Author: Admin

1 33 34 35 36 37 265 350 / 2647
‘መ. ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ ዝፍጽሞ ዘሎ ግፍዕን ኢሰብኣዊ ኣተሓሕዛን፣ ብዘይወላሓንቲ ለውጢ ከምዘለዎ ይቕጽል ኣሎ’ ቆንስል ሰብኣዊ መሰላት ው.ሕ.ሃ.

‘መ. ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ ዝፍጽሞ ዘሎ ግፍዕን ኢሰብኣዊ ኣተሓሕዛን፣ ብዘይወላሓንቲ ለውጢ ከምዘለዎ ይቕጽል ኣሎ’ ቆንስል ሰብኣዊ መሰላት ው.ሕ.ሃ.

Radio Erena: 06 March 2022 መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ ዝፍጽሞ ዘሎ ግፍዕን ኢሰብኣዊ ኣተሓሕዛን፣ ብዘይወላሓንቲ ለውጢ ከምዘለዎ ይቕጽል ኣሎ ክብል ቆንስል ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።እቲ ቆንስል [...]
ሱዳን፣ ሓደ ካብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽባ ዶባት መተሓላለፊ ጽኑዕ ሓለዋ ክካየድ መጠንቀቕታ ኣመሓላሊፋ

ሱዳን፣ ሓደ ካብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽባ ዶባት መተሓላለፊ ጽኑዕ ሓለዋ ክካየድ መጠንቀቕታ ኣመሓላሊፋ

Radio Erena: 06 March 2022 ሱዳን፣ ሓደ ካብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽባ ዶባት ኣብ ዝኸፈተትሉ ክልተ መዓልታት ድሒሩ፣ ኣብቲ መተሓላለፊ ጽኑዕ ሓለዋ ክካየድ መጠንቀቕታ ኣመሓላሊፋ። ሱዳን፣ ንመስመር ጋላባት ብዕለት 2 መጋቢት [...]
ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን፣ ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ መዓስከር ክትከፍት ተቓውሞ ከምዘይብሉ ገሊጹ

ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን፣ ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ መዓስከር ክትከፍት ተቓውሞ ከምዘይብሉ ገሊጹ

Radio Erena: 06 March 2022 ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን፣ ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ መዓስከር ክትከፍት ተቓውሞ ከምዘይብሉ ምግላጹ፣ ኣብ ሰበስልጣን ኣመሪካ ቁጠዐ ፈጢሩ። ምኽትል ኣቦ ወንበር’ቲ ቆንስል ለተናል ጀነራል መሓመ [...]
ሶማል፣ ዜጋታታ ካብ ዩክረይን ከተውጽእ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ተሰማሚዓ

ሶማል፣ ዜጋታታ ካብ ዩክረይን ከተውጽእ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ተሰማሚዓ

Radio Erena: 03 March 2022 ሶማል፣ ኣብ ዩክረይን ዝርከቡ ዜጋታታ ብሰላም ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ዝሰግሩሉ ባይታ ከምዘጣጠሐት ገሊጻ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሶማል ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ዛጊት ሃንጋሪ፣ ሞልዶቫ፣ ፖላንድ [...]
ባይቶ ጸጥታ፤ ኣብ ልዕሊ ሑቲ ናይ የመን፣ ተወሳኺ ማዕቀብ ኣንቢሩ

ባይቶ ጸጥታ፤ ኣብ ልዕሊ ሑቲ ናይ የመን፣ ተወሳኺ ማዕቀብ ኣንቢሩ

Radio Erena: 03 March 2022 ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ሑቲ ናይ የመን፣ ተወሳኺ ማዕቀብ ገይሩ። እቲ ብሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝቐረበ እማመ፣ 11 ኣባል ሃገራት ባይቶ ጸጥታ ደገፈን ክህባሉ እንከለዋ፣ ኣ [...]
ኤርትራ ምስ 5 ሃገራት ብምዃን ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደጊፋ

ኤርትራ ምስ 5 ሃገራት ብምዃን ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደጊፋ

Radio Erena: 03 March 2022 ኤርትራ ምስ 5 ሃገራት ብምዃን ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደጊፋ ሓፈሻዊ ባይቶ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሩስያ፣ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ተካዪዶ ዘላ ኲናት ደው ከተብልን ሰራዊታ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ዩክረይን ኣብ ልዕሊ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን ተርእዮ ዘላ ዓሌት ዝሰረቱ ምፍልላይ ደው ከተብል ጸዊዑ

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ዩክረይን ኣብ ልዕሊ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን ተርእዮ ዘላ ዓሌት ዝሰረቱ ምፍልላይ ደው ከተብል ጸዊዑ

Radio Erena: 01 March 2022 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ዩክረይን ኣብ ልዕሊ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን ተርእዮ ዘላ ዓሌት ዝሰረቱ ምፍልላይ ደው ከተብል ጸዊዑ። እቲ ሕብረት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ኣብ ዘውጸኦ [...]
ኢራን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሰለስተ ናይ ኲናት መራኽብ ከተዋፍር’ያ

ኢራን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሰለስተ ናይ ኲናት መራኽብ ከተዋፍር’ያ

Radio Erena: 01 March 2022 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ንምሕላው ናይ ስለያ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ከተዋፍር ምዃና ድሕሪ ዘውጻቶ መግለጺ፣ ኢራን እውን ተመሳሳሊ መደብ ከምዘለዋ ኣፍሊጣ። ኢራናዊ ኮማንደ [...]
ኢትዮጵያ፣ ስግኣት ኣልሸባብ ንምግታእ ምስ መራሕቲ ጁባላንድ ትዝትይ

ኢትዮጵያ፣ ስግኣት ኣልሸባብ ንምግታእ ምስ መራሕቲ ጁባላንድ ትዝትይ

Radio Erena: 01 March 2022 ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ካብ ሶማል ሓሊፉ ንኬንያን ኢትዮጵያን ስግኣት ከይከውን ኣብ ዝፍራሓሉ ዘሎ እዋን፣ ሰበስልጣን ጁባላንድ ምስ ኢትዮጵያውያን ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣብ ጸጥታ ዘተኮረ ዘተ ኣካዪዶ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ኣኼባ ኢጋድ ከምዘይትሳተፍ ኣፍሊጣ

ሱዳን፣ ኣብ ኣኼባ ኢጋድ ከምዘይትሳተፍ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 01 March 2022 ኢጋድ ንህሉው ኩነታት ሱዳንን መፍትሒኡን ብዝምልከት ክዛተይ ንዘውጸኦ መደብ፣ ሱዳን ከምዘይትሳተፎ ኣፍሊጣ። ግዚያዊ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ዓሊ ሳድቕ ምስ ወኪል ኢጋድ ኣብ ሱዳን [...]
1 33 34 35 36 37 265 350 / 2647