Category: ዜና ወጻኢ

1 162 163 164 165 166 201 1640 / 2002
ግብጺ ኣብ ደቡብ ሱዳን ወተሃደራዊ መዓስከር ክትሃንጽ እያ ተባሂሉ ንዝወጸ መግለጺ፣ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ነጺጉዎ

ግብጺ ኣብ ደቡብ ሱዳን ወተሃደራዊ መዓስከር ክትሃንጽ እያ ተባሂሉ ንዝወጸ መግለጺ፣ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ነጺጉዎ

Radio Erena: 07 June 2020 ግብጺ ኣብ ደቡብ ሱዳን ወተሃደራዊ መዓስከር ክትሃንጽ እያ ተባሂሉ ንዝወጸ መግለጺ፣ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ። ማዕከናት ዜና ደቡብ ሱዳን ኣብ ዘቃለሖኦ ሓበሬታ፣ ግብጺ ብ [...]
ዚምባብወ፣ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታታ ተወሺቦምሉ ካብ ዝነበሩ ማእከላት ናይ ዝሃደሙ ስም ዝርዝር ወግዓዊ ገይራ

ዚምባብወ፣ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታታ ተወሺቦምሉ ካብ ዝነበሩ ማእከላት ናይ ዝሃደሙ ስም ዝርዝር ወግዓዊ ገይራ

Radio Erena: 07 June 2020 ዚምባብወ፣ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታታ ተወሺቦምሉ ካብ ዝነበሩ ማእከላት ናይ ዝሃደሙ ስም ዝርዝር ወግዓዊ ገይራ። መንግስቲ ዚምባብወ ብኮሮና ቫይረስ ናይ ዝተለኽፉ ዜጋታቱ ኣስማት ዝር [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ኣማሓዳሪ ከባቢን ሓለፊ ጸጥታን ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ኣማሓዳሪ ከባቢን ሓለፊ ጸጥታን ተቐቲሎም

Radio Erena: 04 June 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣማሓራ፣ ሓደ ኣማሓዳሪን ሓላፊ ጸጥታን ናይ ሓደ ከባቢ፣ መንነቶም ብዘይተፍልጡ ዕጡቓት ከምዝተቐትሉ ምንጭታት ዜና ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢረን። እቶም ኣብ ሰሜን ወሎ ና [...]
ን21 ኣዋርሕ ኣብ ቤት ማኣሰርቲ ካይሮ ዝተሳቐየ ግብጻዊ፣ ንቀ/ሚ ነበር፣ ኣብ ኣመሪካ ከሲስዎ

ን21 ኣዋርሕ ኣብ ቤት ማኣሰርቲ ካይሮ ዝተሳቐየ ግብጻዊ፣ ንቀ/ሚ ነበር፣ ኣብ ኣመሪካ ከሲስዎ

Radio Erena: 04 June 2020 መሓመድ ሱልጣን፣ ኣብ ኣመሪካ፣ ቨርዢንያ ዝምቕማጡ ወዲ 30 ዓመት መንእሰይ'ዩ። እዚ ግብጻዊ ኣመሪካዊ መንእሰይ፣ ኣብ ሃገሩ ኣብ ዝካየድ ዝነበረ ህዝባዊ ናዕብታት ተታሒዙ'ዩ፣ ኣብ 2013 [...]
ቅትለት ጆርጅ ፍሎይድ፣ ኣብ ሜዳታት ስፖርት ኤውሮ ናይ ተቓውሞ ስምዒታት ፈጢሩ

ቅትለት ጆርጅ ፍሎይድ፣ ኣብ ሜዳታት ስፖርት ኤውሮ ናይ ተቓውሞ ስምዒታት ፈጢሩ

Radio Erena: 02 June 2020 ኣብ ኣመሪካ፣ ሚንያፖሊስ፣ ኣብ ልዕሊ ጸሊም ኣመሪካዊ ጂዮርጅ ፍሎይድ፣ ብፖሊስ ድሕሪ ዝሰዓበ ጭካኔ ዝተሓወሶ ቅትለት፣ ብደረጃ ዓለም ናይ ተቓውሞ ስምዒታት ኣለዓዒሉ ከምዘሎ ዝፍለጥ'ዩ። [...]
“ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ንጹሃት ዜጋታት ቀቲሉ” ንዝብል ጸብጻብ ኣምነስቲ፣ መንግስቲ ነጺግዎ

“ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ንጹሃት ዜጋታት ቀቲሉ” ንዝብል ጸብጻብ ኣምነስቲ፣ መንግስቲ ነጺግዎ

Radio Erena: 31 May 2020 ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ 10ታት ሰለማውያን ዜጋታት ምቕታሉ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ንዘቕረቦ ጸብጻብ መንግስቲ ነጺግዎ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ ካብ ታሕሳስ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዶባት፣ ሉኡላውነትን ናጽነትን ጎረቤታ ሃገር ከተኽብር ሱዳን ኣጠንቂቓ

ኢትዮጵያ፣ ዶባት፣ ሉኡላውነትን ናጽነትን ጎረቤታ ሃገር ከተኽብር ሱዳን ኣጠንቂቓ

Radio Erena: 31 May 2020 ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን፣ ብዛዕባ'ቲ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ኣብ ከባቢ ሩባ ኣጥባራ ዝፈጸሞ መጥቃዕቲ ብዝምልከት፣ ንፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ካርቱም ናብ ቤት ጽ [...]
ኮሚሽን ጸረብልሽውና ኢትዮጵያ፣ ላዕለዎት ሰበስልጣን’ታ ሃገር፣ ንዝተዋህቦም ናይ ግዜ ገደብ ከኽብሩ ጻውዒት ኣቕሪቡ

ኮሚሽን ጸረብልሽውና ኢትዮጵያ፣ ላዕለዎት ሰበስልጣን’ታ ሃገር፣ ንዝተዋህቦም ናይ ግዜ ገደብ ከኽብሩ ጻውዒት ኣቕሪቡ

Radio Erena: 31 May 2020 ኮሚሽን ስነምግባርን ጸረብልሽውናን ኢትዮጵያ፣ ላዕለዎት ሰበስልጣን’ታ ሃገር፣ ንብረቶም ከመዝግቡ ንዝተዋህቦም ናይ ግዜ ገደብ ከኽብሩ ጻውዒት ኣቕሪቡ። ብመሰረት መግለጺ’ቲ ኮሚሽን፣ ካብ ቀዳ [...]
ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ኣጽኒዕዎ ዝጸንሐ ማዕቀብ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ኣናዊሑ

ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ኣጽኒዕዎ ዝጸንሐ ማዕቀብ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ኣናዊሑ

Radio Erena: 31 May 2020 ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ኣጽኒዕዎ ዝጸንሐ ማዕቀብ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ከምዘናወሖ ተገሊጹ። ባይቶ ጸጥታ ብዓርቢ 29 ግንቦት ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፣ ኣብ ልዕሊ [...]
ሱዳን፣ ብሰራዊት ዝተደገፉ ሚሊሻ ኢትዮጵያ ኣብ ዶባት መጥቃዕቲ ከምዝፈጸሙ ከሲሳ

ሱዳን፣ ብሰራዊት ዝተደገፉ ሚሊሻ ኢትዮጵያ ኣብ ዶባት መጥቃዕቲ ከምዝፈጸሙ ከሲሳ

Radio Erena: 29 May 2020 ብሰራዊት ዝተደገፉ ሚሊሻ ኢትዮጵያ ኣብ ዶባት ሱዳን መጥቃዕቲ ከምዝፈጸሙ ሚኒስትሪ ምክልኻል ሱዳን ከሲሱ። ኣፈኛ ሰራዊት ሱዳን ብርጋድየር ዓምር መሓደም ኣል ሓሰን ኣብ ዝሃቦ ወግዓዊ [...]
1 162 163 164 165 166 201 1640 / 2002