተ ሰላም ንምቕራብን ድሉው ዝኸውን ሓይልታት ትግራይ ዕጥቆም ምስ ዝፈትሑ ጥራይ ምዃኑ ገሊጹ። እቲ መ [...]
ቤት ምኽሪ መራኸቢ ብዙሓን ኢትዮጵያ፣ ናብ ጋዜጠኛታት’ታ ሃገር ጻውዒት ኣቕሪቡ

ቤት ምኽሪ መራኸቢ ብዙሓን ኢትዮጵያ፣ ናብ ጋዜጠኛታት’ታ ሃገር ጻውዒት ኣቕሪቡ

Radio Erena: 11 September 2022 ቤት ምኽሪ መራኸቢ ብዙሓን ኢትዮጵያ፣ ነታ ሃገር ኣብ ዓዘቕቲ ሸሚሙዋ ዘሎ ውግእ ሓድሕድ ደው ክብል፣ ማዕከናት ዜና ተረአን ክጻወታ ጸዊዑ። ኣብቲ ብ9 መስከረም ዘቕረቦ ጻውዒት ቤት ም [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝተወለዐ ዶባዊ ግጭት ንምፍታሕ እማመ ኣቕሪባ

ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝተወለዐ ዶባዊ ግጭት ንምፍታሕ እማመ ኣቕሪባ

Radio Erena: 11 September 2022 ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝተወለዐ ዶባዊ ግጭት ንምፍታሕ እማመ ኣቕሪባ። ፍሉይ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ቱት ጋትሉዋክ ማኒም ብ9 መስከረም ንጋዜጠኛታት [...]
1 54 55 56 57 58 202 560 / 2013