Category: ሃገራዊ ዜና

1 90 91 92 93 94 182 920 / 1818
ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ልዕሊ ሓተትቲ ዑቕባ ጽዑቕ ምጽንጻን ከካዪድ ዘኽእሎ ሓንጺጹዎ ዘሎ መደብ ክስርዝ፣ ጥርዓን ቀሪቡ

ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ልዕሊ ሓተትቲ ዑቕባ ጽዑቕ ምጽንጻን ከካዪድ ዘኽእሎ ሓንጺጹዎ ዘሎ መደብ ክስርዝ፣ ጥርዓን ቀሪቡ

Radio Erena: 12 September 2021 ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ልዕሊ ሓተትቲ ዑቕባ ጽዑቕ ምጽንጻን ከካዪድ ዘኽእሎ ሓንጺጹዎ ዘሎ መደብ ክስርዝ፣ ጥርዓን ቀሪቡ። ኣብ በበይኑ እዋን፣ ኣብ ኣባል ሃገራት ዑቕባ ዝሓተቱን ዝተዋህቡ [...]
ቤት ጽሕፈት ሰብኣዊ ጉዳያትን፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያን፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ንዝተኻየደ ምግሃስ መሰላት ክገብርዎ ዝጸንሑ መጽናዕቲ፣ ቀዳማይ ደረጃ ዛዚሞም

ቤት ጽሕፈት ሰብኣዊ ጉዳያትን፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያን፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ንዝተኻየደ ምግሃስ መሰላት ክገብርዎ ዝጸንሑ መጽናዕቲ፣ ቀዳማይ ደረጃ ዛዚሞም

Radio Erena: 12 September 2021 ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ቤት ጽሕፈት ሰብኣዊ ጉዳያትን፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያን ብሓባር፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ተኻዪዱ ንዝተባህለ ምግሃስ መሰላት ክገብርዎ ዝጸንሑ መጽ [...]
The Lessons of September

The Lessons of September

Radio Erena: 10 September 2021 September has a revered place in the Eritrean calendar. On its first day in 1961, the iconic figure Hamid Awate [...]
“ኤርትራ፣ 57% ካብ ቆልዑ ኣብ ትምህርቲ የለውን።”  Save the Children

“ኤርትራ፣ 57% ካብ ቆልዑ ኣብ ትምህርቲ የለውን።” Save the Children

Radio Erena: 10 September 2021 ኣብ ሸሞንተ ሃገራት ዓለም፣ ስርዓተ ትምህርቲ ኣብ ቆልዑ፣ ኣብ ኣዝዩ ከቢድ ሓደጋ ወዲቑ ከምዘሎ፣ Save the Children ዝተባህለ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ዘዳለዎ ጸብጻብ ገሊጹ [...]
ጀነራል ኣልቡርሃን፣ ንኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሱዳን ኣዘራሪቡ

ጀነራል ኣልቡርሃን፣ ንኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሱዳን ኣዘራሪቡ

Radio Erena: 09-09-21 ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ ንኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብታ ሃገር፣ ዒሳ ኣሕመድ ዒሳ ኣዘራሪቡ። እቲ ጀነራል፣ ነቲ ኣምባሳደር ብ6 መስከ [...]
ሱዳን፣ ኤምባሲ ኤርትራ ክትዓጹ ከምእትኽል ኣጠንቂቓ

ሱዳን፣ ኤምባሲ ኤርትራ ክትዓጹ ከምእትኽል ኣጠንቂቓ

Radio Erena: 08 September 2021 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ካርቱም ንዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ ክዓጽዎ ከምዝኽእል ዝሓለፈ ሰሙን ናብቲ ቤት ጽሕፈት ኣብ ዝልኣኾ ደብዳቤ ምግላጹ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ንራድዮ ኤረና ሓ [...]
ሶማል፣ ቀዳማይ ሚኒስተርን ፕረዚደንትን ብጉዳይ ቅትለት ናይታ ናብ ኤርትራ ዝተላእኩ ወትሃደራት ኣፍልጦ ኔሩዋ ዝተባህለት ኣባል ስለያ ተሰሓሒቦም

ሶማል፣ ቀዳማይ ሚኒስተርን ፕረዚደንትን ብጉዳይ ቅትለት ናይታ ናብ ኤርትራ ዝተላእኩ ወትሃደራት ኣፍልጦ ኔሩዋ ዝተባህለት ኣባል ስለያ ተሰሓሒቦም

Radio Erena: 08 September 2021 ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ ሑሰን ሮበለን፣ ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ፋርማጆን፣ ብጉዳይ እታ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ተቐቲላ ዝተረኽበት፣ ኢክራን ታሕሊል ፋራሕ ዝተባህለት ኣባል ስለያ እ [...]
ኤርትራውያን ኣትለታት፣ ኣብ ኣህጉራዊ መድረኻት ድሙቕ ዓወታት ኣመዝጊቦም

ኤርትራውያን ኣትለታት፣ ኣብ ኣህጉራዊ መድረኻት ድሙቕ ዓወታት ኣመዝጊቦም

ኣብ ቅድድም ብሽክለታን ጉያ እግሪን ዝነጥፉ ኤርትራውያን ኣትለታት፣ ኣብ ኣህጉራዊ መድረኻት ድሙቕ ዓወታት ኣመዝጊቦም። በዚ መሰረት፣ ምስ ቤልጂማዊት ክለብ ዝወዳደር ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፣ ብ3 መስከረም ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተ [...]
ናብ ኤርትራ ብዛዕባ ዝተላእኩ ወትሃደራት ሶማል ኣፍልጦ ኔሩዋ ዝተባህለት ኣባል ስለያ ሶማል ተቐቲላ ተረኺባ

ናብ ኤርትራ ብዛዕባ ዝተላእኩ ወትሃደራት ሶማል ኣፍልጦ ኔሩዋ ዝተባህለት ኣባል ስለያ ሶማል ተቐቲላ ተረኺባ

Radio Erena: 06 September 2021 ናብ ኤርትራ ብዛዕባ ዝተላእኩ ወትሃደራት ሶማል ኣፍልጦ ኔሩዋ ዝተባህለት ኣባል ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ሶማል መንነቶም ብዘይተፍልጡ ሰባት ተቐቲላ። እታ ኢክራን ታሕሊል ፋራ [...]
ትግራይ፣ ሰብኣዊ ቅልውላው ካብ ዕለት ናብ ዕለት እናበኣሰ ይመጽእ ኣሎ

ትግራይ፣ ሰብኣዊ ቅልውላው ካብ ዕለት ናብ ዕለት እናበኣሰ ይመጽእ ኣሎ

Radio Erena: 06 September 2021 ኣብ ትግራይን ጎረባብቲ ክልላት ዓፈርን ኣምሓራን ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ህጹጽ ረዲኤት ንዘድልዮ ህዝቢ ኣብ ግዜኡ ንኸይበጽሖ ዕንቅፋት ኮይኑ ምህላዉ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። እቲ [...]
1 90 91 92 93 94 182 920 / 1818