Category: ዜና ወጻኢ

1 148 149 150 151 152 200 1500 / 1998
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ የመን፣ ደሴት ሰኮትራ፣ ሚሊሻታት ምውፋር ትቕጽሎ ምህላዋ ተቓሊዑ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ የመን፣ ደሴት ሰኮትራ፣ ሚሊሻታት ምውፋር ትቕጽሎ ምህላዋ ተቓሊዑ

Radio Erena: 29 September 2020 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ የመን ደሴት ሰኮትራ፣ ምሊሻታት ምውፋር ትቕጽሎ ከምዘላ፣ መርበባት ዜና ሓቢረን። ኣብዚ ቀረባ እዋን፣ ኣስታት 100 ዝኾኑ ሚሊሻ፣ ብመርከብ ተጻዒ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል-ጉምዝ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል-ጉምዝ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 29 September 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል-ጉምዝ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ብውሕዱ 15 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ። ናይቲ ኣብ መተከል፣ ከባቢ ናጉር፣ ኣብ እትርከ [...]
መንግስቲ ሱዳን ንሓሙሽተ ስነጥበባውያን ብዛዕባ ደሞክራሲ ደሪፍኩም ብምባል ቀዪዱ

መንግስቲ ሱዳን ንሓሙሽተ ስነጥበባውያን ብዛዕባ ደሞክራሲ ደሪፍኩም ብምባል ቀዪዱ

Radio Erena: 27 September 2020 መንግስቲ ሱዳን ንሓሙሽተ ስነጥበባውያን፣ ብዛዕባ ደሞክራሲ ጎስጒስኩም ብምባል ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታዉ፣ ህዩማን ራይትስ ዎች ከሲሱ። እቶም ስነጥበባውያን ካብ ጎረባብትኹም ‘ተረቢሽና’ [...]
ግብጺ፣ እሱራት ንምህዳም ኣብ ዝፈተንሉ፣ 7 ሰባት ተቀቲሎም

ግብጺ፣ እሱራት ንምህዳም ኣብ ዝፈተንሉ፣ 7 ሰባት ተቀቲሎም

Radio Erena: 25 September 2020 ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ካይሮ ካብ ዝርከብ ድጓና፣ እሱራት ክሃድሙ ኣብ ዝፈተንሉ፣ ሸውዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብቲ ብ23 መስከረም [...]
ሶማል፣ ምሉእ ደገፍ ባይቶ ዝረኸበ ሓድሽ ቀ/ሚ ስልጣን ተረኪቡ

ሶማል፣ ምሉእ ደገፍ ባይቶ ዝረኸበ ሓድሽ ቀ/ሚ ስልጣን ተረኪቡ

Radio Erena: 25 September 2020 ኣብ ሶማል፣ ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ኮይኑ ዝተረቑሐ፣ መሓመድ ሑሰን ሮብለ፣ ካብ ኣባላት ባይቶ እታ ሃገር ምሉእ ደገፍ ድሕሪ ምርካቡ ስልጣን ተረኪቡ። 215 ኣባላት ባይቶ ሶ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝካየድ ምርጫ፣ ኣብ ትግራይ’ውን ክካየድ ምዃኑ ኣፈኛ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝካየድ ምርጫ፣ ኣብ ትግራይ’ውን ክካየድ ምዃኑ ኣፈኛ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 24 September 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ዓመት'ዚ ክካየድ ዝተወሰነ ምርጫ፣ ኣብ ትግራይ'ውን ክካየድ ምዃኑ ኣፈኛ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ኣቶ ታገሰ ጫፎ ኣፍሊጡ። እቲ ኣፈኛ፣ ኣብ ትግራይ ኣቐዲሙ ዝተ [...]
ካሜሩን፣ 45 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ፕረዚደንት ቢያ ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ካሜሩን፣ 45 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ፕረዚደንት ቢያ ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 24 September 2020 ንካሜሩን ን45 ዓመታት ዝመርሐ፣ ፕረዚደንት ፖል ቢያ ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝጽውዕ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ተኻይዱ። እቲ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ከተማ ያውንደ ዝተኻየደ፣ ናዕቢ ዝተሓወሶ ና [...]
ቦትስዋና፣ ልዕሊ 300 ሓራምዝ ብሃንደበት ዘጽነተ ምስጢር፣ መርዚ ሰበባ’ዩ ተባሂሉ

ቦትስዋና፣ ልዕሊ 300 ሓራምዝ ብሃንደበት ዘጽነተ ምስጢር፣ መርዚ ሰበባ’ዩ ተባሂሉ

Radio Erena: 22 September 2020 ኣብ ቦትስዋና፣ ኣብ መጀመርያ'ዚ ዓመት'ዚ፣ ኣስታት 330 ሓራምዝ ብሃንደበት ዘጽነተ ምኽንያት መንቀሊኡ ሰበባ ምዃኑ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ፣ ትማሊ ሰኑ [...]
ተቓወምቲ ኢትዮጵያ ብግብረ ሽበራ ተኸሲሶም

ተቓወምቲ ኢትዮጵያ ብግብረ ሽበራ ተኸሲሶም

Radio Erena: 20 September 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘጽነሖም መራሕቲ ተቓወምቲ ውድባት፣ ብሽበራዊ ንጥፈታት ከምዝኸሰሶም ቤት ጽሕፈት ኣኽባር ሕጊ’ታ ሃገር ብ19 መስከረም ኣፍሊጡ። ድሕሪ ሞት ድም [...]
ሱዳን ድሕሪ 23 ዓመታት፣ ኣምባሳደር ኣብ ኣመሪካ መዚዛ

ሱዳን ድሕሪ 23 ዓመታት፣ ኣምባሳደር ኣብ ኣመሪካ መዚዛ

Radio Erena: 20 September 2020 ሱዳን ድሕሪ 23 ዓመታት፣ ንመጀመሪያ ግዜ ኣምባሳደር ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ መዚዛ። ሱዳናዊ ኣምባሳደር ኑረዲን ሳቲ፣ ብሓሙስ 17 መስከረም ናብ ፕረዚደንት ትራምፕ ወግዓዊ ና [...]
1 148 149 150 151 152 200 1500 / 1998