Author: Admin

1 210 211 212 213 214 265 2120 / 2647
ካምፓላ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣረቂ ከከፋፍሉ ጸኒሖም ዝተባህሉ ሰለስተ ኤርትራውያን ተኣሲሮም

ካምፓላ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣረቂ ከከፋፍሉ ጸኒሖም ዝተባህሉ ሰለስተ ኤርትራውያን ተኣሲሮም

Radio Erena: 24 October 2019 ኣብ ኡጋንዳ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣረቂ ከከካፍሉ ጸኒሖም ዝተባህሉ ሰለስተ ኤርትራውያን ኣብ ቀይዲ ኣትዮም። "ኣብ ካምፓላ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ካብ ኤርትራ ዝመጸ ኣልኮላዊ መስተ ኣብ ባራት [...]
ብሪጣንያ፣ 39 ሰባት ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ሞይቶም ተረኺቦም

ብሪጣንያ፣ 39 ሰባት ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ሞይቶም ተረኺቦም

Radio Erena: 23 October 2019 ካብ ሰሜን ኣየርላንድ ናብ ብሪጣንያን ኣብ ዝሰገረት ናይ ጽዕነት መኪና፣ 39 ሰባት ሞይቶም ከምዝተረኽቡ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። እታ መኪና ካብ ቡልጋርያ ከምዝተበገ [...]
ዋዕላ ሃገራት ኣፍሪቃን ሩስያን ሎሚን ጽባሕን ክካየድ’ዩ

ዋዕላ ሃገራት ኣፍሪቃን ሩስያን ሎሚን ጽባሕን ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 23 October 2019 ኣስታት 40 መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝሳተፍዎ ዋዕላ ኣፍሪቃን ሩስያን፣ ሎሚን ጽባሕን ኣብ ከተማ ሶቺ ክካየድ'ዩ። ኣብዚ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ፕረዚደንታት ኬንያን ግብጽን [...]
ሱዳን ፣ ናይ መጀመርያ ጓልኣንስተይቲ ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኮይና

ሱዳን ፣ ናይ መጀመርያ ጓልኣንስተይቲ ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኮይና

Radio Erena: 23 October 2019 ንዕማት ዓብደላ መሓመድክያር፣ ናይ ፈለማ ናይ መጀመርያ ጓልኣንስተይቲ ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሱዳን'ያ። መስራቲት ማእከል ደያኑ ሱዳን ምዃና እትፍለጥ ንዕማት፣ ካብ 19 [...]
ኬንያውያን ካብ ኣፍሪቃ ብልግሲ ቀዳሞት ተባሂሎም

ኬንያውያን ካብ ኣፍሪቃ ብልግሲ ቀዳሞት ተባሂሎም

Radio Erena: 23 October 2019 World Giving Index (10th edition) ምስ ትካል ግብረሰናይ Charities Aid Foundation (CAF) ብምትሕብባር ኣብ ዝገበሮዎ መጽናዕቲ ኣስታት ፍርቂ ካብ [...]
ኣንጎላ ኣብ ዝሃነጸቶ ሓድሽ ናይ ንግዲ ዞባ፣ ኤርትራውያን ኣውፈርቲ ይዋስእሉ ምህላዎም ተገሊጹ

ኣንጎላ ኣብ ዝሃነጸቶ ሓድሽ ናይ ንግዲ ዞባ፣ ኤርትራውያን ኣውፈርቲ ይዋስእሉ ምህላዎም ተገሊጹ

Radio Erena: 22 October 2019 ኣብ ኣንጎላ ኣብ ዝተሃንጸ ሉዋንዳ ቦንጎ ፍሉይ ናይ ንግዲ ዞባ፣ ኤርትራ ዝርከብዎም ኣውፈርቲ ሓያሎ ሃገራት ብንጥፈት ይዋስእሉ ከምዘለዉ ተገሊጹ። ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ብዘ [...]
ፈረንሳ፣ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ዘተኮረ ርሱን ክትዓት ይካየድ

ፈረንሳ፣ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ዘተኮረ ርሱን ክትዓት ይካየድ

Radio Erena: 22 October 2019 ኣብ ፈረንሳ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ዘተኮረ ርሱን ክትዓት ይካየድ ኣሎ። ፕረዚደንት እታ ሃገር ኢማኑኤል ማክሮን፣ ስደተኛታት ናብ ፈረንሳ ከይኣትዉ ዝኽልክል ተሪር መርገጺ ከምዘለ [...]
ሱዳን፣ኣብ እዋን ተቓውሞ ንዝተፈጸመ ቅትለት ሰልፈኛታት እተጻሪ ኮሚተ ቆይማ

ሱዳን፣ኣብ እዋን ተቓውሞ ንዝተፈጸመ ቅትለት ሰልፈኛታት እተጻሪ ኮሚተ ቆይማ

Radio Erena: 22 October 2019 ሱዳን፣ ስርዓት በሺር ድሕሪ ምውዳቑ፣ ኣንጻር ወትሃደራዊ ጉጅለ ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞ ንዝተፈጸመ ቅትለት ሰልፈኛታት እተጻሪ ኮሚተ ቆይማ። እታ ብቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶቕ [...]

ناشطون ارتريون في استراليا ينتقدون شركة دنكلي للتعدين

اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الاثنين 21 اكتوبر 2019 اكد الناشطان الارتريان المقيمان بأستراليا الاستاذ محمد عمر والاستاذ صالح عبد الرحيم بأن الارتريين [...]
“ኤርትራ፣ ተነዲፉ ብሰንኪ ኵናት ኣብ ግብሪ ዘይወዓለ ቅዋም፣ ከተተግብሮ’ያ ትደሊ” ሚ/ጉ/ወጻኢ ዑስማን ሳልሕ

“ኤርትራ፣ ተነዲፉ ብሰንኪ ኵናት ኣብ ግብሪ ዘይወዓለ ቅዋም፣ ከተተግብሮ’ያ ትደሊ” ሚ/ጉ/ወጻኢ ዑስማን ሳልሕ

Radio Erena: 21 October 2019 ኤርትራ፣ ነቲ ተነዲፉ፣ ብሰንኪ ኵናት ንሓያሎ ዓመታት ትግባሪኡ ተደናግዩ ዝጸንሐ ቅዋም ኣብ ግብሪ ከተውዕሎ ከምዝእትደሊ ሚኒስተር ጉዳያት ወጽኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ገሊጹ። [...]
1 210 211 212 213 214 265 2120 / 2647