Category: ሃገራዊ ዜና

1 88 89 90 91 92 186 900 / 1855
ኣብ ሕውየት ቁጠባን ምብርባር ወፍሪን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዘተኮረ ዞባዊ ዋዕላ: ኣብ ርዋንዳ ይካየድ ኣሎ

ኣብ ሕውየት ቁጠባን ምብርባር ወፍሪን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዘተኮረ ዞባዊ ዋዕላ: ኣብ ርዋንዳ ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 28 October 2021 ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃን ሕቡራት ሃገራት ዝርከብዎ ኣህጉራዊ ትካላትን ዝተወከሉ ኣስታት 100 ሰበ ስልጣን ፈጸምቲ ኣካላትን፣ ወነንቲ ብርኪ ቁጠባን ዝሳተፍዎ ዞባዊ ዋዕላ ኣ [...]
ሎሚ ሓሙስ 28 ጥቅምቲ፣ ኣብ ኡጋንዳ ክካየድ ዝነበሮ ውድድር ሻምፕዮን ኩዕሶ እግሪ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂንስትዮ ሃገራት ሴካፋ ንቀዳም ተሰጋጊሩ

ሎሚ ሓሙስ 28 ጥቅምቲ፣ ኣብ ኡጋንዳ ክካየድ ዝነበሮ ውድድር ሻምፕዮን ኩዕሶ እግሪ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂንስትዮ ሃገራት ሴካፋ ንቀዳም ተሰጋጊሩ

Radio Erena: 28 October 2021 ንሎሚ ሓሙስ 28 ጥቅምቲ ኣብ ንጀሩ ኡጋንዳ ክኽፈት ተመዲቡ ዝነበረ ውድድር ሻምፕዮን ኩዕሶ እግሪ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂንስትዮ ሃገራት ሴካፋ ናብ ቀዳም 30 ጥቅምቲ ተሰጋጊሩ። [...]
ኣብ ኣስመራ ዝነበረት ቤት ትምህርቲ ኢጣልያ፣ ዋንነታ ብወግዒ ንመንግስቲ ኤርትራ ኣረኪባ

ኣብ ኣስመራ ዝነበረት ቤት ትምህርቲ ኢጣልያ፣ ዋንነታ ብወግዒ ንመንግስቲ ኤርትራ ኣረኪባ

Radio Erena: 26 October 2021 ኣብ ኣስመራ ዝነበረት ቤት ትምህርቲ ኢጣልያ፣ ዋንነታ ብወግዒ ንመንግስቲ ኤርትራ ብምርካብ ተሰናቢታ። ኣብቲ ብሓሙስ 7 ጥቅምቲ 2021 ዝተኻየደ ናይ ዋንነት ናይ ምርካብ መስርሕ [...]
ፕረዚደንትን ቀዳማይ ሚኒስተርን ሶማል፣ ኣብ ምሻም መተካእታ ናይቲ ምስ ጉዳይ ኤርትራ ብዝተሓሓዝ ካብ ስልጣኑ ዝተሰጎገ ሓድሽ ሓላፊ ስለያ ተሰማሚዖም

ፕረዚደንትን ቀዳማይ ሚኒስተርን ሶማል፣ ኣብ ምሻም መተካእታ ናይቲ ምስ ጉዳይ ኤርትራ ብዝተሓሓዝ ካብ ስልጣኑ ዝተሰጎገ ሓድሽ ሓላፊ ስለያ ተሰማሚዖም

Radio Erena: 26 October 2021 ብጉዳይ ምርጫን ናብ ኤርትራ ብዛዕባ ዝተላእኩ ወትሃደራት ሶማል ብዝተተሓሓዘ ምስጓግ ሓላፊ ስለያን ክሰሓሓቡ ዝጸንሑ ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ፋርማጆን ቀዳማይ ሚኒስተር ሑሰን ሮበለን [...]
ስጳኛ፣ ኤርትራውያን ኣትለታት ህጡር ዓወታት ኣመዝጊቦም

ስጳኛ፣ ኤርትራውያን ኣትለታት ህጡር ዓወታት ኣመዝጊቦም

Radio Erena: 26 October 2021 ኣብ ስጵኛ፣ ኣሞረቤታ ኣብ ዝተኻየደ መበል 67 ውድድር ጉያ ሞረር ዝተሳተፉ ኤርትራውያን ኣትለታት ኣንጸባራቑ ዓወታት ተጎናጺፎም። ብሰንበት 24 ጥቅምቲ፣ ኣብ ዝተኻየደ፣ ወርቃዊ [...]
ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ፣ ናብ ኤርትራ ዘቕንዓ መራኽብ ክዓግት ኣባል ኮንግረስ እታ ሃገር ጸዊዑ

ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ፣ ናብ ኤርትራ ዘቕንዓ መራኽብ ክዓግት ኣባል ኮንግረስ እታ ሃገር ጸዊዑ

Radio Erena: 24 October 2021 ሰራዊት መንግስቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ናብ ህዝቢ ትግራይ ረድኤት ከይበጽሕ ዓጊቶም ስለዝርከቡ፣ ንምፍትሑ መንግስቲ ኣመሪካ ግብራዊ ስጉምቲ ክወስድ ጻውዒት ቀሪቡ። እቲ ጻውዒት [...]
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደው ክብል፣ ሩስያ ጸዊዓ

ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደው ክብል፣ ሩስያ ጸዊዓ

Radio Erena: 24 October 2021 ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደው ክብል፣ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ከኣ ናብ መኣዲ ዘተ ክቐርቡ፣ ሩስያ ጸዊዓ። ካብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሩስ [...]
ኣማኢት ወትሃደራት ኤርትራ፣ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ባጽዕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ግዒዞም

ኣማኢት ወትሃደራት ኤርትራ፣ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ባጽዕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ግዒዞም

Radio Erena: 22 October 2021 ኣማኢት ወትሃደራት ኤርትራ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ባጽዕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝገዓዙ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ሓቢሮም። ካብ ሓሙስ 16 መስከረም ክሳብ ሰሉስ 20 [...]
ሽወደን፣ ቤተክርስትያን ፊላደልፍያ፣ ኣዳራሻ ንሰሚናር ህግደፍ ምክራያ ከምዘጣዓሳ ገሊጻ

ሽወደን፣ ቤተክርስትያን ፊላደልፍያ፣ ኣዳራሻ ንሰሚናር ህግደፍ ምክራያ ከምዘጣዓሳ ገሊጻ

Radio Erena: 22 October 2021 ኣብ ሽወደን ከተማ ስቶኮልም እትርከብ ናይ ኣመንቲ ጴንጠቖስጣል ቤተክርስትያን ፊላደልፍያ፣ ኣዳራሻ፣ ሰበ ስልጣን ህግደፍን ሰዓብቶምን ንዘካየድዎ ሰሚናር ምክራያ ከምዘጠዓሳ ከምዝገለጸ [...]
ሆላንድ፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂሰብ ንዝኽሰስ ኤርትራዊ፣ ኣብ መዝገብ ብዝልዓለ ገበን ዝህደኑ ኣስፊራቶ

ሆላንድ፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂሰብ ንዝኽሰስ ኤርትራዊ፣ ኣብ መዝገብ ብዝልዓለ ገበን ዝህደኑ ኣስፊራቶ

Radio Erena: 21 October 2021 ኣኽባር ሕጊ ሆላንድ፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ግኑን ስም ንዘለዎ፣ ኪዳነ ዘካርያስ ሃብተማርያም ዝተባህለ ኤርትራዊ፣ ኣብ መዝገብ ብዝልዓለ ገበን ዝህደኑ ሰባት ኣስፊርዎ። [...]
1 88 89 90 91 92 186 900 / 1855