Author: Admin

1 57 58 59 60 61 265 590 / 2647
ኢትዮጵያ፣ ሰልፊ ብልጽግና ብዓብላሊ ድምጺ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ሰልፊ ብልጽግና ብዓብላሊ ድምጺ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ

Radio Erena: 09 July 2021 ብቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ ሰልፊ ብልጽግና፣ ኣብ ምርጫ ከምዝተዓወተ ብወግዒ ተገሊጹ። ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ቀዳም 10 ሓምለ ኣብ ዝሃቦ ወግዓዊ ውጽኢት ምርጫ፣ ሰልፊ ብልጽግና [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣስታት 80 ኤርትራውያን ሰጕጓ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣስታት 80 ኤርትራውያን ሰጕጓ

Radio Erena: 08 July 2021 ስዑዲ ዓረብ፣ ዝሰጎጎቶም ኣስታት 80 ኤርትራውያን ዝሓለፈ ቅንያት ናብ ኤርትራ ከምዝኣተዉ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። እቶም ብመርከብ ዝኣተዉ ኤርትራውያን፣ መብዛሕትኦም መንበሪ ፍቓድ ወይ ኢ [...]
ዞባ ዳርፉር፣ ንመዓልታት ኣብ ዝቐጸለ ግጭት 10ታት ተቐቲሎም

ዞባ ዳርፉር፣ ንመዓልታት ኣብ ዝቐጸለ ግጭት 10ታት ተቐቲሎም

Radio Erena: 08 July 2021 ኣብ ሱዳን፣ ምዕራብ ዳርፉር ንሓያሎ መዓልታት ኣብ ዝቐጸለ ግጭት፣ 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉ ምንጭታት ዜና ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም። በቲ ግጭት ብውሑዱ ሓሙሽተ ቁሸታት ከምዝተቓጸላን ካብ ቤት [...]
ሱዳን: 24 ኣባላት ጸጥታ ብሽበራ ተኸሲሶም

ሱዳን: 24 ኣባላት ጸጥታ ብሽበራ ተኸሲሶም

Radio Erena: 04 July 2021 ኣብ ሱዳን፣ 24 ኣባላት ጸጥታ ብሽበራ ተኸሲሶም። ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሱዳን ብዓርቢ ክልተ ሓምለ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እቶም ኣባላት’ቲ ብፕረዚደንት ነበር ኣልበሽር ዝተመስረተ ትካል ጸጥታ [...]
ሶማል፡ ኣብ ሞቓድሾ ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ቦምባ ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ ናብ 10 ደዪቡ

ሶማል፡ ኣብ ሞቓድሾ ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ቦምባ ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ ናብ 10 ደዪቡ

Radio Erena: 04 July 2021 ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ቦምባ ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ ናብ 10 ደዪቡ። ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ብዓርቢ 2 ሓምለ ኣብታ ከተማ ብዘካየዶ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ ብውሑዱ 15 ሰባት እ [...]
‘ኢሳይያስ ካብ ስልጣን ክእለ ድሌትና እኳ እንተኾነ፣ ንኤርትራውያን ዝግደፍ እዩ’ ዶክተር ደብረጽዮን

‘ኢሳይያስ ካብ ስልጣን ክእለ ድሌትና እኳ እንተኾነ፣ ንኤርትራውያን ዝግደፍ እዩ’ ዶክተር ደብረጽዮን

Radio Erena: 03 July 2021 ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ትግራይ ክካየድ ዝጸንሐ ኲናት ዳግማይ ክለዓል ይኽእል’ዩ ብምባል ኣብ ዘጠንቅቐሉ ዘሎ እዋን፣ ‘ብሓይሊ ዝተመንዘዐ መሬትና፣ ብሓይሊ ክንመልሶ ኢና’ ክብል ዶክተር ደብረጽዮን [...]
ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ፣ ንሱዳን ልዕሊ 2.5 ቢልዮን ዶላር ክምውል’ዩ

ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ፣ ንሱዳን ልዕሊ 2.5 ቢልዮን ዶላር ክምውል’ዩ

Radio Erena: 01 July 2021 ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ -IMF፣ ንሱዳን ኣስታት 2.5 ቢልዮን ዶላር ምወላ ከምዝፈቐደ ኣፍሊጡ። እቲ ምወላ፣ ኣብ ውሽጢ 3 ዓመታት ንሱዳን ክወሃብ'ዩ። እዚ ኣህጉራዊ ፊናንስያዊ ትካ [...]
ሶማል፣ ኣብ 10 ጥቅምቲ ሓድሽ ፕረዚደንት ክትመርጽ’ያ

ሶማል፣ ኣብ 10 ጥቅምቲ ሓድሽ ፕረዚደንት ክትመርጽ’ያ

Radio Erena: 01 July 2021 ሶማል፣ ኣብ 10 ጥቅምቲ ሓድሽ ፕረዚደንት ክትመርጽ ምዃና ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር መሓመድ ሑሰን ሮብለ ኣፍሊጡ። ምስ መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራትን ቀቢላታትን ሶማል ኣብ ዝተበጽሐ ስምምዕ [...]
ኤርትራ፣ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ባህርዳር ኣብ ዝጅምር ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ ክትሳተፍ’ያ

ኤርትራ፣ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ባህርዳር ኣብ ዝጅምር ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ ክትሳተፍ’ያ

Radio Erena: 29 June 2021 ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ኣብ 3 ሓምለ፣ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ባህርዳር ኣብ ዝጅምር፣ መበል 41 ውድድር ዋንጫ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ሃገራት ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪቃ፡ ወይ ሴካፋ ክትሳተፍ' [...]
መንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ኣባላት ኣልሸባብ’ዮም ዝበሎም 21 ሰባት ረሺኑ

መንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ኣባላት ኣልሸባብ’ዮም ዝበሎም 21 ሰባት ረሺኑ

Radio Erena: 29 June 2021 መንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ኣባላት ሽበራዊ ጉጅለ ኣልሸባብ'ዮም ዝበሎም 21 ሰባት ረሺኑ። እቶም ኣብ ርእሰ-ከተማ ናይታ ምምሕዳር፣ ከባቢ ጋልካዮ ብመስርዕ ዝተረሸኑ ሰባት፣ በብ [...]
1 57 58 59 60 61 265 590 / 2647