Author: Admin

1 32 33 34 35 36 265 340 / 2647
ብሕቡእ ዝወጸ ሃብቲ ወርቂ ሱዳን፣ ኣብ ሩስያ ተኸዚኑ ከምዘሎ ንዝገልጽ ሓበሬታ፣ መንግስቲ ሱዳን ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ

ብሕቡእ ዝወጸ ሃብቲ ወርቂ ሱዳን፣ ኣብ ሩስያ ተኸዚኑ ከምዘሎ ንዝገልጽ ሓበሬታ፣ መንግስቲ ሱዳን ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ

Radio Erena: 13 March 2022 ንዓመታት ዝኣክል ብሕቡእ ዝወጸ ሃብቲ ወርቂ ሱዳን፣ ኣብ ሩስያ ተኸዚኑ ከምዘሎ ዝገልጽ ዝተዘርገሐ ሓበሬታ፣ መንግስቲ ሱዳን ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ። ሚኒስተር ማዕድን ሱዳን መሓመድ በሺር [...]
ክታበት ጸረ ኮቪድ19 መሰል ኩሉ ዜጋ ወዲሰብ ክኸውን ዝጠልብ እማመ ቀሪቡ

ክታበት ጸረ ኮቪድ19 መሰል ኩሉ ዜጋ ወዲሰብ ክኸውን ዝጠልብ እማመ ቀሪቡ

Radio Erena: 13 March 2022 ክታበት ጸረ ኮቪድ19 ኣብ መንጎ ሃብታማትን ድኻታትን ሃገራት ምዕሩይ ምቕረሐ ብዘይምህላዉ፣ ነቲ ለበዳ ንምግታእ ኣሸጋሪ ኮይኑ ከምዘሎ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። እቲ ውድብ ብ10 መጋ [...]
‘ፈጸምቲ’ዚ ጭካነ ዝመልኦ ዘስካሕክሕ ኣቀታትላ ሰባት፣ መንነቶም ብዘየገድስ፣ ግቡእ ስጉምቲ ክውሰደሎም’ዩ’ መ.ኢትዮጵያ

‘ፈጸምቲ’ዚ ጭካነ ዝመልኦ ዘስካሕክሕ ኣቀታትላ ሰባት፣ መንነቶም ብዘየገድስ፣ ግቡእ ስጉምቲ ክውሰደሎም’ዩ’ መ.ኢትዮጵያ

Radio Erena: 12 March 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ’ቶም ንሰላማውያን ሰባት ብሓዊ ኣቃጺሎም ዝቐተሉ ወተሃደራትን ዕጡቓት ምልሻታትን ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑ ገሊጹ። ቤት ጽሕፈት መራኸቢታት እቲ መንግስቲ ኣብ ዘው [...]
ኤርትራውያን ኣክቲቪስት ኤርትራ ናይ Starlink ኢንተርነት ተጠቃሚት ክትከውን ይጉስጉሱ

ኤርትራውያን ኣክቲቪስት ኤርትራ ናይ Starlink ኢንተርነት ተጠቃሚት ክትከውን ይጉስጉሱ

Radio: 09 March 2022 ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ወራር ድሕሪ ምክያዳ ወናኒ ኮፕሬሽን ዳህሳስ ህዋ (SpaceX) ኢሎን ማስክ ንዩክሬን ብመገዲ Starlink ሳተላይታት ናጻ ናይ ኢንተርኔት ኣገልግሎት ክህባ ተመባጺዑ:: ከም [...]
ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ተዘኪራ

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ተዘኪራ

Radio: 09 March 2022 ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ትማሊ ሰሉስ 8 መጋቢት ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ ውዒሉ። እዚ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብዝተፈላለየ ኣገባባት ዝተዘከረ፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ፣ ደቂንስትዮ ኣብ ቅድሚ ሕጊ ማዕረ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ኤውሮጳ ሕሳብ ዘቕምጠሉ ጋስፕሮም ባንክ ናይ ሩስያ ካብ እገዳ ድሒኑ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ኤውሮጳ ሕሳብ ዘቕምጠሉ ጋስፕሮም ባንክ ናይ ሩስያ ካብ እገዳ ድሒኑ

Radio: 09 March 2022 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ምስ ሸውዓተ ባንክታት ሩስያ ክካየድ ዝጸንሐ መስርሕ ምልኣኽን ምቕባልን ገንዘብ ደው ከምዘበለ ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዝወሰዶ ስጉምቲ መሰረት፣ ብውሕዱ ምስ ሸ [...]
ንሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ዘሰሓሕብ ዞባ ኣብየ ብዝተወልዐ ግጭት ብውሕዱ 27 ሰባት ተቐቲሎም

ንሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ዘሰሓሕብ ዞባ ኣብየ ብዝተወልዐ ግጭት ብውሕዱ 27 ሰባት ተቐቲሎም

Radio: 09 March 2022 ንሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ዘሰሓሕብ ዞባ ኣብየ፣ ብዝተወልዐ ግጭት ብውሕዱ 27 ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ንኣፈኛ መንግስቲ፣ ደን ኣጃክ ብምጥቃስ ዘ ኢስት ኣፍሪካን ሓቢሩ። ብኣፍራስ ዝመጹ ዕጡቓት፣ ኣ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታትን፣ ካብ ቤት ንብረቶም ንዝተመዛበሉ ኢትዮጵያውያንን ዝውዕል ናይ 205 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ተሓቲቱ

ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታትን፣ ካብ ቤት ንብረቶም ንዝተመዛበሉ ኢትዮጵያውያንን ዝውዕል ናይ 205 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ተሓቲቱ

Radio Erena: 07 March 2022 ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታትን፣ ካብ ቤት ንብረቶም ንዝተመዛበሉ ኢትዮጵያውያንን ዝውዕል ናይ 205 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ከምዘድልይ፣ ተጸዋዒ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት [...]
ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሊብያ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ሓድሽ ወጥሪ ተኸሲቱ

ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሊብያ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ሓድሽ ወጥሪ ተኸሲቱ

Radio Erena: 07 March 2022 ንምብራቓዊ ሊብያ ዘመሓድር ዘሎ መንግስቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ከምዝመረጸ ኣብ ዘፍለጠሉ፣ ኣብታ ሃገር ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ሓይልታት ሓድሽ ወጥሪ ሰፊኑ ከምዘሎ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ወኪል [...]
ኣብ የመን፣ ክልተ ኣባላት ሓካይም ብዘይዶብ፣ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ተጨውዮም

ኣብ የመን፣ ክልተ ኣባላት ሓካይም ብዘይዶብ፣ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ተጨውዮም

Radio Erena: 07 March 2022 እቲ ኣህጉራዊ ትካል ረዲኤት ብሰንበት 6 መጋቢት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እቶም ዝተጨውዩ ኣባላቱ ዜጋታት ጀርመንን መክሲኮን ምዃኖም እምበር ኣስማቶም ንድሕነት ስድራቤቶም ክብል ዓቂቡዎ ከ [...]
1 32 33 34 35 36 265 340 / 2647