Category: ዜና ወጻኢ

1 147 148 149 150 151 201 1490 / 2008
ኢትዮጵያ ካብ ኤምባሲ ሕ.መ.ኣ. መብርሂ ትሓትት

ኢትዮጵያ ካብ ኤምባሲ ሕ.መ.ኣ. መብርሂ ትሓትት

Radio Erena: 25 October 2020 ኢትዮጵያ ብዛዕባ’ቲ ፕረዚደንት ትራምፕ ንዲጋ ተሓድሶ ብዝምልከት ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ዝሃቦ ቃል ወግዓዊ መብርሂ ሓቲታ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣብ ኣዲስ [...]
“ግብጺ፣ ኢትዮጵያ ንእትሃንጾ ዘላ ዲጋ ከተዕንዎ ትኽእል’ያ።” ፕረዚደንት ትራምፕ

“ግብጺ፣ ኢትዮጵያ ንእትሃንጾ ዘላ ዲጋ ከተዕንዎ ትኽእል’ያ።” ፕረዚደንት ትራምፕ

Radio Erena: 21 October 2020 ግብጺ፣ ኢትዮጵያ ንእትሃንጾ ዘላ ዲጋ ከተዕንዎ ከምእትኽእል፣ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ንምምስራት ዝምድና እስራኤልን ሱዳንን ብዝምልከት ምስ መራሕቲ [...]
ላዕለዋይ ልኡኽ እስራኤል፣ ኣብ ሱዳን ምስጢራዊ ምብጻሕ ኣካይዱ

ላዕለዋይ ልኡኽ እስራኤል፣ ኣብ ሱዳን ምስጢራዊ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 22 October 2020 ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብ ሱዳን ምስጢራዊ ዑደት ከምዘካየደ ምንጭታት ዜና ካብ ዮርሳሌም ሓቢረን። ብመሰረት እተን ምንጭታት ዘቕርብዎ ዘለዋ ሓበሬታ፣ ቅድሚ'ቲ ኣመ [...]
ከሰላ፣ ናይ ሳልስቲ ሰዓታ እቶ እቶ ድሕሪ ምልዓሉ፣ ምትእኽኻብ ዝኽልክል ሓድሽ ኣዋጅ ኣብ ግብሪ ውዒሉ

ከሰላ፣ ናይ ሳልስቲ ሰዓታ እቶ እቶ ድሕሪ ምልዓሉ፣ ምትእኽኻብ ዝኽልክል ሓድሽ ኣዋጅ ኣብ ግብሪ ውዒሉ

Radio Erena: 22 October 2020 ኣብ ከሰላ ንሳልስቲ ዝጸንሐ ሰዓታት እቶ እቶ ድሕሪ ምልዓሉ፣ ምትእኽኻብ ይኹን ፖስተራትን ኣሳእልን ምዝርጋሕ ከምኡ ድማ ምንፋስ ወረ ዝኽልክል ሓደሽ ኣዋጅ ወጺኡ። እቲ ምትእኽኻብ፣ ብ [...]
ብምግሃስ መሰል ደቂንስትዮ እትንቀፍ ስዑዲ ዓረብ፣ ዋዕላ ደቂንስትዮ ተእንግድ ኣላ

ብምግሃስ መሰል ደቂንስትዮ እትንቀፍ ስዑዲ ዓረብ፣ ዋዕላ ደቂንስትዮ ተእንግድ ኣላ

Radio Erena: 22 October 2020   ስዑዲ ዓረብ፣ ዋዕላ ደቂንስትዮ ተእንግድ ኣላ። እዚ ካብ 21 ክሳብ 24 ጥቅምቲ፣ ብመንገዲ ናይ ቪድዮ ኮንፈረንስ ዝካየድ ዘሎ፣ Women 20 ወይ (W20) ዝተ [...]
ሱዳን፣ 335 ሚልዮን ዶላር ካሕሳ ድሕሪ ምኽፋላ፣ ካብ መዝገብ ሽበራ ዝምውላ ሃገራት ክትስረዝ’ያ

ሱዳን፣ 335 ሚልዮን ዶላር ካሕሳ ድሕሪ ምኽፋላ፣ ካብ መዝገብ ሽበራ ዝምውላ ሃገራት ክትስረዝ’ያ

Radio Erena: 21 October 2020 ሱዳን፣ ካብ መዝገብ መወልቲ ግብረ ሽበራ ንኽትስረዝ፣ 335 ሚልዮን ዶላር ካሕሳ ከምዝኸፈለት ኣፍሊጣ። እቲ ካሕሳ፣ ንግዳያት ናይቲ ኣብ 1998 ኣብ ኬንያን ታንዛንያን ኣብ ዝር [...]
ሰለስተ ንቑጣታት ዶብ ሱዳን-ኢትዮጵያ ንንግዲ ክፉት ኮይኑ

ሰለስተ ንቑጣታት ዶብ ሱዳን-ኢትዮጵያ ንንግዲ ክፉት ኮይኑ

Radio Erena: 18 October 2020 ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ንንግዲ ከምዝተኸፍተ፣ ካብ ዞባ ብሉ ናይል ተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። ራድዮ ዳባንጋ ብወገና ኣብ ዘመሓላለፈቶ ዜና፣ ሰለስተ ንቑጣታት ዶብ ክልቲኤን ሃገራት ብዓርቢ [...]
ወከልቲ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት: ሱዳን ኣትዮም

ወከልቲ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት: ሱዳን ኣትዮም

Radio Erena: 18 October 2020 ንዑመር ኣልበሽር፣ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክቐርበሉ ዝኽእል መንገድታት ንምዝታይ፣ ወከልቲ’ቲ ትካል ናብ ሱዳን ዑደት ኣካዪዶም። እቲ ብኣኽባር ሕጊ ፋቱ በንሱዳ ዝተመርሐ ጉጅ [...]
ምብራቕ ሱዳን፣ ድሕሪ ምስጓግ ኣማሓዳሪ ዞባ ከሰላ ኣብ ዝተጎሃሃረ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 5 ሰባት ተቐቲሎም

ምብራቕ ሱዳን፣ ድሕሪ ምስጓግ ኣማሓዳሪ ዞባ ከሰላ ኣብ ዝተጎሃሃረ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 5 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 16 October 2020 ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን፣ ዓብደላ ሓምዶክ፣ ኣማሓዳሪ ዞባ ከሰላ ኮይኑ ንዝተመዘዘ ሳልሕ ዓማር ካብ ስልጣኑ ድሕሪ ምስጓጉ፣ ኣብ ስዋኪን ኣብ ዝተጎሃሃረ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ ሓሙሽተ [...]
ፈረንሳ፣ ብሰንኪ ደግሲ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ሰዓታት እቶ እቶ ተኣዊጁ

ፈረንሳ፣ ብሰንኪ ደግሲ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ሰዓታት እቶ እቶ ተኣዊጁ

Radio Erena: 16 October 2020 ኣብ ፈረንሳ፣ ደግሲ ለበዳ ኮረና ቫይረስ እናበኣሰ ብምምጽኡ፣ መንግስቲ እታ ሃገር ሰዓታት እቶ እቶ ኣዊጁ። እቲ ካብ ወርሒ ክሳብ ወርሕን ፈረቓን ክጸንሕ ከምዝኽእል ዝተገልጸ ኣ [...]
1 147 148 149 150 151 201 1490 / 2008