Author: Admin

1 254 255 256 257 258 265 2560 / 2647
ኤርትራውያውን ነበርቲ ፈረንሳ፣ ናይ “ይኣክል” ጻውዒት ኣቕሪቦም

ኤርትራውያውን ነበርቲ ፈረንሳ፣ ናይ “ይኣክል” ጻውዒት ኣቕሪቦም

Radio Erena: 19 May 2019 ከም መቐጸልታ ናይቲ፣ ብደረጃ ዓለም ኤርትራውያን ዘካይድዎ ዘለዉ ምንቅስቓስ ጻውዒት ይኣክል፣ ኤርትራውያን ነበርቲ ፈረንሳ፣ ብቀዳም 18 ግንቦት ተኣኪቦም ውዒሎም። እቶም ካብ ዝተፈላለ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ 5 ሰላማዊያን ሰባት ሞይቶም

ሱዳን፣ ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ 5 ሰላማዊያን ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 19 May 2019 ኣብ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰልፊ ዘካይድ ዝነበረ ህዝቢ ዝተወስደ ጨካን ስጉምቲ ከምዘጉሃዮ፣ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ብዕለት 13ን 14ን ግንቦት ስልጣን ካብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ንሱዳን ክትሸጠላ ዝጸንሐት ጸዓት ደው ኣቢላ

ኢትዮጵያ፣ ንሱዳን ክትሸጠላ ዝጸንሐት ጸዓት ደው ኣቢላ

ኢትዮጵያ ኣጋጢሙዋ ንዘሎ ሕጽረት ሓይሊ ኤለክትሪክ ንምሽፋን፣ ንሱዳን ክትሸጠላ ዝጸንሐት ጸዓት ደው ከምዘበለቶ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ገሊጹ። እታ ሃገር ነዚ ኣጋጢሙዋ ዘሎ ናይ 460 ሜጋዋት ሕጽረት ኤለክትሪክ ንምምካት፣ ንጂቡቲ [...]
የመን፣ ሓደ ካብ ቀንዲ መራሕቲ ኣልቃዒዳ ምዃኑ ዝተነግረሉ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር የእትዮም

የመን፣ ሓደ ካብ ቀንዲ መራሕቲ ኣልቃዒዳ ምዃኑ ዝተነግረሉ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር የእትዮም

Radio Erena: 19 May 2019 ሓይልታት ሰራዊት ናይቲ ኣብ ስደት ዝርከብ መንግስቲ የመን፣ ሓደ ካብ ቀንዲ መራሕቲ ኣልቃዒዳ ምዃኑ ዝተነግረሉ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ከምዘእተዉ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ብማሕበራዊ ሜድያታት ዝተጸውዕ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ከይካየድ ፕረዚደንት እታ ሃገር ኣጠንቂቑ

ደቡብ ሱዳን፣ ብማሕበራዊ ሜድያታት ዝተጸውዕ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ከይካየድ ፕረዚደንት እታ ሃገር ኣጠንቂቑ

Radio Erena: 17 May 2019 ደቡብ ሱዳን፣ ብፌስቡክን ትዊተርን ዝተጸውዐ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ከይካየድ ፕረዚደንት እታ ሃገር ሳልቫ ኪር ሚያርዲት ኣጠንቂቑ። እቲ ፕረዚደንት ኣብ ዘመሓላለፎ መጠንቀቕታ፣ ንመንግስቲ [...]
ፕረዚደንት ዚምባብዌ ነበር ሮበርት ሙጋበ፣ ዝውንኖ ዘመናዊ ናውቲ ሕርሻ ናብ ጨረታ ይወርድ

ፕረዚደንት ዚምባብዌ ነበር ሮበርት ሙጋበ፣ ዝውንኖ ዘመናዊ ናውቲ ሕርሻ ናብ ጨረታ ይወርድ

Radio Erena: 17 May 2019 ንዚምባብዌ ን37 ዓመታት ዝመርሐ፣ ሮበርት ሙጋበ ዝውንኖ ዘመናዊ ናውቲ ሕርሻ ብጨረታ ይሽየጥ ከምዘሎ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ሚልዮናት ዝተገመተ፣ ትራክተራት፣ ዘራእቲ፣ [...]
ምምሕዳር ተሰነይ፣ ኣብ መናድቕ ቤቱ  ጽሑፍ ዝተረኽቦ ወናኒ ክቕጻዕ ምዃኑ የጠንቅቕ

ምምሕዳር ተሰነይ፣ ኣብ መናድቕ ቤቱ ጽሑፍ ዝተረኽቦ ወናኒ ክቕጻዕ ምዃኑ የጠንቅቕ

Radio Erena: 16 May 2019 ኣብ ተሰነይ፣ ኣብ መናድቕ ቤቱ፣ ጽሑፍ ዝተረኽቦ ወናኒ ክሳብ 5 ሽሕ ናቕፋ ክቕጻዕ ምዃኑ ምምሕዳር ናይቲ ንኡስ ዞባ ከምዘጠንቐቐ ነበርቲ እቲ ከባቢ ንሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ ምምሕ [...]
ሑቲ፣ ሻምብቆታት ነዳዲ ስዑዲ ዓረብ ኣጥቒዑ

ሑቲ፣ ሻምብቆታት ነዳዲ ስዑዲ ዓረብ ኣጥቒዑ

Radio Erena: 16 May 2019 ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ ሻምብቆታት ነዳዲ ስዑዲ ዓረብ መጥቃዕቲ ምክያዱ ተገሊጹ። ሑቲ፣ ነቲ ብሰሉስ 14 ግንቦት ዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ብሸውዓተ ሰብ ኣልቦ በርርቲ (ድሮን) ከምዘካየዶ ኣፍሊጡ [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ 10 ሽሕ ፈኮስቲ ብረት ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ 10 ሽሕ ፈኮስቲ ብረት ተታሒዙ

Radio Erena: 16 May 2019 ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ትሽዓተ ኣዋርሕ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክዘዋወር ዝጸንሐ ልዕሊ 10 ሽሕ ፈኮስቲ ብረት ከምዝተታሕዘ ንኮሚሽን ፖሊስ 'ታ ከተማ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ቻይና፣ ሺንሁዋ [...]
ኤርትራ፣ ንውሱናት ሓለፍቲን ካድራትን እንተዘይኮይኑ፣ ኣገልግሎታት ኢንተርነት ደው ኢሉ

ኤርትራ፣ ንውሱናት ሓለፍቲን ካድራትን እንተዘይኮይኑ፣ ኣገልግሎታት ኢንተርነት ደው ኢሉ

Radio Erena: 15 May 2019 ኣብ ኤርትራ፣ ንውሱናት ሓለፍቲ መንግስትን ካድራት ህግደፍን እንተዘይኮይኑ፣ ኣገልግሎታት ኢንተርነት ደው ኢሉ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ብፍላይ ከም ፌስቡክ፣ ቲዊተር፣ ቫይበር፣ ዋትስኣፕ ዝመሰ [...]
1 254 255 256 257 258 265 2560 / 2647