Author: Admin

1 62 63 64 65 66 265 640 / 2647
ላዕለዎት ሰበስልጣን ኣመሪካ ብጉዳይ ዶባዊ ግጭት ኢትዮጵያን ሱዳንን ንምዝርራብ ናብ ከተማ ካርቱም ዑደት ከካዪዱ’ዮም

ላዕለዎት ሰበስልጣን ኣመሪካ ብጉዳይ ዶባዊ ግጭት ኢትዮጵያን ሱዳንን ንምዝርራብ ናብ ከተማ ካርቱም ዑደት ከካዪዱ’ዮም

Radio Erena: 02 May 2021 ላዕለዎት ሰበስልጣን ኣመሪካ ብጉዳይ ዶባዊ ግጭት ኢትዮጵያን ሱዳንን ንምዝርራብ ናብ ከተማ ካርቱም ዑደት ከካዪዱ እዮም። እቶም ክሪስቶፈር ኩንስን፤ ክሪስ ቫን ሆለንን ዝርከብዎም ሰበስልጣናት ም [...]
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያውያን ነጋድያንን ግብጻውያን ካህናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶን ግጭት ተላዒሉ

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያውያን ነጋድያንን ግብጻውያን ካህናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶን ግጭት ተላዒሉ

Radio Erena: 02 May 2021 ኣብ ኢዮርሳሌም፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያውያን ነጋድያንን ግብጻውያን ካህናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶን ግጭት ተላዒሉ። ‘ኣልመስር ኣልዮም’ ኣብ ናይ 30 ሚያዝያ ሕታሙ ኣብ ዘቕረቦ ዜና፣ ካብ ኢትዮጵያ [...]
ሰራዊት መንግስቲ ኤርትራ፣ ናብ ህዝቢ ትግራይ ዝተላእከ ረዲኤት ይኽልክልን ይዘምትን ኣሎ ክብል AFP ገሊጹ

ሰራዊት መንግስቲ ኤርትራ፣ ናብ ህዝቢ ትግራይ ዝተላእከ ረዲኤት ይኽልክልን ይዘምትን ኣሎ ክብል AFP ገሊጹ

Radio Erena: 29 April 2021 ሰራዊት መንግስቲ ኤርትራ፣ ናብ ህዝቢ ትግራይ ዝተላእከ ረዲኤት ይኽልክልን ይዘምትን ኣሎ ክብል ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ-AFP ገሊጹ። AFP፣ ንሰነዳት መንግስቲ ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረቦ ዜና [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣንጻሩ ድሕሪ ዝተወልዐ ግጭት፣  ኣብ ዝሓጸረ እዋን ምርጫ ክካየድ ወሲኑ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣንጻሩ ድሕሪ ዝተወልዐ ግጭት፣ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ምርጫ ክካየድ ወሲኑ

Radio Erena: 29 April 2021 ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ፣ ብዘይምርጫ ስልጣኑ ንክልተ ዓመታት ከናውሕ ድሕሪ ምውሳኑ ብዝተላዕለ ተቓውሞታትን ግጭትን፣ ውሳኔኡ ብምቕያር፣ ኣብ ዝሓጸረ ምርጫ ክካየድ ጸዊዑ። [...]
ቻይና፣  ነፈርቲ ክትስከም እትኽእል ናይ ኵናት መርከብ ከጸግዕ ዝኽእል ወደብ ኣብ ጂቡቲ ሃኒጻ

ቻይና፣ ነፈርቲ ክትስከም እትኽእል ናይ ኵናት መርከብ ከጸግዕ ዝኽእል ወደብ ኣብ ጂቡቲ ሃኒጻ

Radio Erena: 29 April 2021 ቻይና፣ ኣብ ጂቡቲ ዘቖመቶ ወትሃደራዊ መዓስከር ናይ ምስፋሕ መደባት ብምቕጻል፣ ካብ 2017 ኣትሒዛ ክትሃንጾ ዝጸንሐት፣ ነፈርቲ ክትስከም እትኽእል ናይ ኵናት መርከብ ከጸግዕ ዝክእል ወደብ ተ [...]
“ሰራዊት መንግስቲ ኤርትራን ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራን ኣብ ትግራይ ገበናት ምህጋስ ሰብኣዊ መሰላት ምፍጻም ይቕጽሉ ኣለዉ።” ጸሓፊ ጉ/ወ/ ኣመሪካ

“ሰራዊት መንግስቲ ኤርትራን ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራን ኣብ ትግራይ ገበናት ምህጋስ ሰብኣዊ መሰላት ምፍጻም ይቕጽሉ ኣለዉ።” ጸሓፊ ጉ/ወ/ ኣመሪካ

Radio Erena: 28 April 2021 ሰራዊት መንግስቲ ኤርትራን ፍልይ ሓይሊ ኣምሓራን፣ ብግብሪ ካብ ትግራይ ክወጹ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ደጊሙ ጸዊዑ። እቲ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ኣመሪካ ነዚ ዝጸወዐ [...]
ግብጺ፣ ኣብ እዋን ጾመ ሮሞዳን፣ ትሽዓተ ሰባት ብማሕነቕቲ ቀጺዓ

ግብጺ፣ ኣብ እዋን ጾመ ሮሞዳን፣ ትሽዓተ ሰባት ብማሕነቕቲ ቀጺዓ

Radio Erena: 28 April 2021 ኣብ ግብጺ፣ ኣብ እዋን ጾመ-ሮሞዳን፣ ትሽዓተ ሰባት ብሞት ከምዝተቐዑ ኣምነስት ኢንተርናሽናል ገሊጹ። እቶም ብሰኑይ 26 ሚያዝያ፣ ኣብ ዞባ ናይል ዴልታ ኣብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ዋዲ ና [...]
ሕ.መ.ኣ. ኣብ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝሰርሕ ፍሉይ ልኡኽ መዚዛ

ሕ.መ.ኣ. ኣብ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝሰርሕ ፍሉይ ልኡኽ መዚዛ

Radio Erena: 25 April 2021 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ኩነታት ንምክትታል፣ ብሓፈሽኡ ከኣ ኣብ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝሰርሕ ፍሉይ ልኡኽ መዚዛ። ካብ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ኣመሪካ ዝወጸ መግ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ ንምንዋሕ ዕድመ ስልጣን ፕረዚደንት ሶማል ተቓዊሙ

ሕብረት ኣፍሪቃ ንምንዋሕ ዕድመ ስልጣን ፕረዚደንት ሶማል ተቓዊሙ

Radio Erena: 25 April 2021 ታሕተዋይ ባይቶ ሶማል፣ ዕድመ ስልጣን ፕረዚደንት ንክልተ ዓመት ክናዋሕ ምውሳኑ፣ ከምዘተሓሳሰቦ ሕብረት ኣፍሪቃ ገሊጹ። ሕብረት ኣፍሪቃ ነዚ ብዓይነቱ ፍሉይ ምዃኑ ዝተነግረሉ ናይ ኩነኔ መግለ [...]
ፈረንሳን ሱዳንን፣ ንጸጥታን ሰላምን ጫድ ብሓባር ክሰርሓ ተሰማሚዐን

ፈረንሳን ሱዳንን፣ ንጸጥታን ሰላምን ጫድ ብሓባር ክሰርሓ ተሰማሚዐን

Radio Erena: 25 April 2021 ፈረንሳን ሱዳንን ኣብ ጫድ ተፈጢሩ ዘሎ ናይ ስልጣን ሃጓፍ ክሳብ ሕጋዊ መዕለቢ ዝግበረሉ፣ ንጸጥታን ሰላምን’ታ ሃገር ብሓባር ክሰርሓ ምዃነን ተሰማሚዐን። ፍሉይ ልኡኽ ፈረንሳ ኣብ ሱዳን፣ ዣ [...]
1 62 63 64 65 66 265 640 / 2647