Author: Admin

1 256 257 258 259 260 265 2580 / 2647
Expensive estimated electricity consumption bills imposed on residents in Eritrean capital

Expensive estimated electricity consumption bills imposed on residents in Eritrean capital

Radio Erena: 10 May 2019 Randomly estimated hefty aggregated electricity bills imposed on the residents of Asmara have yet to be revised, sourc [...]
ልኡኻት ግብጺን ናይጀርያን ናብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ በጺሖም

ልኡኻት ግብጺን ናይጀርያን ናብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ በጺሖም

Radio Erena: 10 May 2019 ብምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሓምዲ ሳናድ ሉዛ ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ግብጺ ናብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ በጺሑ። እቲ ልኡኽ ብ7 ግንቦት ናብ ከተማ ሃርጌሳ ኣብ ዝበጽሓሉ ምስ [...]
ኤርትራ፣ ንሶማልያን ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድን ንምቕርራበን ድሌት ከምዘለዋ ተገሊጹ

ኤርትራ፣ ንሶማልያን ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድን ንምቕርራበን ድሌት ከምዘለዋ ተገሊጹ

Radio Erena: 09 May 2019 ኤርትራ፣ ንሶማልያን ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድን ናብ መኣዲ ዘተ ንምቕርራበን ድሌት ከምዘለዋ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ማህዲ መሓመድ ጉለድ ገሊጹ። ማዕከን ዜና ጋሮወ ኦንላይን [...]
“መንግስቲ ኤርትራ፣ ጽገናዊ ለውጥታት ንምትግባር ቅሩብ ኣይኮነን።” ጀርመን

“መንግስቲ ኤርትራ፣ ጽገናዊ ለውጥታት ንምትግባር ቅሩብ ኣይኮነን።” ጀርመን

Radio Erena: 09 May 2019 መንግስቲ ኤርትራ፣ ጽገናዊ ለውጥታት ንምትግባር ቅሩብ ከምዘይኮነ፣ ንጸብጻብ ባይቶ ጀርመን ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ብምጥቃስ፣ ብ8 ግንቦት ዝወጸ መግለጺ ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ኣ [...]
ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣማኢት ስደተኛታት ሒዛ ዝጠሓለት ጃልባ ንምርኢት ክትቀርብ’ያ

ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣማኢት ስደተኛታት ሒዛ ዝጠሓለት ጃልባ ንምርኢት ክትቀርብ’ያ

Radio Erena: 09 May 2019 ኣብ 18 ሚያዝያ 2015፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣማኢት ስደተኛታት ጽዒና ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጠሓለት ጃልባ፣ ኣብዚ ሰሙን'ዚ ፣ ኣብ ኢጣልያ፣ ከተማ ቬኒስ ንምርኢት ክትቐርብ እያ። [...]
ግብጺ፣ 260 ኩንታል መድሃኒት፣ ብሓገዝ ናብ ሱዳን ልኢኻ

ግብጺ፣ 260 ኩንታል መድሃኒት፣ ብሓገዝ ናብ ሱዳን ልኢኻ

Radio Erena: 09 May 2019 ግብጺ፣ 260 ኩንታል ዝተፈላለየ መድሃኒት፣ ብሓገዝ ናብ ሱዳን ከምዝልኣኸት ኣፍሊጣ። እታ ሃገር፣ ነዚ ኣብ ህጹጽ መዓላታት ዘገልግል መድሃኒታት ብሓገዝ ትልእኽ ዘላ፣ ሱዳን ኣብዚ እዋን'ዚ፣ [...]
ፕረዚደንታት ሶማልን ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን ኣብ ሃገራዊ ሓድነት ዘተኮረ ዘተ ኣካይዶም

ፕረዚደንታት ሶማልን ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን ኣብ ሃገራዊ ሓድነት ዘተኮረ ዘተ ኣካይዶም

Radio Erena: 09 May 2019 ፕረዚደንትታት ሶማልን ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን፣ ኣብ ሃገራዊ ሓድነት ዘተኮረ ርክብ ከምዘካየዱ ተሓቢሩ። ፕርዚደንት ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ፣ ብ5 ግን [...]
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እስራኤል፣ መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ካብ ዝኾኑ  ሓተቲ ዑቕባ ብግዴታ ዝቑረጽ 20 ሚእታዊት ካብ ኣታዊታቶም ነቒፉ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እስራኤል፣ መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ካብ ዝኾኑ ሓተቲ ዑቕባ ብግዴታ ዝቑረጽ 20 ሚእታዊት ካብ ኣታዊታቶም ነቒፉ

Radio Erena: 09 May 2019 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እስራኤል፣ መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ካብ ዝኾኑ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ብግዴታ ዝቑረጽ ዘሎ 20 ሚእታዊት ካብ ኣታዊታቶም ቅኑዕ ኣይኮነን ክብል ነቒፉ። ማዕከን ዜና [...]
ኣስመራ፣ ውህሉል ዕዳ፣ ግምታዊ ክፍሊት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ፍታሕ ኣይረኸበን

ኣስመራ፣ ውህሉል ዕዳ፣ ግምታዊ ክፍሊት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ፍታሕ ኣይረኸበን

Radio Erena: 08 May 2019 ኣብ ኤርትራ፣ ከተማ ኣስመራ፣ ብስም ውህሉል ዕዳ ኤሌክትሪክ ንነበርቲ ዝተሰልዓሎም ግምታዊ ብዝሒ ገንዘብን ኣከፋፍልኡን ክሳብ እዚ እዋን'ዚ ከምዘይተፈትሐ ተሓቢሩ። "ብሰንኪ ዋሕዲ ዓቕ [...]
ኢትዮጵያ፣ ነበርቲ ወራቤ፣ “ዘየህለኽናዮ ናይ ኤሌክትሪክ ክፍሊት መጺኡና” ብዝብል ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም

ኢትዮጵያ፣ ነበርቲ ወራቤ፣ “ዘየህለኽናዮ ናይ ኤሌክትሪክ ክፍሊት መጺኡና” ብዝብል ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 08 May 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ደቡብ፣ ዞባ ስልጤ ናይ እትርከብ ከተማ ወራቤ ነበርቲ ዝኾኑ ዜጋታት፣ መንግስቲ "ዘየህለኽናዮ ናይ ኤልክትሪክ ክፍሊት ኣምጺኡልና" ብምባል ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ከምዘካየ [...]
1 256 257 258 259 260 265 2580 / 2647