Author: Admin
ኣብ ኤርትራ፣ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ወትሃደራት ኢትዮጵያ ታዕሊም ይወስዱ ኣለዉ
Radio Erena: 22 April 2021
ኣብ ኤርትራ፣ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ወትሃደራት ኢትዮጵያ፣ ታዕሊም ይወስዱ ከምዘለዉ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም።
እቶም ኣብ ቓጨሮ- ከባቢ ኦምሓጀር፣ ጋሕቴላይ ከባቢ ደማስን ኣፋምቦ ከባቢ [...]
ባይቶ ጸጥታ፣ ኩነታት ትግራይ ንምክትታል ዕጹው ኣኼባ ኣካዪዱ
Radio Erena: 18 April 2021
መንግስቲ ኤርትራ ሰራዊቱ ካብ ትግራይ ናይ ምውጻእ ምልክት ኣየርኣየን ክብል፣ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ወኪል ሰብኣዊ ረዲኤት ገሊጹ።
ባይቶ ጸጥታ ብሓሙስ 15 ሚያዝያ ንኩነታት ኣብ ትግራይ [...]
ደ/ሱዳን፣ ሓያሎ ላዕለዎት ወተሃደራውያን ሰበስልጣን ካብ መዝነቶም ተገሊፎም
Radio Erena: 18 April 2021
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት፣ ንሓያሎ ወተሃደራውያን ሰበስልታን’ታ ሃገር ካብ መዝነቶም ኣፋንዩ።
ብዓርቢ 16 ሚያዝያ ካብታ ሃገር ኣብ ዝተፈነወ ዜና ከምዘመልክቶ፣ ለተናል ጀ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ እዋን ምርጫ፣ ጸጥታ ዘኽብር ኮሚቴ ኣቚሙ
Radio Erena: 18 April 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ እዋን ምርጫ፣ ጸጥታ ዘኽብር ኮሚቴ ከምዘቖመ ኣፍሊጡ።
እቲ ብኣባላት ፈደራል ፖሊስ፣ ቤት ጽሕፈት ኣኽባር ሕጊ፣ ሃገራዊ ድሕነት፣ ሚኒስትሪ ምክልኻልን ወከልቲ ዞባዊያ [...]
‘ሱዳን፣ ዶብ ብምጥሓስ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ወራር ምፍጻማ፣ ንሰላም ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ሓደ ኣውዲቓቶ።’ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ
Radio Erena: 15 April 2021
ሱዳን፣ ዶብ ብምጥሓስ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ወራር ምፍጻማ፣ ንሰላም ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ሓደ ኣውዲቓቶ ኣላ ክብል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ምግላጹ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ። [...]
37 ማሕበራት ግብረ ሰናይ፣ መንግስቲ ማልታ ጉዳይ’ቶም ደሃይ ዘጥፍኡ ልዕሊ 100 ስደተኛታት ምላሽ ክህብ ጥርዓን ኣቕሪቦም
Radio Erena: 11 April 2021
37 ማሕበራት ግብረ ሰናይ፣ መንግስቲ ማልታ ጉዳይ’ቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ደሃይ ዘጥፍኡ ልዕሊ 100 ስደተኛታት ምላሽ ክህብ ጥርዓን ኣቕሪቦም።
እቶም ደቀንስትዮን ህጻናትን ዝርከብዎም [...]
ሱዳናውያን ደቀንስትዮ፣ ኣብ ፖለቲካዊ ስልጣን እታ ሃገር ብግቡእ ክውከላ ዝጽውዕ ማኒፈስቶ ኣውጺኤን
Radio Erena: 11 April 2021
ሱዳናውያን ደቀንስትዮ፣ ኣብ ፖለቲካዊ ስልጣን እታ ሃገር ብግቡእ ክውከላ ዝጽውዕ ማኒፈስቶ ኣውጺኤን።
ንስርዓት ኣልበሽር ንምዕላው ንኣስታት ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ዝተኻየደ ህዝባዊ ናዕቢ፣ [...]
ግብጽን ዩጋንዳን ኣብ ጸጥታ ዝተመርኮሰ ኣፈናዊ ስምምዕ ፈሪመን
Radio Erena: 11 April 2021
ግብጺ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ምስ ኢትዮጵያ ጎረባብቲ ዝኾና ሃገራት ዝምድናኣ ንምዕባይ እተካዪዶ ዘላ ዘመተ፣ ምስ ዩጋንዳ እውን ኣብ ጸጥታ ዝተመርኮሰ ኣፈናዊ ስምምዕ ከቲማ።
ኣብቲ ብ8 ሚ [...]