Author: Admin

1 211 212 213 214 215 265 2130 / 2647
ዘተ ሰላም ደቡብ ሱዳን ይቕጽል

ዘተ ሰላም ደቡብ ሱዳን ይቕጽል

Radio Erena: 20 October 2019 መራሒ ተቓዋሚ ሓይሊ ደቡብ ሱዳን ሪክ ማቻር፣ ዘተ ሰላም ንምቕጻል ናብ ከተማ ጁባ ከምዝኣተወ፣ ካብታ ሃገር ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። ወሃብ ቃል’ቲ ውድብ ፒተር ማናዋ ንጋዜጠኛታት [...]
ኢትዮጵያ፣ ሰራዊት ፈደራል ኣብ ጎንደር ኢድ ከእቱ ጻውዒት ቀሪቡ

ኢትዮጵያ፣ ሰራዊት ፈደራል ኣብ ጎንደር ኢድ ከእቱ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 20 October 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ጎንደር ብዝተኻየደ ንሳምንታት ዝቐጸለ ዓሌታዊ ግጭት ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ንምእታው፣ መንግስቲ’ቲ ክልል ፈደራላዊ መንግስቲ ሰራዊቱ ክልእኽ ጻውዒት ኣቕሪቡ። ሓለፍቲ [...]
ኣብ ኤርትራ ዝነጥፍ ዘሎ ኩባንያ ዕደና ኣውስትራልያ ይንቀፍ

ኣብ ኤርትራ ዝነጥፍ ዘሎ ኩባንያ ዕደና ኣውስትራልያ ይንቀፍ

Radio Erena: 20 October 2019 ኩባንያ ዕደና ፖታሽ ደንካሊ ነቲ ኣብ ኤርትራ ከባቢ ካሉሊ ደንካልያ ( ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ) ዘካይዶ ዘሎ ዕደናን መኽሰቡን ንኤርትራውያን ዘለዎ ጉድኣት ከም ዝዛይድን ደው ክብልን፣ [...]
ስዑዲ ዓረብ ካብ ጂቡቲን ሱዳንን፣  ሸመተ ከብትን ጤለ-በጊዕን ደው ኣቢላ

ስዑዲ ዓረብ ካብ ጂቡቲን ሱዳንን፣ ሸመተ ከብትን ጤለ-በጊዕን ደው ኣቢላ

Radio Erena: 18 October 2019 ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ጂቡቲን ሱዳንን ክትሽምተን ዝጸንሐት ከብቲ፣ ጤለ-በጊዕን ኣግማልን ደው ከምዘበለት ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ነዚ ዘፍለጠት፣ ኣብ ሱዳን ንእንስሳታት ዘቤት፣ ብፍላይ [...]
ኣብ ዓለም ደሞክራሲ ክነግስ እንተኾይኑ ደቂ ኣንስትዮ ናብ ስልጣን ክመጻ ኣለወን ክትብል ፕረዚደንት ላይበርያ ነበር ገሊጻ

ኣብ ዓለም ደሞክራሲ ክነግስ እንተኾይኑ ደቂ ኣንስትዮ ናብ ስልጣን ክመጻ ኣለወን ክትብል ፕረዚደንት ላይበርያ ነበር ገሊጻ

Radio Erena: 18 October 2019 ኣብ ዓለም ዲሞክራሲ ንምንጋስ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ፖለቲካን መሪሕነትን ብብዝሒ ክሳተፋ ኣለወን ክትብል ፕረዚደንት ላይበርያ ነበር ኤሊን ጀንሰን ሰርሊፍ ገሊጻ። እዛ ኣብ ኣፍሪቃ [...]
ዚምባብዌ፣ ዋጋ ባኒ ኣብ ሓደ መዓልቲ ብ60% ምውሳኹ ተገሊጹ

ዚምባብዌ፣ ዋጋ ባኒ ኣብ ሓደ መዓልቲ ብ60% ምውሳኹ ተገሊጹ

Radio Erena: 18 October 2019 ኣብ ዚማብብዌ፣ ዋጋ ባኒ ኣብ ሓደ መዓልቲ ብ60 ሚእታዊት ምውሳኹ መርበባት ዜና ካብ ሃራረ ሓቢረን። ኣብታ ሃገር፣ መሰረታውያን ሃለኽቲ ነገራት ሓንሳእ ክሰኣኑ ካልእ እዋን ከኣ [...]
ዩኒሴፍ፣ “ህይወት ዘድሕን” ተባሂሉ ዝግለጽ  ህጹጽ ክታበት ናብ ኤርትራ ልኢኹ

ዩኒሴፍ፣ “ህይወት ዘድሕን” ተባሂሉ ዝግለጽ ህጹጽ ክታበት ናብ ኤርትራ ልኢኹ

Radio Erena: 17 October 2019 ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ (UNICEF)፣ ህወይት ዘድሕን እናተባህለ ዝግለጽ ክታበት ናብ ኤርትራ ከምዝልኣኸ ኣፍሊጡ። እቲ ከም ስትራቴጅያዊ ህጹጽ መድሃኒታት ዝግለጽ ክታበት፣ ዝሓ [...]
ጊኒ-ኮናክሪ፣ ፕረዚደንት ቅዋም ከይቅይር ዝጽውዕ ህዝባዊ ተቓውሞ ይካየድ ኣሎ

ጊኒ-ኮናክሪ፣ ፕረዚደንት ቅዋም ከይቅይር ዝጽውዕ ህዝባዊ ተቓውሞ ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 17 October 2019 ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ኣብ እትርከብ ጊኒ-ኮናክሪ፣ ፕረዚንት እታ ሃገር፣ ንሳልሳይ ኣዋኑ ኣብ ስልጣን ንምቕጻል ዘኽእሎ ቅዋም ምቕይያር ክገብረሉ ተኽእሎ ከምዘሎ ኣብ ዝግለጸሎ ዘሎ እዋ [...]
ብስዑዲ ዝድገፍ መንግስቲ የመንን ብኢማራት ዝሕገዙ ሚሊሻን ኣብ ዓደን ዝጸንሖም ምፍጣጥ ንምፍታሕ ሎሚ ስምምዕ ክካየድ’ዩ

ብስዑዲ ዝድገፍ መንግስቲ የመንን ብኢማራት ዝሕገዙ ሚሊሻን ኣብ ዓደን ዝጸንሖም ምፍጣጥ ንምፍታሕ ሎሚ ስምምዕ ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 17 October 2019 ኣብ መንጎ ብስዑዲ ዓረብ ዝድገፍ ሰራዊት መንግስቲ የመን ምስቶም ብሕቡራት ኢማራት ዝድገፉ፣ ንዓደን ተዓጻጺሮም ዝርከቡ ሚሊሻን ዝጸንሐ ምፍጣጥ ንምፍታሕ ሎሚ ሓሙስ 17 ጥቅምቲ ስምምዕ ክኽ [...]
ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ንቀ/ር እስራኤል ናብ ኢትዮጵያ ክበጽሕ ዕድመ ኣቕሪብሉ

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ንቀ/ር እስራኤል ናብ ኢትዮጵያ ክበጽሕ ዕድመ ኣቕሪብሉ

Radio Erena: 17 October 2019 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ንቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ ናብ ኢትዮጵያ ክበጽሕ ዕድመ ከምዘቕረበሉ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ሓቢሩ። ኣብይ ኣሕመድ ንናታ [...]
1 211 212 213 214 215 265 2130 / 2647