Author: Admin

1 255 256 257 258 259 265 2570 / 2647
ስልጣን ዝሓዘሉ መበል 20 ዓመቱ ዝጸንበለ ፕረዚደንት ጅቡቲ፣ ብምንዋሕ ዕድመ ስልጣን ኣብ ቅድሚት ምስ ዝምደቡ መራሕቲ ምብራቕ ኣፍሪቃ ተሰሪዑ

ስልጣን ዝሓዘሉ መበል 20 ዓመቱ ዝጸንበለ ፕረዚደንት ጅቡቲ፣ ብምንዋሕ ዕድመ ስልጣን ኣብ ቅድሚት ምስ ዝምደቡ መራሕቲ ምብራቕ ኣፍሪቃ ተሰሪዑ

Radio Erena: 15 May 2019 ኣብ ግንቦት 1999 ካብ ኣኩኡ ሐሰን ጉለድ ኦፕቲዶን ስልጣን ዝተረከበ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ፕረዚደንት ጅቡቲ ዝኾነሉ መበል 20 ዓመቱ ጸንቢሉ። እቲ ፕረዚደንት፣ መበል 20 ዓመት ስ [...]
ሱዳን፣ ሰራሕተኛታት በዓል መዚ ኤሌክትሪክ፣ ንዘጋጥም ዘሎ ተደጋጋሚ ምቁራጽ ኤሌክትሪክ ብምቅዋም ይእድሙ

ሱዳን፣ ሰራሕተኛታት በዓል መዚ ኤሌክትሪክ፣ ንዘጋጥም ዘሎ ተደጋጋሚ ምቁራጽ ኤሌክትሪክ ብምቅዋም ይእድሙ

Radio Erena: 15 May 2019 ሰራሕተኛታት ናይቲ፣ ኣብ ሱዳን ከተማ ካርቱም ናይ ዝርከብ፣ በዓል መዚ ኤሌክትሪክ፣ ኣብታ ከተማ ንዘጋጥም ዘሎ ተደጋጋሚ ምቑራጽ ኤሌክትሪክ ዘለዎም ተቓውሞ ንምግላጽ ኣድማ የካይዱ ከምዘለዉ [...]
ኣል ሸባብ፣ ኣብ ከባቢ ቤተ መንግስቲ ሶማል ብዘካየዶ መጥቃዕቲ ኣርባዕተ ሰባት ተቐቲሎም

ኣል ሸባብ፣ ኣብ ከባቢ ቤተ መንግስቲ ሶማል ብዘካየዶ መጥቃዕቲ ኣርባዕተ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 15 May 2019 እስላማዊ ጥሩፍ ጉጅለ ኣል ሸባብ፣ ኣብ ከባቢ ቤት መንግስቲ ሶማልያ ብዘካየዶ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ኣርባዕተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ፖሊስ እታ ሃገር ኣመልኪቱ። እቲ ብሰሉስ 14 ግንቦት፣ ኣብ [...]
ገዳርፍ፣ ብዝተጎሃሃረ  ግጭት ብውሕዱ ሸውዓተ ሰባት ተቐቲሎም

ገዳርፍ፣ ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ ሸውዓተ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 14 May 2019 ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ገዳርፍ ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ ሸውዓተ ሰባት ተቐቲሎም። ኣገልግሎት ዜና ሱዳን ንሓላፊ ጸጥታ እቲ ዞባ፣ ብርጋዴር ጀነራል ሳልሕ ያሕያ ኣበከር ብምጥቃስ ኣብ ዘ [...]
ፕረዚደንት ሶማልን መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ እትርከበን ዞባታትን፣ ኣብ ሓድነት ብምትካር ዘካየድዎ ዘተ ብዘይ ፍረ ከምዝተዛዘመ ተሓቢሩ

ፕረዚደንት ሶማልን መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ እትርከበን ዞባታትን፣ ኣብ ሓድነት ብምትካር ዘካየድዎ ዘተ ብዘይ ፍረ ከምዝተዛዘመ ተሓቢሩ

Radio Erena: 14 May 2019 ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ፣ ፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ምስ ዝርከቦም መራሕቲ ሓሙሽተ ዞባታት፣ ዘካየዶ ኣብ ሓድነት ዘተኮረ ዘተ ብዘይፍረ ከምዝተዛዘመ ተገሊጹ። [...]
የመን፣ ሑቲ ካብ ወደብ ሖደይዳ ይስሕብ ከምዘሎ ኣፍሊጡ

የመን፣ ሑቲ ካብ ወደብ ሖደይዳ ይስሕብ ከምዘሎ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 14 May 2019 ንወደብ ሖደይዳ ተቖጻጺሩ ዝጸንሐ ሑቲ፣ ካብታ ወደብ ይስሕብ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ምስሓብ ሓይልታት ሑቲ ካብታ ወደብን ካልኦት ክልተ ንኣሽቱ ወደባትን፣ ምስቲ ኣብ ሪያድ፣ ኣብ ስደት ዝርከ [...]
ኬንያ፣ ካብ ሞቛድሾ ዝካየድ ቀጥታዊ ናይ ነፈርቲ መጓዓዝያ ደው ኣቢላቶ

ኬንያ፣ ካብ ሞቛድሾ ዝካየድ ቀጥታዊ ናይ ነፈርቲ መጓዓዝያ ደው ኣቢላቶ

Radio Erena: 13 May 2019 ኬንያ፣ ካብ ሶማልያ፣ ከተማ ሞቛድሾ ዝካየድ ቀጥታዊ ናይ ነፈርቲ መጓዓዝያ ደው ከምዘበለቶ ጋዜጣ ዳይሊ ኔሽን ሓቢራ። መንግስት ኬንያ፣ ነቲ ስጉምቲ ዝወሰደሉ ምኽንያት "ጸጥታ" ምዃኑ' [...]
ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ነቲ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ብዝርከቡ ኤርትራውያን ዝካየድ ዘሎ ጎስጓስ ‘ይኣክል’ ብሰፊሑ ይከታተሎ

ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ነቲ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ብዝርከቡ ኤርትራውያን ዝካየድ ዘሎ ጎስጓስ ‘ይኣክል’ ብሰፊሑ ይከታተሎ

Radio Erena: 12 May 2019 ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ነቲ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ብዝርከቡ ኤርትራውያን ዝካየድ ዘሎ ጎስጓስ ‘ይኣክል’ ብሰፊሑ ይከታተሎ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እዚ ኣብ ወጻኢ [...]
ሱዳን፣ 241 ኪሎ ወርቂ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክወጽእ ተታሒዙ

ሱዳን፣ 241 ኪሎ ወርቂ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክወጽእ ተታሒዙ

Radio Erena: 12 May 2019 ካብ ሱዳን ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክወጽእ ተታሑዙ ዝተባህለ 241 ኪሎ ዝምዘን ወርቂ፣ ኣካያዲ ስራሕ ንግዳዊ ባንክ ሱዳን ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ። ዶባትን ኣገደስቲ ቦታታት መንግስትን ክሕሉ ስልጣን [...]
ኢትዮጵያ፣ ቁጽሪ ተመዛበልቲ ነታ ሃገር ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ሰሪዑዋ

ኢትዮጵያ፣ ቁጽሪ ተመዛበልቲ ነታ ሃገር ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ሰሪዑዋ

Radio Erena: 12 May 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሃገር ተመዛቢሉ ናይ ዘሎ ህዝቢ ቁጽሪ፣ ነታ ሃገር ኣብ ዓለም ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ሰሪዑዋ ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣህጉራዊ ትካል ምቁጽጻር ተመዛበልቲ ኣብ ናይ 2019 ኣብ ዘ [...]
1 255 256 257 258 259 265 2570 / 2647