Author: Admin

1 209 210 211 212 213 265 2110 / 2647
ሩስያ፣  ኤርትራ ንእትርከብን ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ 4 ቢልዮን ዶላር ኣጽዋር ንምሻጥ መደብ ከምዘለዋ ተገሊጹ

ሩስያ፣ ኤርትራ ንእትርከብን ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ 4 ቢልዮን ዶላር ኣጽዋር ንምሻጥ መደብ ከምዘለዋ ተገሊጹ

Radio Erena: 28 October 2019 ሩስያ፣ እዚ ዓመት ቅድሚ ምዝዛሙ፣ ኤርትራ ንእትርከበን ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ 4 ቢልዮን ዶላር ኣጽዋር ናይ ምሻጥ መደብ ከምዘለዋ ተገሊጹ። እዚ ዝግለጽ ዘሎ፣ ድሕሪ'ቲ ኣብ 23ን [...]
ኤርትራውያን ነበርቲ ሆላንድ፣ ከባቢ ከተማ ካምፐን፣ ብህግደፍ ንዝተወደብ ሰሚናር ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ኤርትራውያን ነበርቲ ሆላንድ፣ ከባቢ ከተማ ካምፐን፣ ብህግደፍ ንዝተወደብ ሰሚናር ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 27 October 2019 ደለይቲ ፍትሒ ዝኾኑ ኤርትራውያን ነበርቲ ሆላንድ፣ ከባቢ ከተማ ካምፐን፣ ብህግደፍ ንዝተወደበ ሰሚናር ንምቅዋም፣ ሎሚ ሰንበት 27 ጥቅምቲ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም 10ታት [...]
እስራኤል፣ ዑቕባ ካብ ዝሓተቱ ልዕሊ 16 ሽሕ ኤርትራውያን 13 ጥራይ ተቐባልነት ረኺቦም

እስራኤል፣ ዑቕባ ካብ ዝሓተቱ ልዕሊ 16 ሽሕ ኤርትራውያን 13 ጥራይ ተቐባልነት ረኺቦም

Radio Erena: 27 October 2019 መንግስቲ እስራኤል፣ ክሳብ ሰነ 2019 ኣብ ዝነበረ ግዜ ናይ 16 149 ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ጉዳይ ከምዝተቐበለ ንጸብጻባት መንግስቲ ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ሃረጽ ሓቢሩ። ይ [...]
ጂቡቲን ሶማልን፣ መሪሕነት ኢጋዳ ብኬንያን ኢትዮጵያን ተዓብሊሉ ዝብል ተቓውሞ ከምዘለወን ተገሊጹ

ጂቡቲን ሶማልን፣ መሪሕነት ኢጋዳ ብኬንያን ኢትዮጵያን ተዓብሊሉ ዝብል ተቓውሞ ከምዘለወን ተገሊጹ

Radio Erena: 27 October 2019 ጂቡቲን ሶማልን፣ መሪሕነት ዞባዊ ውድብ ብኬንያን ኢትዮጵያን ተዓብሊሉ ዝብል ተቓውሞታት የቕርባ ከምዘለዋ ዲፕሎማስውያን ምንጭታት ገሊጾም። እዘን ሃገራት ተቓውሞ የስምዓ ምህላወን [...]
ዚምባብዌ፣ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ንምርካብ 30 ሓራምዝ ናብ ቻይና ሸይጣ

ዚምባብዌ፣ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ንምርካብ 30 ሓራምዝ ናብ ቻይና ሸይጣ

Radio Erena: 27 October 2019 ብከቢድ ቁጠባዊ ቅልውላው ትሕመስ ዘላ ዚምባብዌ፣ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ንምርካብ 30 ሓራምዝ ናብ ቻይና ሸይጣ። እቶም መንግስቲ ዚምባብዌ ዝሸጦም ሓራምዝ ካብ 2 ክሳብ 6 ዓመት ዘለ [...]
ኒውዮርክ፣ ኣቡነ እንጠንዮስ ካብ ማሕዩር ክፍትሑ ዝጽውዕ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራት ተኻይዱ

ኒውዮርክ፣ ኣቡነ እንጠንዮስ ካብ ማሕዩር ክፍትሑ ዝጽውዕ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራት ተኻይዱ

Radio Erena: 25 October 2019 ኣብ ኒውዮርክን ከባቢኣን ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ካብ ማሕዪር ክፍትሑ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቲ ሰልፊ፣ ኣብ ኣጋጣሚ መበል 74 ዓመት [...]
ሊብያ፣ ናይ ምጥያስ ጉዳዮም ዝተነጽጉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 40 ስደተኛታት ቆላሕታ ክግበረሎም ይምሕጸኑ

ሊብያ፣ ናይ ምጥያስ ጉዳዮም ዝተነጽጉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 40 ስደተኛታት ቆላሕታ ክግበረሎም ይምሕጸኑ

Radio Erena: 25 October 2019 ኣብ ሊብያ፣ ትጣየሱላ ሳልሰይቲ ሃገር ኣይተቕበለትኩምን ብዝብል ምኽንያት፣ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራትUNHCR፣ ጉዳዮም ዝነጸጎ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት፣ [...]
ሱዳን፣ ንኣስታት 30 ዓመታት ዝመርሐ ሰልፊ ሃገራዊ ባይቶ ክፈርስ ዝጽውዕ ተቓውሞ ተኻይዱ

ሱዳን፣ ንኣስታት 30 ዓመታት ዝመርሐ ሰልፊ ሃገራዊ ባይቶ ክፈርስ ዝጽውዕ ተቓውሞ ተኻይዱ

Radio Erena: 25 October 2019 ኣብ ሱዳን፣ ንኣስታት 30 ዓመታት ነታ ሃገር ዝመርሐ፣ ኣልሙተመር ኣልወጠኒ ወይ ሃገራዊ ባይቶ ዝተባህለ ፖለቲካዊ ሰልፊ ክፈርስ ዝጽውዕ ህዝባዊ ተቓውሞ ተኻይዱ። እቲ ካብ ስልጣ [...]
ኣፍሪቃ፣ ንኢንተርነት ዝበዝሐ ክፍሊት ዝሕተተላ ኣህጉር

ኣፍሪቃ፣ ንኢንተርነት ዝበዝሐ ክፍሊት ዝሕተተላ ኣህጉር

Radio Erena: 25 October 2019 ኣገልግሎት ኢንተርነት ንምርካብ፣ ዝበዝሐ ክፍሊት ዝሕተተላ ኣህጉር፣ ኣፍሪቃ'ያ። ኣብዛ ኣህጉር፣ ተጠቀምቲ ኢንተርነት ምስ ኣታዊታቶም ብምንጽጻር ክርአ እንከሎ፣ እቶም ዝበዝሐ ዝ [...]
ግብጺ ብኣመሪካ ንዝቐረበ፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ዘተኮረ ዘተ ከምእትሳተፍ ኣፍሊጣ

ግብጺ ብኣመሪካ ንዝቐረበ፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ዘተኮረ ዘተ ከምእትሳተፍ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 24 October 2019 ግብጺ፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ምስ ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ንዘሎ ተወሳኺ ምስሕሓብ ብዝምልከት ብኣመሪካ ንዝቐረበ ናይ ዘተ መኣዲ ንምስታፍ ድልውቲ ከምዘላ ገሊጻ። እቲ ዘተ ብሚኒስተራት ጉዳያት ወ [...]
1 209 210 211 212 213 265 2110 / 2647