Category: ዜና ወጻኢ

1 164 165 166 167 168 202 1660 / 2013
ሱዳን፣ ብሰራዊት ዝተደገፉ ሚሊሻ ኢትዮጵያ ኣብ ዶባት መጥቃዕቲ ከምዝፈጸሙ ከሲሳ

ሱዳን፣ ብሰራዊት ዝተደገፉ ሚሊሻ ኢትዮጵያ ኣብ ዶባት መጥቃዕቲ ከምዝፈጸሙ ከሲሳ

Radio Erena: 29 May 2020 ብሰራዊት ዝተደገፉ ሚሊሻ ኢትዮጵያ ኣብ ዶባት ሱዳን መጥቃዕቲ ከምዝፈጸሙ ሚኒስትሪ ምክልኻል ሱዳን ከሲሱ። ኣፈኛ ሰራዊት ሱዳን ብርጋድየር ዓምር መሓደም ኣል ሓሰን ኣብ ዝሃቦ ወግዓዊ [...]
ጠቕላሊ ሓለቃ ሰታፍ ሰራዊት የመን፣ ብሑቲ ካብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ንስክላ ካብ ሞት ድሒኑ፣ ወዱን ወዲ ሓዉን ግና ተቐቲሎም

ጠቕላሊ ሓለቃ ሰታፍ ሰራዊት የመን፣ ብሑቲ ካብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ንስክላ ካብ ሞት ድሒኑ፣ ወዱን ወዲ ሓዉን ግና ተቐቲሎም

Radio Erena: 29 May 2020 ሑቲ፣ ንጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት የመን ልዩተናንት ጀነራል ሳጊር ቢን ዓዚን ንምቕታል ኣብ ዘካየዶ ስርሒት፣ ብውሕዱ ሸሞንተ ሰባት ተቐቲሎም። በቲ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ፣ ዞባ ማሪብ፣ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ሰበ ስልጣን ስርዓት በሺር ብኮረና ቫይረስ ተጠቒዖም

ሱዳን፣ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ሰበ ስልጣን ስርዓት በሺር ብኮረና ቫይረስ ተጠቒዖም

Radio Erena: 29 May 2020 ድሕሪ ምውዳቕ ስርዓት በሺር ኣብ ሚያዝያ 2019፣ ናብ ማእስርቲ ካብ ዝኣተዉ ሓያሎ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ናይቲ ስርዓት፣ ብውሕድ ሰለስተ ብኮረና ቫይረስ ከምዝተጠቕዑ ተገሊጹ። ንሳቶም [...]
ን13 ዓመታት ኣብ ሱዳን ተዋፊሩ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕቡራት ሃገራት፣ ድሕሪ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ክወጽእ’ዩ

ን13 ዓመታት ኣብ ሱዳን ተዋፊሩ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕቡራት ሃገራት፣ ድሕሪ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ክወጽእ’ዩ

Radio Erena: 28 May 2020 ካብ 2007 ኣትሒዙ ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር ተዋፊሩ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ናይዚ ዓመት'ዚ ዕማሙ ከብቅዕ ምዃኑ ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ፣ ኣብ መን [...]
ፕረዚደንት ርዋንዳ ፓል ካጋመ፣ ንቦኽሪ ወዱ ዝልዓለ ስልጣን መንግስቲ ሂብዎ

ፕረዚደንት ርዋንዳ ፓል ካጋመ፣ ንቦኽሪ ወዱ ዝልዓለ ስልጣን መንግስቲ ሂብዎ

Radio Erena: 28 May 2020 ፕረዚደንት ርዋንዳ ፖል ካጋመ፣ ኢቫን ካጋመ ንዝተባህለ ቦኽሪ ወዱ፣ ኣባል ቦርድ ልምዓት እታ ሃገር ክኸውን ሸይምዎ። እቲ ወዲ 30 ዓመት መንእሰይ፣ ናብዚ ሓደ ካብ ወሰንቲ ረቛሒታት ምዕባለ [...]
የመን፣ ኣብ መንገዲ ብዝተጻወደ ነታጕ ሓላፊ ጸጥታ ምስ ሓሙሽተ ዓጀብቱ ተቐቲሉ

የመን፣ ኣብ መንገዲ ብዝተጻወደ ነታጕ ሓላፊ ጸጥታ ምስ ሓሙሽተ ዓጀብቱ ተቐቲሉ

Radio Erena: 28 May 2020 ኣብ ምብራቓዊ የመን ኣብ ዝርከብ ዞባ ሓድራሞት፣ ኣብ መንኪና ብዝተጻወደ ነታጕ፣ ሓላፊ ጸጥታ ከተማ ሺባም ኮለነል ሳልሕ ዓሊ ጃብር ምስ ሓሙሽተ ዓጀብቱ ከምዝተቐትለ መንግስቲ ኣፍሊጡ። ናይቲ [...]
ኮሮናቫይርረስ፣ ንብዝሒ ተጠቃምነት ኢንተርነት ብልዕሊ 35% ከምዘዕበዮ ተገሊጹ

ኮሮናቫይርረስ፣ ንብዝሒ ተጠቃምነት ኢንተርነት ብልዕሊ 35% ከምዘዕበዮ ተገሊጹ

Radio Erena: 26 May 2020 ንለበዳ ኮራና ቫይረስን ስዒቡ ድሕሪ ዝወጸ ኣዋጃት ውሸባን ምዕጻው ኣብ ኣባይትን፣ ህዝቢ ናብ ማዕከናት ዜና ዝጸንሖ ኣተኩሮ ብዝልዓለ ናህሩ'ዩ ወሲኹ። ከም ቲቪን ሬድዮን ዝኣመሰለ ሜድ [...]
ብመንግስቲ ዝውነና ሜድያ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ጸጥታ ከምዝፈረሰ ዘቕረብኦ ዜና ሓሶት ምዃኑ እቲ ክልል ገሊጹ

ብመንግስቲ ዝውነና ሜድያ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ጸጥታ ከምዝፈረሰ ዘቕረብኦ ዜና ሓሶት ምዃኑ እቲ ክልል ገሊጹ

Radio Erena: 26 May 2020 ብመንግስቲ ዝውነና ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ጸጥታ ብምፍራሱ፣ ክልላዊ መንግስቲ ጣልቃ ክኣቱ ነበርቲ ሓቲቶም ክብላ ኣቃሊሐን። ነዚ ብሜድያ መንግስቲ ብ24 ግንቦት ዝ [...]
25 ግንቦት መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተዘኪሩ

25 ግንቦት መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተዘኪሩ

Radio Erena: 26 May 2020 25 ግንቦት መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተዘኪሩ። እዚ ንመበል 57 ዓመቱ ዝዝከር ዘሎ፣ መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምክልኻል ዝተጀመረ ጻዕሪ ነሐይል ብዝብል ኣርእስቲ' [...]
ሪክ ማቻር፣ ኣብ ከተማ ጁባ ፍሉይ ሕክምናዊ ክንክን ይካየደሉ’ሎ

ሪክ ማቻር፣ ኣብ ከተማ ጁባ ፍሉይ ሕክምናዊ ክንክን ይካየደሉ’ሎ

Radio Erena: 24 May 2020 ምኽትል ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሪክ ማቻር፣ ኣብ ከተማ ጁባ ፍሉይ ሕክምናዊ ክንክን ይካየደሉ ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ሪክ ማቻር፣ ብኮሮና ቫይረስ ተለኺፉ ስለዘሎ፣ ን [...]
1 164 165 166 167 168 202 1660 / 2013