Category: ዜና ወጻኢ

1 149 150 151 152 153 200 1510 / 1998
“ሱዳን፣ ንመላእ ከተማ ካርቱም ከዕኑ ዝኽእል ተፈንጃሪ ባእታ ተታሒዙ”

“ሱዳን፣ ንመላእ ከተማ ካርቱም ከዕኑ ዝኽእል ተፈንጃሪ ባእታ ተታሒዙ”

Radio Erena: 18 September 2020 ኣብ ሱዳን፣ ተፈንጃሪ ባእታ ሒዞም ዝጸንሑ'ዮም ዝተባህሉ 41 ሰባት ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ኣኽባር ሕጊ እታ ሃገር ታቕለሲር ኣል ሓብር ብ16 መስከረም ኣፍሊጡ። እቶም ብ13 [...]
ኡጋንዳ፣ ልዕሊ 200 እሱራት ካብ ሓለወቶም ካላሽን ብምምንዛዕ ሃዲሞም

ኡጋንዳ፣ ልዕሊ 200 እሱራት ካብ ሓለወቶም ካላሽን ብምምንዛዕ ሃዲሞም

Radio Erena: 18 September 2020 ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣስታት 219 እሱራት፣ ካብ ሓለውቶም ጠበናጁ ብምምንዛዕ ክሃድሙ ክኢሎም። መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ነቶቶ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ኡጋንዳ፣ ዞባ ሞሮቶ ካብ ዝርከብ ቤት [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል እተካይዶ ዘላ ናይ ሰብ-ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣብ ኬንያ’ውን ክትቅጽሎ ፍቓድ ምሕታታ ተገሊጹ

ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል እተካይዶ ዘላ ናይ ሰብ-ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣብ ኬንያ’ውን ክትቅጽሎ ፍቓድ ምሕታታ ተገሊጹ

Radio Erena: 17 September 2020 ኣመሪካ፣ ኣልሸባብ ንምህዳን ኣብ ሶማል እተካይዶ ዘላ ናይ ሰብ ኣልቦ በረርቲ ወይ ድሮን መጥቓዕቲ ኣብ ኬንያ'ውን ንክትቅጽሎ ፍቓድ ትሓትት ከምዘላ ኒውዮርክ ታይምስ ኣፍሊጡ። እቲ [...]
ዩጋንዳ፣ ኣብ መንጎ ዜጋታትን ስደተኛታት ደቡብ ሱዳንን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም

ዩጋንዳ፣ ኣብ መንጎ ዜጋታትን ስደተኛታት ደቡብ ሱዳንን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 17 September 2020 ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣብ መንጎ ዜጋታት እታ ሃገርን ካብ ደቡብ ሱዳን ዝመጹ ስደተኛታትን ብዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝተቐትሉ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ [...]
እስራኤል፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንኻልኣይ እዋን ምሉእ ምዕጻው ኣዊጃ

እስራኤል፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንኻልኣይ እዋን ምሉእ ምዕጻው ኣዊጃ

Radio Erena: 15 September 2020 ኣብ እስራኤል፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ እናዛየደ ብምምጽኡ፣ እታ ሃገር ንኻልኣይ እዋን ምሉእ ምዕጻው ኣዊጃ። እቲ ንካልኣይ እዋኑ ተኣዊጁ ዘሎ ምዕጻው፣ ካብ ዓርቢ 18 መስከረም [...]
ኢትዮጵያ፣ ብሃንደበት ባጤራ ምቕያራ፣ ኣብ ቁጠባ ሃስያ ክህልዎ ከምዝኽእል ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ብሃንደበት ባጤራ ምቕያራ፣ ኣብ ቁጠባ ሃስያ ክህልዎ ከምዝኽእል ተገሊጹ

Radio Erena: 15 September 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንህዝቢን ፊናንስያውያን ትካላትን ከይሓበረ፣ ብሃንደበት ባጤራ ናይ ምቕያር ስጉምቲ ምውሳዱ፣ ኣብ ቁጠባ ሃስያ ክህልዎ ከምዝኽእል ዝተፈላለዩ ወገናት እታ ሃገር [...]
ፓርላማ ሶማል ካብ ስልጣኑ ዝሰጎጎ ቀ/ሚ ነበር፣ ንፕረዚደንት ክወዳደር ምዃኑ ኣፍሊጡ

ፓርላማ ሶማል ካብ ስልጣኑ ዝሰጎጎ ቀ/ሚ ነበር፣ ንፕረዚደንት ክወዳደር ምዃኑ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 15 September 2020 ፓርላማ ሶማል፣ ኣብ ወርሒ ሓምለ ካብ ስልጣኑ ዝሰጎጎ ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር ሓሰን ዓሊ ኻይረ፣ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ኣብ ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ክወዳደር ምዃኑ ኣፍሊጡ። [...]
ምርጫ ትግራይ፣ ነታ ሃገር ናብ ዝኸፈአ ወጥሪ ከየስግራ ስግኣት ከምዘሎ፣ ፖለቲከኛታት እታ ሃገር ገሊጾም

ምርጫ ትግራይ፣ ነታ ሃገር ናብ ዝኸፈአ ወጥሪ ከየስግራ ስግኣት ከምዘሎ፣ ፖለቲከኛታት እታ ሃገር ገሊጾም

Radio Erena: 13 September 2020 ብረቡዕ 9 መስከረም ዝተኻየደ ዞባዊ ምርጫ ትግራይ፣ ነታ ሃገር ናብ ዝኸፈአ ወጥሪ ከየስግራ ስግኣት ከምዘሎ፣ ፖለቲከኛታት እታ ሃገር ገሊጾም። ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ፈደራላዊ መ [...]
ሃይማኖትን መንግስትን ዝፈላልይ ስምምዕ ሱዳን ዘይምስምማዕ ይፈጥር

ሃይማኖትን መንግስትን ዝፈላልይ ስምምዕ ሱዳን ዘይምስምማዕ ይፈጥር

Radio Erena: 13 September 2020 ንምፍልላይ ሃይማኖትን መንግስትን ብዝምልከት ኣብ መንጎ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክን መራሒ ኤስ.ፒ.ኤል.ኤም.ኤን. ዓብደል ዓዚዝ ኣልሒሉ ዝተኻየደ ኣፈናዊ ስምምዕ፣ ተቐባልነት የብ [...]
ኡጋንዳ፣ ብኢንተርነት ሓበሬታ ዝዝርግሕ ዝኾነ ሰብ ሕጋዊ ፍቓድ ክህልዎ ዘገድድ ኣዋጅ ወጺኡ

ኡጋንዳ፣ ብኢንተርነት ሓበሬታ ዝዝርግሕ ዝኾነ ሰብ ሕጋዊ ፍቓድ ክህልዎ ዘገድድ ኣዋጅ ወጺኡ

Radio Erena: 11 September 2020 መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ብኢንተርት ሓበሬታ ዝዝርግሕ ዝኾነ ሰብ፣ ሕጋዊ ፍቓድ ክህልዎ ዘገድድ ኣዋጅ ኣውጺኡ። ብመሰረት እቲ ብ7 መስከረም ዝወጸ ኣዋጅ፣ ዜጋታት እታ ሃገር፣ ነቲ [...]
1 149 150 151 152 153 200 1510 / 1998