Category: ሃገራዊ ዜና

1 184 185 186 187 1860 / 1862

Radio Erena: 23 June 2019 ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ከተጻርይ ዝቖመት ጉጅለ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ መንግስቲ ኤርትራ ብካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ዝመሓደራ ትካላት ጥዕና ምህጋሩ፣ ከምዘተሓሳሰባ ገሊጻ። ሓላፊ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ትካላት ጥዕና ብምህጋሩ፣ ናይ ሞት ሳዕቤን ኣኸቲሉ

መንግስቲ ኤርትራ ትካላት ጥዕና ብምህጋሩ፣ ናይ ሞት ሳዕቤን ኣኸቲሉ

Radio Erena: 22 June 2019 መንግስቲ ኤርትራ ብካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ክመሓደራ ዝጸንሓ ማእከላት ጥዕና ክህግረን ምውሳኑ፣ ኣብ ተገልገልቲ ከቢድ ሳዕቤን የምጽእ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ዛጊት ተረኺቡ [...]
ጉዳይ ስደት ኤርትራውያን መሰረቱ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓተ ምሕደራ ምዃኑ ተገሊጹ

ጉዳይ ስደት ኤርትራውያን መሰረቱ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓተ ምሕደራ ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 21 June 2019 ኣህጉራዊ መዓልቲ ስደተኛታት ብ20 ሰነ ኣብ መላእ ዓለም ተዘኪራ ውዒላ። ዘይመንግስታውያን ማሕበራትን ጋዜጠኛታትን ኣብ ከተማ ፓሪስ ኣብ ዝተኣከቡሉ፣ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከብ [...]

Radio Erena: 20 June 2019 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር ኣላ። ኣብዚ ኣብ ወጻኢ ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ክልተ ደምበታት ተኸፋፊሉ ነዛ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ብኽብሪ [...]
ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ምብጻሕ የካይድ

ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ምብጻሕ የካይድ

Radio Erena: 20 June 2019 ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ምብጻሕ ንምክያድ ብዕለት 19 ሰነ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ኣ [...]
ኣብ ኤርትራ ተመሃሮ ክለዓዓሉ ጎስጒስኩም ተባሂሎም ሽዱሽተ መማህራን አብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም

ኣብ ኤርትራ ተመሃሮ ክለዓዓሉ ጎስጒስኩም ተባሂሎም ሽዱሽተ መማህራን አብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም

Radio Erena: 17 June 2019 ኣብ ኤርትራ ተመሃሮ ላዕለዋይ ደረጃ ምልዕዓል ከካዪዱ ጎስጒስኩም ዝተባህሉ መማህራን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ይኣትዉ ከምዘለዉ፣ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ገለ መማህራን ካብ ቤት ትምህርቲ ቀ [...]
መገዲ ኣየር ኤርትራ ናይ 73 ሚልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ከምዘለዎ ተገሊጹ

መገዲ ኣየር ኤርትራ ናይ 73 ሚልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ከምዘለዎ ተገሊጹ

Radio Erena: 09 June 2019 መገዲ ኣየር ኤርትራ ናይ 73 ሚልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ከምዘለዎ ተገሊጹ። ኣህጉራዊ ማሕበር መጎዓዝያ ነፈርቲ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ክሳብ ወርሒ መጋቢት 2019 ኣብ ዝነበረ ግዜ ጥራይ ኤር [...]
ብደረጃ ኣህጉር ኣፍሪቃ ዝምስረት ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ንምምስራት ዝካየድ ጻዕሪ ይቕጽል

ብደረጃ ኣህጉር ኣፍሪቃ ዝምስረት ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ንምምስራት ዝካየድ ጻዕሪ ይቕጽል

Radio Erena: 02 June 2019 ብደረጃ ኣህጉር ኣፍሪቃ ዝምስረት ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ንምምስራት ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ ዝዘተየ ዋዕላ ብ30 ግንቦት ተኻዪዱ። እዚ 52 ሃገራት ኣፍሪቃ ዝተሳተፍኦ ዋዕላ፣ ኣብ መንጎ ሃገራት ኣፍሪ [...]
ኤርትራ፣ ነፈርቲ ውግእ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ መዓልቲ ናጽነት፣ ምርኢት ከቕርባ ኣብ ልምምድ ቀንየን

ኤርትራ፣ ነፈርቲ ውግእ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ መዓልቲ ናጽነት፣ ምርኢት ከቕርባ ኣብ ልምምድ ቀንየን

Radio Erena: 23 May 2019 ዓርቢ 24 ግንቦት ኣብ ዝካየድ ጽምብል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፣ ክልተ ሄሊኮፕተራት ዝርከብአን ሽዱሽተ ነፈርቲ ውግእ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ምርኢት ከቕርባ ኣብ ልምምድ ከምዝቐነያ ምንጭታት ሬድ [...]
ኬንያ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዝኣተዉ 22 ኤርትራውያን ቀይዳ

ኬንያ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዝኣተዉ 22 ኤርትራውያን ቀይዳ

Radio Erena: 23 May 2019 መንግስቲ ኬንያ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ዝኣተዉ'ዮም ዝበሎም 22 ኤርትራውያን ብሰኑይ 20 ግንቦት ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ ኣቐዲሙ'ውን 17 ደቂንስትዮ ዝርከብኦም 2 [...]
1 184 185 186 187 1860 / 1862