Category: ዜና ወጻኢ

1 55 56 57 58 59 202 570 / 2020
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 15 September 2022 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምክያድ ብ14 መስከረም ናብታ ሃገር ኣትዩ። ዕላማ ዑደት እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ናብ ጂቡቲ [...]
ፕረዚደንት ግብጺ፣ ድሕሪ ናይ ኣባዕተ ዓመታት ምፍጣጥ ዲፕሎማሲ ናብ ቀጠር በጺሑ

ፕረዚደንት ግብጺ፣ ድሕሪ ናይ ኣባዕተ ዓመታት ምፍጣጥ ዲፕሎማሲ ናብ ቀጠር በጺሑ

Radio Erena: 15 September 2022 ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ፣ ኣብ ቀጠር ናይ ክልተ መዓልታት ዑደት ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት፣ ካብ 12 ክሳብ 14 መስከረም ኣብ ቀጠር ኣብ ዝጸንሓሉ፣ ምስ ኣሚር [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መቐለ ኣብ ዘካየዶ ደብዳን ድሮን ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መቐለ ኣብ ዘካየዶ ደብዳን ድሮን ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

Radio Erena: 15 September 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ትማሊ 14 መስከረም ኣብ ከተማ መቐለ ብዝቐጸሎ ደብዳብ ሰብ ኣልቦ በረርቲ ወይ ድሮን ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ንሰብ ሞያ ሕክምና ብምጥቃስ ሮይተርስ [...]
ፕረዚደንትታት ጂቡቲን ፈረንሳን ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሰሜን ኢትዮጵያ ተመያይጦም

ፕረዚደንትታት ጂቡቲን ፈረንሳን ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሰሜን ኢትዮጵያ ተመያይጦም

Radio Erena: 12 September 2022 ፕረዚደንታት ጂቡቲን ፈረንሳን ብዛዕባ ህሉው ጸጥታውን ወትሃደራውያን ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከምዝተመያየጡ፣ ቤተ መንግስቲ ኤሊዘ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። ፕረዚደንት [...]
ዘተ ሰላም ቅድሚ ምጅማሩ ሓይልታት ትግራይ ዕጥቖም ክፈትሑ ከምዘለዎም ላዕለዋይ በዓል ስልጣን መንግስቲ ገሊጹ

ዘተ ሰላም ቅድሚ ምጅማሩ ሓይልታት ትግራይ ዕጥቖም ክፈትሑ ከምዘለዎም ላዕለዋይ በዓል ስልጣን መንግስቲ ገሊጹ

Radio Erena: 12 September 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ህወሓት ስምምዕ ምቁራጽ ተዅሲ ንምኽታምን ናብ ዘተ ሰላም ንምቕራብን ድሉው ዝኸውን ሓይልታት ትግራይ ዕጥቆም ምስ ዝፈትሑ ጥራይ ምዃኑ ገሊጹ። እቲ መ [...]
ቤት ምኽሪ መራኸቢ ብዙሓን ኢትዮጵያ፣ ናብ ጋዜጠኛታት’ታ ሃገር ጻውዒት ኣቕሪቡ

ቤት ምኽሪ መራኸቢ ብዙሓን ኢትዮጵያ፣ ናብ ጋዜጠኛታት’ታ ሃገር ጻውዒት ኣቕሪቡ

Radio Erena: 11 September 2022 ቤት ምኽሪ መራኸቢ ብዙሓን ኢትዮጵያ፣ ነታ ሃገር ኣብ ዓዘቕቲ ሸሚሙዋ ዘሎ ውግእ ሓድሕድ ደው ክብል፣ ማዕከናት ዜና ተረአን ክጻወታ ጸዊዑ። ኣብቲ ብ9 መስከረም ዘቕረቦ ጻውዒት ቤት ም [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝተወለዐ ዶባዊ ግጭት ንምፍታሕ እማመ ኣቕሪባ

ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝተወለዐ ዶባዊ ግጭት ንምፍታሕ እማመ ኣቕሪባ

Radio Erena: 11 September 2022 ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝተወለዐ ዶባዊ ግጭት ንምፍታሕ እማመ ኣቕሪባ። ፍሉይ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ቱት ጋትሉዋክ ማኒም ብ9 መስከረም ንጋዜጠኛታት [...]
ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ኣብ ጂቡቲ ብምስጢር ይዛተዩ ኣለዉ

ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ኣብ ጂቡቲ ብምስጢር ይዛተዩ ኣለዉ

Radio Erena: 10 September 2022 ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን፣ ኣብ ጂቡቲ ብምስጢር ይዛተዩ ከምዘለዉ ራድዮ ፈረንሳ ንምንጭታት ዲፕሎማሲ ብምጥቃስ ኣረጋጊጻ። እታ ራድዮ ሎሚ ቀዳም 10 መስከረም ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዕጡቓት ኣምሓራ ኣብ ክልል ኦሮሞ ልዕሊ 60 ሰባት ከምዝቐተሉ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ዕጡቓት ኣምሓራ ኣብ ክልል ኦሮሞ ልዕሊ 60 ሰባት ከምዝቐተሉ ተገሊጹ

Radio Erena: 09 September 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 60 ሰለማውያን ሰባት ብዕጡቓት ከምዝተቐትሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ኣረጋጊጹ። ልዕሊ 70 ሰባት 'ውን ብከ [...]
ሰራሕተኛታት በዓልመዚ ኤሌክትሪክ ሱዳን፣ ወሰኽ ደሞዝ ብምጥላብ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ኣካይዶም

ሰራሕተኛታት በዓልመዚ ኤሌክትሪክ ሱዳን፣ ወሰኽ ደሞዝ ብምጥላብ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ኣካይዶም

Radio Erena: 09 September 2022 ሰራሕተኛታት በዓልመዚ ኤሌክትሪክ ሱዳን፣ ወሰኽ ደሞዝ ብምጥላብ ናይ ክልተ መዓልታት ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ኣካይዶም። እቲ ኣድማ ኣብ ዞባታት ካርቱም፣ ቀይሕ ባሕሪ፣ ሰ [...]
1 55 56 57 58 59 202 570 / 2020