Category: ዜና ወጻኢ

1 10 11 12 13 14 203 120 / 2022
تجدد المواجهات العنيفة بين الجيش والدعم السريع في العاصمة السودانية

تجدد المواجهات العنيفة بين الجيش والدعم السريع في العاصمة السودانية

إذاعة إرينا الدولية : 21.01.2024 خاض طرفا الصراع في السودان معارك عنيفة في مناطق متفرقة من أحياء الخرطوم وأم درمان ، بالذات حول محيط سلاح المهندسين [...]
ኢትዬጵያ፣ ተጸባይ ረዲኤት ዝኾነ ህዝቢ እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ ትካላት ረዲኤት ገሊጸን

ኢትዬጵያ፣ ተጸባይ ረዲኤት ዝኾነ ህዝቢ እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ ትካላት ረዲኤት ገሊጸን

Radio Erena: Friday ,12 January 2024 ኣብ ኢትዬጵያ፣ ብሰንኪ ኵናት፣ ደርቂን ተጸባዪ ረዲኤት ናይ ዝኾነ ብዝሒ ህዝቢ ልዕሊ 15 ሚልዮን ከምዝበጽሐ፣ ትካል ረዲኤት ኣመሪካ- USAID ኣፍሊጡ። እቲ ኣብታ ሃገር [...]
ጂቡቲን ፈረንሳን  ኣብ ምስሕሓብ ሶማልን ኢትዬጵያን ብዝምልከት ዘትየን

ጂቡቲን ፈረንሳን ኣብ ምስሕሓብ ሶማልን ኢትዬጵያን ብዝምልከት ዘትየን

Radio Erena: Friday , 12 January 2024 ጂቡቲን ፈረንሳን፤ ኣብ ጉዳይ እቲ ንሶማልን ኢትዬጵያን ኣሰሓሒቡ ዘሎ ስምምዕ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ብዝምልከት ዘትየን። ሚኒስተር ጉዳያት [...]
ካርቱም፣ ኣብ ከባቢታት ኡምዱርማን፣ ጽዕጹቕ ኵናት ምቕጻሉ ተሓቢሩ

ካርቱም፣ ኣብ ከባቢታት ኡምዱርማን፣ ጽዕጹቕ ኵናት ምቕጻሉ ተሓቢሩ

Radio Erena: Thursday 11 , January  2024 ኣብ ሱዳን፣ ከተማ ካርቱም፣ ከባቢታት ኡምዱርማን፣ ጽዕጹዕ ኵናት ይቕጽል ምህላዉ መርበባት ዜና ሓቢረን። እቲ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲ ፈጣን ሓይልታትን፣ ቅድሚ [...]
ጽልዋ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ እናዓበየ ይመጽእ

ጽልዋ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ እናዓበየ ይመጽእ

Radio Erena : Wednesday , 10  January  2024 እብዚ እዋን'ዚ ኣብ ጉዳይ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ንምዝታይ ብቐጥታ ናብተን ሃገራት ኣብ ክንዲ ምኻድ ምስ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ብፍላይ ድማ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራ [...]
ኡጋንዳን ኬንያን ኣብ ኣጠቓቕማ ሻምብቆታት ነዳዲ ይፈላለያ

ኡጋንዳን ኬንያን ኣብ ኣጠቓቕማ ሻምብቆታት ነዳዲ ይፈላለያ

Radio Erena: Wednesday, 10 January 2024 ኡጋንዳ ኣፍደገ ባሕሪ ካብ ዘይብለን ሃገራት ኣፍሪቃ ሓንቲ እያ። ብባሕሪ እትገብሮ ንግዲ ድማ ንወደባት ኬንያን ታንዛንያን እያ እትጥቀም። ኡጋንዳ ሓደ ካብቲ ኣውራ ብ [...]
ቀይሕ ባሕሪ፣ ቀርሰና መራኽብ ዳግማይ ከይስዕርር ተሰጊኡ

ቀይሕ ባሕሪ፣ ቀርሰና መራኽብ ዳግማይ ከይስዕርር ተሰጊኡ

Radio Erena: Tuesday, 09 January 2024 ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ፣ ኣብ ክሊ ማይ ሶማል እትቀሳቐስ ዝነበረት ናይ ንግዲ መርከብ፣ ብሸፋቱ ባሕሪ፡ ፈተነ ቀርሰና ከምዝተኻየደላ ተሓቢሩ። እታ MV Lila Norfolk ዝተሰም [...]
ማሕበር ሃገራት ዓረብ፣ ኢትዬጵያን ሶማሊላንድን ንዝኸተምኦ ስምምዕ ገማግም ባሕሪ ኮኒኑ

ማሕበር ሃገራት ዓረብ፣ ኢትዬጵያን ሶማሊላንድን ንዝኸተምኦ ስምምዕ ገማግም ባሕሪ ኮኒኑ

Radio Erena: Monday, 08 January 2024 ጂብቲ፣ ሱዳን፣ ግብጺ፣ ሶማል፣ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ዝርከብኦ ማሕበር ሃገራት ዓረብ፣ ኢትዬጵያን ርእሰ ምምሕዳርን ዝኸተሞ ስምምዕ ኣፍደገ ባሕሪ ብወግዒ ኮ [...]
ትግራይ፣ ኣማኢት ሰባት ብዓጸቦ ይሞቱ ምህላዎም ተገሊጹ

ትግራይ፣ ኣማኢት ሰባት ብዓጸቦ ይሞቱ ምህላዎም ተገሊጹ

Radio Erena: Monday, 08 January 2024 ኣብ ኢትዬጵያ፣ ክልል ትግራይ፣ ንክልተ ዓመታት ዝቐጸለ ኵናትን ደርቂን ዘስዓቦ ስእነት መሰረታዊ መግብታት፣ ኣብዚ እዋን'ዚ'ውን፣ ኣማኢት ኣሽሓት ሰባት ንዓጸቦ ተቓሊዖም ከምዘ [...]
ንሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ዘዋስን ቦታ ኣብ ዝተኻየደ ድብያ፣ ኣማሓዳሪ ዝርከቦም ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ተቐቲሎም

ንሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ዘዋስን ቦታ ኣብ ዝተኻየደ ድብያ፣ ኣማሓዳሪ ዝርከቦም ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: Friday, 05 January 2024 ንሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ዘዋስን ከባቢታት ዞባ ኣብየይ ኣብ ዝተኻየደ ድብያ፣ ላዕለዋይ ኣምሓዳሪ ዝርከቦም ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና ገሊጸን። [...]
1 10 11 12 13 14 203 120 / 2022