Category: ዜና ወጻኢ

1 166 167 168 169 170 203 1680 / 2021
ብሩንዲ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ከየስግኣ ሃገራዊ ምርጫ ኣካይዳ

ብሩንዲ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ከየስግኣ ሃገራዊ ምርጫ ኣካይዳ

Radio Erena: 21 May 2020 ብሩንዲ፣ ን15 ዓመታት ኣብ ስልጣን ንዝጸንሐ ፕረዚደንት ፒየኽ ኑኩሩንዚዛ ንምትካእ፣ ትማሊ ረቡዕ 20 ግንቦት ሃገራዊ ምርጫ ኣካይዳ። ኣስትታት 11 ሚልዮን ካብ ዝብዝሑ ህዝቢ ብሩንዲ፣ እቲ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብታ ሃገር ዝኣተወ ጂቡታዊ ፓይሎት ብግዴታ ናብ ዓዱ መሊሳ

ኢትዮጵያ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብታ ሃገር ዝኣተወ ጂቡታዊ ፓይሎት ብግዴታ ናብ ዓዱ መሊሳ

Radio Erena: 17 May 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብታ ሃገር ንዝኣተወ ፓይሎት ሓይሊ ኣየር ጂቡቲ፣ ብግዴት ናብ ዓዱ መሊስዎ። እቲ ፎኣድ ዮሱፍ ዓሊ ዝተባህለ ኣባል ሓይሊ ኣየር ጂቡቲ፣ ብፕረዚደን [...]
ርዋንዳ፣ ብዓሌታዊ ህልቂት፣ ብዝልዓለ ክህደን ዝጸንሐ ሰብ ኣብ ፓሪስ ተታሒዙ

ርዋንዳ፣ ብዓሌታዊ ህልቂት፣ ብዝልዓለ ክህደን ዝጸንሐ ሰብ ኣብ ፓሪስ ተታሒዙ

Radio Erena: 17 May 2020 ኣብ ርዋንዳ፣ ኣብ 1994 ኣብ ዝተፈጸመ ዓሌታዊ ህልቂት፣ ኢድ ኔርዎ ተባሂሉ ብዝልዓለ ክህደን ዝጸንሐ፣ ፈሊስየን ካቡጋ ዝተባህለ ርዋንዳዊ ኣብ ፓሪስ ተታሒዙ። እቲ ንኣስታት 26 ዓመ [...]
ግብጺ ንጉዳይ ዲጋ ተሓድሶ ብዝምልክት ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ክሲ ክትምስርት’ያ

ግብጺ ንጉዳይ ዲጋ ተሓድሶ ብዝምልክት ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ክሲ ክትምስርት’ያ

Radio Erena: 17 May 2020 ግብጺ ንጉዳይ ዲጋ ተሓድሶ ብዝምልክት ኢትዮጵያ ዝወሰደቶ በይናዊ ስጉምቲ ብምቅዋም ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ክሲ ክትምስርት ምዃና ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ኢትዮጵያ ብ1 [...]
ኬንያ ምስ ሶማልን ታንዛንያን ዘራኽባ ዶባት ከምዝዓጸወት ኣፍሊጣ

ኬንያ ምስ ሶማልን ታንዛንያን ዘራኽባ ዶባት ከምዝዓጸወት ኣፍሊጣ

Radio Erena: 17 May 2020 ኬንያ ምስ ሶማልን ታንዛንያን ዘራኽባ ዶባት ከምዝዓጸወት ኣፍሊጣ። ፕረዚደንት’ታ ሃገር ኡሁሩ ኬንያታ ንማዕከናት ዜና ሃገሩ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ካብ ሶማልን ታንዛንያን [...]
ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ብኢትዮጵያ ንዝቐረበ እማመ ነጺጋ

ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ብኢትዮጵያ ንዝቐረበ እማመ ነጺጋ

Radio Erena: 14 May 2020 ኢትዮጵያ፣ እትሃንጸ ንዘላ ዲጋ ተሃድሶ፣ ካብ ናይል ማይ ክመልእ ዝጅምረሉ እዋንን ኣገባባትን ብዝምልከት ዘቕረበቶ እማመ መንግስቲ ሱዳን ነጺግዎ። ሚኒስትሪ ሃብቲ ማይን ሕርሻን ሱዳን፣ ንቀዳ [...]
ኡጋንዳ፣ ኣብ 2021 ዝካየድ ምርጫ፣ ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ክስረዝ ከምዝኽእል ፕረዚደንት ሙሴቬኒ ኣተንቢሁ

ኡጋንዳ፣ ኣብ 2021 ዝካየድ ምርጫ፣ ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ክስረዝ ከምዝኽእል ፕረዚደንት ሙሴቬኒ ኣተንቢሁ

Radio Erena: 14 May 2020 ን34 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ዩዌሪ ሙሰቬኒ፣ ዝመጽእ ዓመት ኣብ ወርሒ መጋቢት ክካየድ ዝተመደበ ሃገራዊ ምርጫ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ክስረዝ ከምዝኽእል ኣተንቢሁ [...]
‘ኢማኩሊ፣ ናይ ግዳያት ግዳይ’ – ወትሩ ሰሉስ ኣብ ሬድዮ ኤረና

‘ኢማኩሊ፣ ናይ ግዳያት ግዳይ’ – ወትሩ ሰሉስ ኣብ ሬድዮ ኤረና

Radio Erena: 12 May 2020 'Left To Tell' ብዝብል ኣርእስቲ ካብ ህልቂት ርዋንዳ ንስክላ ብዝደሓነት መንእሰይ ኢማኵሊ ተጻሒፋ፣ ኣብ 2006 ናብ ህዝቢ ድሕሪ ምዝርግሓ፣ ሚልዮናት ቅድሓት ተሸይጣን ናብ ዝተፈላ [...]
ጂቡቲ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምምካት ንዝሓገዙዋ 12 ቻይናውያን ሓካይም ሃገራዊ ክብሪ ሸሊማ

ጂቡቲ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምምካት ንዝሓገዙዋ 12 ቻይናውያን ሓካይም ሃገራዊ ክብሪ ሸሊማ

Radio Erena: 12 May 2020 ጂቡቲ ምስ ብዝሒ ህዝባ ብምንጽጻር፣ ኣብ ኣፍሪቃ እታ ዝበዝሐ መልከፍቲ ኮረና ቫይረስ ዝተራእየላ ሃገር'ያ። ሓደ ሚልዮን ካብ ዘይኣኸበል ብዝሒ ህዝባ፣ ዛጊት ኣስታት 1200 መልከፍትን [...]
ከሰላ፣ ኣብ መንጎ ቤን ዓምርን ኑባን ብዝተኻየደ ናይ ቀቢላ ግጭት 3 ሰባት ተቐቲሎም፣ 79 ቆሲሎም

ከሰላ፣ ኣብ መንጎ ቤን ዓምርን ኑባን ብዝተኻየደ ናይ ቀቢላ ግጭት 3 ሰባት ተቐቲሎም፣ 79 ቆሲሎም

Radio Erena: 11 May 2020 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ከሰላ፣ ኣብ መንጎ ካብ ቤጃ ዝኾኑ ቤን ዓምርን ኑባን ኣብ ዝተኻየደ ናይ ቅቢላ ግጭት ብውሕዱ 3 ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ 79 ድማ ቆሲሎም። እቲ ካብ ሓሙስ 7 [...]
1 166 167 168 169 170 203 1680 / 2021