Author: Admin

1 31 32 33 34 35 265 330 / 2647
ግብጺ፤ ምጥራዝ ኤርትራውያን ስደተኛታት ደው ከተብል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ጸዊዑ

ግብጺ፤ ምጥራዝ ኤርትራውያን ስደተኛታት ደው ከተብል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ጸዊዑ

Radio Erena: 27 March 2022 መንግስቲ ግብጺ፣ ኣብ ሃገሩ ዝርከቡ ስደተኛታት ብሓይሊ ናብ ሃገሮም ከምዝምለሱ ዝገብሮ ዘሎ ምጥራዝ ደው ከብል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ጸዊዑ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ብዕለት 25 መጋቢት ኣብ [...]
ኣል-ሑቲ ናይ የመን፣ ናይ ሰለስተ መዓልታት በይናዊ ተኹሲ ደው ምባል ኣዋጅ ኣውጺኡ

ኣል-ሑቲ ናይ የመን፣ ናይ ሰለስተ መዓልታት በይናዊ ተኹሲ ደው ምባል ኣዋጅ ኣውጺኡ

Radio Erena: 27 March 2022 ኣል-ሑቲ ናይ የመን፣ ናይ ሰለስተ መዓልታት በይናዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ኣዋጅ ከምዘውጸአ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ፖለቲካዊ መራሒ’ቲ ውድብ ማህዲ ኣል-ማሻት ኣብ ዝሃቦ ቃል [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሰብኣዊ ረዲኤት ናብ ትግራይ ክኣቱ ብምፍቃዱ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተሰመዖ ሓጎስ ገሊጹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሰብኣዊ ረዲኤት ናብ ትግራይ ክኣቱ ብምፍቃዱ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተሰመዖ ሓጎስ ገሊጹ

Radio Erena: 27 March 2022 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደው ኢሉ፣ ሰብኣዊ ረዲኤት ናብ ትግራይ ክኣቱ ብምፍቃዱ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተሰመዖ ሓጎስ ገሊጹ። ዋና ጸሓ [...]
ኢማራት ዓረብ፣ ንህጹጽ ረዲኤት ዝውዕል 30 ቶን መግቢ፣ ናብ ትግራይ ልኢኻ

ኢማራት ዓረብ፣ ንህጹጽ ረዲኤት ዝውዕል 30 ቶን መግቢ፣ ናብ ትግራይ ልኢኻ

Radio Erena: 20 March 2022 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንህጹጽ ረዲኤት ዝውዕል 30 ቶን መግቢ፣ ናብ ትግራይ ልኢኻ። ጋልፍ ኒውስ ንሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢማራት ዓረብ ብምጥቃስ ብ19 መጋቢት ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ እቲ [...]
ሱዳንን ዩጋንዳን፣ ዋዕላ ኢጋድ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ክካየድ ኣብ ስምምዕ በጺሐን

ሱዳንን ዩጋንዳን፣ ዋዕላ ኢጋድ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ክካየድ ኣብ ስምምዕ በጺሐን

Radio Erena: 20 March 2022 ሱዳንን ዩጋንዳን፣ ዋዕላ ኢጋድ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ክካየድ ኣብ ስምምዕ በጺሐን። ኣቦ ወንበር ቆንስል ሱዳን ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን፣ ናይ ሓደ መዓልቲ ዑደት ናብ ዩጋንዳ ኣብ ዘካየደሉ ም [...]
ኣመሪካ ንሰብኣዊ ረዲኤት ዝውዕል ናይ 585 ሚልዮን ዶላር ንየመን ለጊሳ

ኣመሪካ ንሰብኣዊ ረዲኤት ዝውዕል ናይ 585 ሚልዮን ዶላር ንየመን ለጊሳ

Radio Erena: 20 March 2022 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ንሰብኣዊ ረዲኤት ዝውዕል ናይ 585 ሚልዮን ዶላር ንየመን ለጊሳ። ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣብ ዝለኣኾ ጽሑፍ፣ ውድ [...]
ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ዝርከቡ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ይገፉ

ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ዝርከቡ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ይገፉ

Radio Erena: 17 March 2022 ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ጽዑቕ ግፋ የካይዱ ኣለዉ። እዚ ሰሙኑ ኣቝጺሩ ዘሎ ግፋ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ንዘይብሎም ስደተኛ [...]
እገዳን ጸቕጢን ዝበዝሓ ሩስያ፣ መግብታት ንምኽዛን፣ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝፈርዩ ኣእካል ናብ ወጻኢ ከይሽየጡ ኣዚዛ

እገዳን ጸቕጢን ዝበዝሓ ሩስያ፣ መግብታት ንምኽዛን፣ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝፈርዩ ኣእካል ናብ ወጻኢ ከይሽየጡ ኣዚዛ

Radio Erena: 17 March 2022 ሩስያ፣ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ኵናት ድሕሪ ምኽፋታ፣ ኣመሪካን ሃገራት ኤውሮጳን፣ ኣብ ዲፕሎማሲ፣ ንግዲ፣ ቁጠባን ዘተኮረ እገዳታት በብግዜ የውሕዛላ ከምዘለዋ ዝፍለጥ'ዩ። እዛ ሃገር፣ ብዘይ [...]
ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ብሰንኪ ኵናት ሩስያን ዩክሬይንን ምትዕንቓፍ ከጋጥሞ ንዝኽእል ሸመተ ስርናይ፣ ናይ ኣስታት 1 ቢልዮን ዶላር ምወላ ምድላዉ ገሊጹ

ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ብሰንኪ ኵናት ሩስያን ዩክሬይንን ምትዕንቓፍ ከጋጥሞ ንዝኽእል ሸመተ ስርናይ፣ ናይ ኣስታት 1 ቢልዮን ዶላር ምወላ ምድላዉ ገሊጹ

Radio Erena: 17 March 2022 ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ብሰንኪ ኵናት ሩስያን ዩክሬይንን ምትዕንቓፍ ከጋጥሞ ንዝኽእል ሸመተ ስርናይ፣ ብሕርሻ ኣፍሪቃ ንምትካእ ናይ ኣስታት 1 ቢልዮን ዶላር ምወላ የዳሉ ምህላዉ ኣፍሊጡ። [...]
ግብጽን ፈረንሳን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ኣካዪደን

ግብጽን ፈረንሳን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ኣካዪደን

Radio Erena: 13 March 2022 ግብጽን ፈረንሳን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ኣካዪደን። ወሃብ ቃል ሰራዊት ግብጺ ጋሪብ ዓብደል-ሓፊዝ ብዕለት 10 መጋቢት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሓይሊ ባሕሪ ፈረንሳን ግ [...]
1 31 32 33 34 35 265 330 / 2647