Author: Admin

1 56 57 58 59 60 265 580 / 2647
ቀይሕ መስቀል፣ ኣብ ትግራይ ናብ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ምሩዃት ኵናት ክበጽሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ

ቀይሕ መስቀል፣ ኣብ ትግራይ ናብ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ምሩዃት ኵናት ክበጽሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 20 July 2021 ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል፣ ኣብ ትግራይ ናብ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ምሩዃት ኵናት ክበጽሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ እቲ ኣብ ትግራይ፣ ተታሒዞም ናብ ዝርከ [...]
OPEC፣ ናብ ዕዳጋ ዓለም ዝፈሪ ነዳዲ ክወስኽ ተሰማሚዑ

OPEC፣ ናብ ዕዳጋ ዓለም ዝፈሪ ነዳዲ ክወስኽ ተሰማሚዑ

Radio Erena: 20 July 2021 እዚ ካብ ወርሒ ነሓሰ ጀሚሩ ኣብ ግብሪ ዝውዕል ወሰኽ፣ ነቲ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ተሰናኺሉ ዝጸንሐ ፍርያት ነዳዲ፣ መዓልታዊ ናብ ኣስታት 2 ሚልዮን በርሚል ከሰጋግሮ'ዩ። ወ [...]
ባይቶኣዊ ምርጫ ሶማል ዝካየደሉ ዕለት ብወግዒ ተገሊጹ

ባይቶኣዊ ምርጫ ሶማል ዝካየደሉ ዕለት ብወግዒ ተገሊጹ

Radio Erena: 18 July 2021 ባይቶኣዊ ምርጫ ሶማል ዝካየደሉ ዕለት ብወግዒ ተገሊጹ። ብመሰረት ወጺኡ ዘሎ መደብ፣ ኣስማት ሕጹያት ተወዳደርቲ ንባይቶ ኣብ 24 ሓምለ ክግለጽ እዩ። ላዕለዎት ኣባላት ባይቶ ኣብ 25ን 28ን [...]
ኤርትራውያን ዝርከብዎም 133 ስደተኛታት፣ ካብ ሊብያ ናብ ሩዋንዳ ግዒዞም

ኤርትራውያን ዝርከብዎም 133 ስደተኛታት፣ ካብ ሊብያ ናብ ሩዋንዳ ግዒዞም

Radio Erena: 18 July 2021 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 133 ስደተኛታት፣ ካብ ሊብያ ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ንምጥያስ ናብ ሩዋንዳ ግዒዞም። እቶም ብዓርቢ 16 ሓምለ ብነፋሪ ዝገዓዙ ስደተኛታት ካብ ወርሒ ሚያዝያ ኣትሒዞም ኣብ [...]
መ.ኢትዮጵያ፣ ተወላዶ ትግራይ ብኣልማማ ናይ ምእሳር ስጉምቲ ደው ከብል ዝጽውዕ ጥርዓን ቀሪቡ

መ.ኢትዮጵያ፣ ተወላዶ ትግራይ ብኣልማማ ናይ ምእሳር ስጉምቲ ደው ከብል ዝጽውዕ ጥርዓን ቀሪቡ

Radio Erena: 18 July 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ንዝነብሩ ተወላዶ ትግራይ ብኣልማማ ናይ ምእሳር ስጉምቲ ደው ከብል ዝጽውዕ ጥርዓናት፣ ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ተጣበቕቲ መሰላት ይቐርብ ኣሎ። [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ከባቢ ሓይሊ ኣየር ሓያል ነትጕ ኣጋጢሙ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ከባቢ ሓይሊ ኣየር ሓያል ነትጕ ኣጋጢሙ

Radio Erena: 15 July 2021 ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ከተማ ሪያድ ኣብ ዝርከብ ከባቢ ሓይሊ ኣየር ሓያል ነትጕ ከምዘጋጠመ ኣሶሸትድ ፕረስ ሓቢሩ። እቲ ነትጕ፣ ሓያል ባርዕን ትኪን ከምኡ ድማ ንሰዓ [...]
ግብጺ ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕባ ብዛዕባ ዘሎ ጉዳይ ናይል ብዝምልክት ምስ ሕብረት ኤውሮጳ ተመያይጣ

ግብጺ ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕባ ብዛዕባ ዘሎ ጉዳይ ናይል ብዝምልክት ምስ ሕብረት ኤውሮጳ ተመያይጣ

Radio Erena: 13 July 2021 ኢትዮጵያ፣ በይናዊ ስጉምቲ ብምውሳድ ዝካየደቶ ካልኣይ እብረ ምምላእ ማይ ዲጋ ተሃድሶ ዝተቓወመት ግብጺ፣ ብዛዕባ'ቲ ጉዳይ ምስ ሕብረት ኤውሮጳ ዘትያ። ብሰኑይ 12 ሓምለ ናብ ብራስለስ ዘም [...]
ፈረንሳ ኣብ ሳሕለ-ሰሓራ ተዋፊሩ ዝርከብ ልዕሊ 2 ሽሕ ሰራዊት ክትስሕብ’ያ

ፈረንሳ ኣብ ሳሕለ-ሰሓራ ተዋፊሩ ዝርከብ ልዕሊ 2 ሽሕ ሰራዊት ክትስሕብ’ያ

Radio Erena: 13 July 2021 ኣብ ቅናት ሳሕለ-ሰሓራ ተዋፊሩ ካብ ዝርከብ ኣስታት 5 ሽሕ ሰራዊት ፈረንሳ እቲ ፍርቁ ክሳብ መወዳእታ እዚ ዓመት ክስሕብ ምዃኑ ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን ኣፍሊጡ። እቲ ፕረዚደንት፣ ምስ [...]
”ናብ ከተማ መቐለ ዝካየድ ናይ ነፈርቲ በረራታት፣ ተፍትሽ ክግበረሉ’ዩ” መ.ኢትዮጵያ

”ናብ ከተማ መቐለ ዝካየድ ናይ ነፈርቲ በረራታት፣ ተፍትሽ ክግበረሉ’ዩ” መ.ኢትዮጵያ

Radio Erena: 11 July 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ረዲኤት ናብ ትግራይ ክበጽሕ መንገዲ ከፊቱ ክብል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝገልጸሉ ዘሎ እዋን፣ ኩሉ ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሓገዛት ተፍትሽ ክግበረሉ ምዃኑ ተገሊጹ። [...]
ሱዳን፣ ሱዳናዊ በዓል ስልጣን ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ክቐርብ’ዩ

ሱዳን፣ ሱዳናዊ በዓል ስልጣን ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ክቐርብ’ዩ

Radio Erena: 11 July 2021 ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት፣ ንሱዳናዊ በዓል ስልጣን ነበር እኹል መርትዖ ስለዝረኸበሉ፣ መስርሕ ፍርዱ ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ዘ ሄግ ዝመደበሩ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ብዕለት 9 [...]
1 56 57 58 59 60 265 580 / 2647