Author: Admin

1 61 62 63 64 65 265 630 / 2647
ካብን ናብን ሶማል፣ ናይ መጓዓዝያ ነፈርቲ ደው ዘበለት ኬንያ፣ ናብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ፍሉይ በረራታት ተካይድ ኣላ

ካብን ናብን ሶማል፣ ናይ መጓዓዝያ ነፈርቲ ደው ዘበለት ኬንያ፣ ናብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ፍሉይ በረራታት ተካይድ ኣላ

Radio Erena: 20 May 2021 ካብን ናብን ሶማል ዝካየድ ናይ መጓዓዝያ ነፈርቲ ደው ክብል ዝወሰነ መንግስቲ ኬንያ፣ ናብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ግና ፍሉይ በረራታት የካይድ ምህላዉ ተሓቢሩ። ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን ጥራይ [...]
ስጳኛ፣ እናሓንበሱ ዝሰገሩ ኣስታት 8 ሽሕ ስደተኛታት ናብ ሞሮኮ ትመልስ

ስጳኛ፣ እናሓንበሱ ዝሰገሩ ኣስታት 8 ሽሕ ስደተኛታት ናብ ሞሮኮ ትመልስ

Radio Erena: 20 May 2021 መንግስቲ ስጳኛ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ፣ ናብታ ምስ ሞሮኮ ለጊባ እትርከብ ስዌታ፣ ዝተባህለት ክፋላ ዝሰገሩ ኣስታት 8 ሽሕ ስደተኛታት ብሓይሊ ናብ ሞሮኮ ይመልሶም ኣሎ። እዞም፣ እናሓንበሱን ብን [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወርሒ ሰነ ከተካዪዶ ዝወጠነት ምርጫ፣ ሕጂ’ውን ተናዊሑ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወርሒ ሰነ ከተካዪዶ ዝወጠነት ምርጫ፣ ሕጂ’ውን ተናዊሑ

Radio Erena: 16 May 2021 ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወርሒ ሰነ ከተካዪዶ ዝወጠነት ምርጫ፣ ሕጂ’ውን ተናዊሑ። ኮሚሽን ምርጫ’ታ ሃገር ብቀዳም 15 ግንቦት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ‘ብሰንኪ ተክኒካዊ ጸገማት ኢሉ ዝጠቐሶ’ ምኽንያት፣ [...]
ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዑደት ዘካየደ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ጸብጻብ ውጽኢት ዑደቱ ኣቕሪቡ

ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዑደት ዘካየደ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ጸብጻብ ውጽኢት ዑደቱ ኣቕሪቡ

Radio Erena: 16 May 2021 ካብ 4 ክሳብ 13 ግንቦት ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዑደት ዘካየደ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ጸብጻብ ውጽኢት ዑደቱ ኣቕሪቡ። ጀፍሪ ፈልትማን ኣብ ጸብጻቡ፣ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ተኣፋፊ ኩነታት ም [...]
”ሱዳን ንህወሓት ብምድጋፍ ጸጥታ ሃገር ትዘርግ ኣላ” ሰበስልጣን ኢትዮጵያ

”ሱዳን ንህወሓት ብምድጋፍ ጸጥታ ሃገር ትዘርግ ኣላ” ሰበስልጣን ኢትዮጵያ

Radio Erena: 16 May 2021 ሱዳን ንህወሓት ብምድጋፍ ጸጥታ ሃገር ትዘርግ ኣላ፣ ክብል ሓደ ካብ ላዕለዎት ወተሃደራውያን ሰበስልጣን ኢትዮጵያ ከሲሱ። ጀነራል ተስፋየ ኣያሌው ንጋዜጠኛታት ሃገሩ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ ልዕሊ ሰ [...]
‘’ዝተመዛበሉ ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ፣ ዳግም ንምጥያሶም ገና ኣሸጋሪ ኮይኑ’ሎ’’ ተጸዋዒ ስደተኛታት

‘’ዝተመዛበሉ ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ፣ ዳግም ንምጥያሶም ገና ኣሸጋሪ ኮይኑ’ሎ’’ ተጸዋዒ ስደተኛታት

Radio Erena: 09 May 2021 ብሰኪ’ቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ዝተመዛበሉ ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ፣ ዳግም ንምጥያሶም ገና ኣሸጋሪ ኮይኑ ከምዘሎ ተጸዋዒ ስደተኛታት ገሊጹ። እቲ ትካል ብ8 ግንቦት ኣብ ዘውጸኦ [...]
ኣብ ሶማል ተኸሲቱ ዘሎ ናይ ስልጣን ቁርቁስ ንምሽምጋል፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ሓድሽ ተበግሶ ወሲዱ

ኣብ ሶማል ተኸሲቱ ዘሎ ናይ ስልጣን ቁርቁስ ንምሽምጋል፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ሓድሽ ተበግሶ ወሲዱ

Radio Erena: 09 May 2021 ኣብ ሶማል ተኸሲቱ ዘሎ ናይ ስልጣን ቁርቁስ ንምሽምጋል፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ሓድሽ ተበግሶ ወሲዱ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ኣቦ ወንበር’ቲ ሕብረት፣ ንናይ ጋና ፕረዚደንት ነበር ጆን ድራማኒ ማሃማ፣ ከም [...]
ንህወሓትን ሸኔን ከም ሽበራውያን ጉጅለታት ክምዝገቡ ዝቐረበ እማመ፣ ባይቶ’ታ ሃገር ኣጽዲቑዎ

ንህወሓትን ሸኔን ከም ሽበራውያን ጉጅለታት ክምዝገቡ ዝቐረበ እማመ፣ ባይቶ’ታ ሃገር ኣጽዲቑዎ

Radio Erena: 09 May 2021 ቆንስል ሚኒስተራት ኢትዮጵያ፣ ንህወሓትን ሸኔን ከም ሽበራውያን ጉጅለታት ክምዝገቡ ንዘቕረቦ እማመ፣ ባይቶ’ታ ሃገር ኣጽዲቑዎ። ብወከልቲ ህዝቢ ዝቖመ ባይቶ መበል 13 ስሩዕ ዋዕላኡ ኣብ ዘካ [...]
ኡጋንዳ፣ ወዱ ንፕረዚደንት ሙሴቬኒ ዝርከቦም ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት፣ ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክሲ ተመስሪትሎም

ኡጋንዳ፣ ወዱ ንፕረዚደንት ሙሴቬኒ ዝርከቦም ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት፣ ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክሲ ተመስሪትሎም

ወዱ ንፕረዚደንት ዩዌሩ ሙሴቬኒ፣ ልዩተናንት ጀነራል ሙሆዚ ካይነሩጋባ ዝርከቦም ላዕለዎት ወትሃደራውያን ኣዘዝቲ ኡጋንዳ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክሲ ከምዝተመስረተሎም ዘ ጋርድያን ሓቢሩ። ብስድራቤታት ናይቶም፣ ብኣዘዝቲ ሰ [...]
ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኢትዮጵያ፣ ንህወሓትን ሸኔን ከም ግብረ ሽበራውያን ጉጅለታት ክምዝገቡ ዝብል እማመ ኣቕሪቡ

ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኢትዮጵያ፣ ንህወሓትን ሸኔን ከም ግብረ ሽበራውያን ጉጅለታት ክምዝገቡ ዝብል እማመ ኣቕሪቡ

Radio Erena: 02 May 2021 ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኢትዮጵያ፣ ንህወሓትን ሸኔን ከም ግብረ ሽበራውያን ጉጅለታት ክምዝገቡ ዝብል እማመ ኣቕሪቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ብ1 ግንቦት ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፣ ከም ውሳነ ሓሳብ [...]
1 61 62 63 64 65 265 630 / 2647