Author: Admin

1 208 209 210 211 212 265 2100 / 2647
“ሩስያ፣ ካብ ኣጽዋር ንላዕሊ፣ መግቢ’ያ ናብ ኣፍሪቃ ትልእኽ” ፕረዚደንት ፑቲን

“ሩስያ፣ ካብ ኣጽዋር ንላዕሊ፣ መግቢ’ያ ናብ ኣፍሪቃ ትልእኽ” ፕረዚደንት ፑቲን

Radio Erena: 31 October 2019 ሩስያ፣ ናብ ኣፍሪቃ ብሰደድ ካብ እትልእኮ ነገራት፣ መግቢ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ከምዝስራዕ ፕረዚደንት እታ ሃገር ቭላድሚር ፑቲን ገሊጹ። ንሱ ብዝሃቦ መግለጺመሰረት፣ ሩስያ ኣብዚ እዋን' [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ድሕነት ዜጋታት ኣብ ምውሓስ ግቡእ ክገብር መራሕቲ ሃይማኖት ጸዊዖም

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ድሕነት ዜጋታት ኣብ ምውሓስ ግቡእ ክገብር መራሕቲ ሃይማኖት ጸዊዖም

Radio Erena: 31 October 2019 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ድሕነት ዜጋታት ኣብ ምውሓስ ግቡኡ ክገብር ሸውዓተ መራሕቲ ሃይማኖት እታ ሃገር ጸዊዖም። ንሳቶም ነዚ ዝጸውዑ፣ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ክልል ኦሮሞ ድሕሪ ዝተጎሃሃረ [...]
ሶማል፣ ብሰንኪ ዕልቕልቅ 10 ሰባት ሞይቶም

ሶማል፣ ብሰንኪ ዕልቕልቅ 10 ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 31 October 2019 ኣብ ማእከል ሶማል፣ ከባቢ በለድወይን፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ብዝወረደ ሓያል ዝናብ፣ ዝፈጠሮ ዕልቅልቕ፣ ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ወሪዱ። 16 ሰባት ዝጽዓነት ጃልባ፣ ብሰንኪ እቲ ሃንደ [...]

دكتور هيلي محطون تم تخريج الوف الطلاب في العشر اعوام الماضية

اذاعة ارينا الدولية الاخبار: الاربعاء 30 اكتوبر 2019 قال العميد الدكتور هيلي محطون مدير إدارة التعليم العالي بأن المؤسسات التعليمية في ارتريا خرجت في [...]
“ኤርትራ፣ ኣብ 10 ዓመታት 31 ሽሕ ተማሃሮ ብዲግሪን ዲፕሎምን ኣመሪቓ፣” ዶ/ር ሃይለ ምሕጹን

“ኤርትራ፣ ኣብ 10 ዓመታት 31 ሽሕ ተማሃሮ ብዲግሪን ዲፕሎምን ኣመሪቓ፣” ዶ/ር ሃይለ ምሕጹን

Radio Erena: 30 October 2019 ኤርትራ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ 10 ዓመታት፣ 31 ሽሕ ተማሃሮ ብዲግርን ዲፕሎምን ከምዘመረቐት፣ ፈጻሚ ዳይረክተር ላዕለዋይ ትምህርትን ምርምርን ዶ/ር ሃይለ ምሕጹን (ብ/ጀነራል) ገሊጹ። [...]
ቤልጁም፣ ናብ ብሪጣንያ ክሰግሩ ዝፈተኑ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ዝርከብዎም ልዕሊ10 ኤርትራውያን ተቐይዶም

ቤልጁም፣ ናብ ብሪጣንያ ክሰግሩ ዝፈተኑ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ዝርከብዎም ልዕሊ10 ኤርትራውያን ተቐይዶም

Radio Erena: 30 October 2019 ኣብ ቤልጁም፣ ዞባ እንትወረብ፣ ናብ ብሪጣንያ ክሰግሩ ዝተበገሱ'ዮም ዝተባህሉ 28 ሰባት ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ዘ ብራስለስ ታይምስ ገሊጹ። እቶም 10 ዜጋታት ኤርትራ ክኾኑ እን [...]
የመን፣ ክልተ ሚኒስተራት ፈተነ ቅትለት ተኻይድሎም

የመን፣ ክልተ ሚኒስተራት ፈተነ ቅትለት ተኻይድሎም

Radio Erena: 30 October 2019 ኣብ የመን፣ ኣብ ልዕሊ ክልተ ሚኒስተራት ፈተነ ቅትለት ምክያዱ ተሓቢሩ። ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያትን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ኣሕመድ ኣልማይሳሪ ከምኡ ድማ ሚኒስተር መጓዓዝያ [...]
ወደባዊት ከተማ ዓደን፣ ናብ እዚ ስዑዲ ዓረብ  ተሰጋጊራ

ወደባዊት ከተማ ዓደን፣ ናብ እዚ ስዑዲ ዓረብ ተሰጋጊራ

Radio Erena: 29 October 2019 ደባዊት ከተማ ዓደን ናይ የመን፣ ናብ እዚ ስዑዲ ዓረብ ከምዝተሰጋገረት ተሓቢሩ። ኣቐዲማ ኣብ እዚ ሕቡራት ኢማራት ዝጸንሐ ዓደን፣ ኣብ መንጎ'ቶም ብስዑዲ ዝድገፉ ሰራዊት መንግት [...]
ብሰንኪ ተደጋጋሚ ሓደጋታት፣ ካብ በረራ ደው ኢለን ዝጸንሓ ቦይንግ MAX 737 ዝዓይነተን ናይ መጓዓዝያ ነፈርቲ ዳግም ክጅምራ ተኽእሎ ከምዝሎ ተገሊጹ

ብሰንኪ ተደጋጋሚ ሓደጋታት፣ ካብ በረራ ደው ኢለን ዝጸንሓ ቦይንግ MAX 737 ዝዓይነተን ናይ መጓዓዝያ ነፈርቲ ዳግም ክጅምራ ተኽእሎ ከምዝሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 29 October 2019 ኩባንያ ቦይንግ፣ ብሰንኪ ተደጋጋሚ ሓደጋታት ካብ በረራ ደው ኣቢሉወን ዝጸንሐ ቦይንግ MAX 737 ዝዓይነተን ናይ መጓዓዝያ ነፈርቲ፣ ካብ ዝመጽእ ዘሎ ሓድሽ ዓመት፣ ዳግም ናብ ስራሕ [...]
From Russia with Arms

From Russia with Arms

Radio Erena: 28 October 2019 More than 35 African heads of states and governments attended the Russian-African Economic Forum in the Black Sea [...]
1 208 209 210 211 212 265 2100 / 2647