Author: Admin

1 58 59 60 61 62 265 600 / 2647
ሰለስተ ኣባላት ሓካይም ብዘይዶብ ኣብ ትግራይ ተቐቲሎም

ሰለስተ ኣባላት ሓካይም ብዘይዶብ ኣብ ትግራይ ተቐቲሎም

Radio Erena: 27 June 2021 ኣህጉራዊ ትካል ሓካይም ብዘይዶብ፣ ኣብ ትግራይ ዝተቐትሉ ሰለስተ ኣባላቱ፣ ‘ኣዝዩ ዘሰምብድ’ ብምባል ዝተሰመዖ ጓሂ ገሊጹ። እቲ ትካል ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ስጳኛዊት ማሪያ ሀርናንደዝ፣ ኢ [...]
መንግስቲ ሱዳን ተወሳኺ ሓድሽ ምትዕርራይ ባጀት ኣካዪዱ

መንግስቲ ሱዳን ተወሳኺ ሓድሽ ምትዕርራይ ባጀት ኣካዪዱ

Radio Erena: 27 June 2021 መንግስቲ ሱዳን ተወሳኺ ሓድሽ ምትዕርራይ ባጀት ኣካዪዱ። ብመሰረት’ዚ ሓድሽ ተኣታትዩ ዘሎ ምትዕርራይ፣ ኣብ መንግስቲ ዝግበር ዝነበረ ወጻኢታት ጎዲሉ፣ ናብ ማሕበራዊ ዕዳጋታት ዝያዳ ከተኩር [...]
‘ኢትዮጵያ ዘካየደቶ ምርጫ፣ ናጻን ርትዓዊን ኣይነበረን’ ሕ.መ.ኣ.

‘ኢትዮጵያ ዘካየደቶ ምርጫ፣ ናጻን ርትዓዊን ኣይነበረን’ ሕ.መ.ኣ.

Radio Erena: 27 June 2021 ኢትዮጵያ ብ21 ሰነ ዘካየደቶ ምርጫ፣ ናጻን ርትዓዊን ኣይነበረን ክትብል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ገሊጻ። ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ኣመሪካ ብዓርቢ 25 ሰነ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ህዝባዊ ምር [...]
ባይቶ ጸጥታ፣ ብዛዕባ’ቲ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ብህጹጽ ክዝቲ፣ ሱዳን ሓቲታ

ባይቶ ጸጥታ፣ ብዛዕባ’ቲ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ብህጹጽ ክዝቲ፣ ሱዳን ሓቲታ

Radio Erena: 24 June 2021 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ንሱዳን፣ ግብጽን ኢትዮጵያን ዘሰሓሕብ ዘሎ ኣጠቓቕማ ናይል ብዝምልከት ክዝቲ መንግስቲ ሱዳን ሓቲቱ። እቲ መንግስቲ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ብሰሉ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ምስ ቀጠር ተበቲኹ ዝጸንሐ ዝምድና ናብ ንቡር ንምምላስ ሓድሽ ኣምባሳደር መዚዛ

ስዑዲ ዓረብ፣ ምስ ቀጠር ተበቲኹ ዝጸንሐ ዝምድና ናብ ንቡር ንምምላስ ሓድሽ ኣምባሳደር መዚዛ

Radio Erena: 24 June 2021 ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ 2017 ኣትሒዙ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዝምድናኣ ምስ ቀጠር፣ ናብ ንቡር ንምምላስ ሓድሽ ኣምባሳደር መዚዛ። ኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ኮይኑ ዝተመዘዘ፣ ሉኡል መንሱር ቢን ካሊድ ኣ [...]
20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር

20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር

Radio Erena: 20 June 2021 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር ኣላ። እዛ ህዝቢ ኤርትራ ምእንቲ ናጽነት ሃገሩ ዝኸፈሎም ውሉዳቱ ዝዝክረላ ዕለት፣ ሕድሮም ንምትግባር እው [...]
መ.ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ወከልቲ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዩ

መ.ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ወከልቲ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዩ

Radio Erena: 20 June 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ወከልቲ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተወ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም ምንጭታት ካብ ቤተሰብ ግዳያትን መቕርቦምን ብዝኣከብ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ትግራይ ንዝተፈጸመ ገበናት ዘጻርይ ኮሚሽን ምቛሙ፣ መ. ኢትዮጵያ ነጺጉዎ

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ትግራይ ንዝተፈጸመ ገበናት ዘጻርይ ኮሚሽን ምቛሙ፣ መ. ኢትዮጵያ ነጺጉዎ

Radio Erena: 20 June 2021 ኣብ ትግራይ ንዝተፈጸመ ምግሃስ መሰላትን ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነትን ንኽጻረይ ሕብረት ኣፍሪቃ ፍሉይ ሓይሊ ምቛሙ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘለዎ ተቓውሞ ኣስሚዑ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ [...]
“ሱዳን፣ ናብ ከቢድ ቅልውላው ከተምርሕ ትኽእል’ያ።” ቀ/ሚ ዓብደላ ሓምዶክ

“ሱዳን፣ ናብ ከቢድ ቅልውላው ከተምርሕ ትኽእል’ያ።” ቀ/ሚ ዓብደላ ሓምዶክ

Radio Erena: 17 June 2021 ሱዳን፣ ብሰንኪ'ዚ ዝካየድ ዘሎ ናዕቢ፣ ናብ ከቢድ ቅልውላው ከተምርሕ ከምእትኽእል ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ኣጠንቂቑ። ንሱ ብቴሌቪዥን እታ ሃገር ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፣ ሱዳን [...]
ኣብ ሱዳን ዝመደበቶ ወትሃደራዊ መዓስከር መሰናኽል ዘጋጠማ ሩስያ፣ ምስ ጂቡቲ ትዝቲ

ኣብ ሱዳን ዝመደበቶ ወትሃደራዊ መዓስከር መሰናኽል ዘጋጠማ ሩስያ፣ ምስ ጂቡቲ ትዝቲ

Radio Erena: 17 June 2021 ሩስያን ጂቡቲን፣ ኣብ ሓያሎ ጉዳያት ዘተኮረ ዘተ ኣካይደን። እዘን ክልተ ሃገራት፣ ኣብ ንግዲ፣ ወፍሪ፣ ቁጠባ፣ ሕርሻን ካልእን ዘተኮረ ዘተ ከምዘካየዳ ዝተገልጸ፣ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ [...]
1 58 59 60 61 62 265 600 / 2647