Author: Admin

1 186 187 188 189 190 265 1880 / 2647
ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳንን፣ ዲጋ ተሃድሶ ካብ ወሓዚ ናይል ማይ ዝመልኣሉ ዓቐን ተሰማሚዐን

ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳንን፣ ዲጋ ተሃድሶ ካብ ወሓዚ ናይል ማይ ዝመልኣሉ ዓቐን ተሰማሚዐን

Radio Erena: 20 January 2020 ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳንን፣ ኣቐዲሙ ከከራኽረን ዝጸንሐ፣ ዲጋ ተሃድሶ ካብ ወሓዚ ናይል፣ ማይ ዝመልኣሉ ዓቐን ኣብ ዝብል ነጥቢ ተሰማሚዐን። እቲ ስምምዕ ክብጻሕ ዝኸኣለ፣ ሚኒስተ [...]
ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ሓደጋ ዕስለ ኣምበጣ ገና ኣንጸላልዩወን ኣሎ

ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ሓደጋ ዕስለ ኣምበጣ ገና ኣንጸላልዩወን ኣሎ

Radio Erena: 19 January 2020 ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ሓደጋ ዕስለ ኣምበጣ ገና ኣንጸላልዩወን ከምዘሎ ተገሊጹ። እዚ ኣብዚ ቅንያት ኣብ ኬንያን ካልኦት ከባቢታትን ተራእዩ ዘሎ ናይ በረኻ ዕ [...]
ቁጠባዊ ቅልውላው ሱዳን፣ ድሕሪ ምቕያር ስርዓት ኣልበሽር እውን ገና የንቆልቁል ኣሎ

ቁጠባዊ ቅልውላው ሱዳን፣ ድሕሪ ምቕያር ስርዓት ኣልበሽር እውን ገና የንቆልቁል ኣሎ

Radio Erena: 19 January 2020 ቁጠባዊ ቅልውላው ሱዳን፣ ድሕሪ ምቕያር ስርዓት ኣልበሽር እውን ገና የንቆልቁል ከምዘሎ ተገሊጹ። እዚ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተራእየ ምንቁልቋል ሸርፊ ፓውንድ ሱዳን ብመንጽር ዶላር፣ መን [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ 5 ደቀንስትዮ ንዝርከብኦም 65 ወተሃደራት፣ መዓርግ ወሲኹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ 5 ደቀንስትዮ ንዝርከብኦም 65 ወተሃደራት፣ መዓርግ ወሲኹ

Radio Erena: 19 January 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ 5 ደቀንስትዮ ንዝርከብኦም 65 ወተሃደራት፣ መዓርግ ወሲኹ። በዚ መሰረት ሽዱሽተ ሰባት ናይ ለተናል ጀነራል፣ 19 መጀር ጀነራል፣ 40 ከኣ ናይ ብርጌደር ጀነራል መ [...]

انفراج في وضع الارتريين المحتجزين قيد الترحيل إلى اسمرا

اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الجمعة 17 يناير 2020 أفادت مصادر موثوقة لإذاعة إرينا بأن مجموعة الارتريين المحتجزة في الخرطوم قيد الترحيل بسبب مخالفة [...]
ሱዳን፣ ብሓይልታት ጸጥታ ዝተታሕዙ 7 ደቂንስትዮ ዝርከብኦም 10 ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ከይስጎጕ ጻዕርታት ይቅጽል

ሱዳን፣ ብሓይልታት ጸጥታ ዝተታሕዙ 7 ደቂንስትዮ ዝርከብኦም 10 ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ከይስጎጕ ጻዕርታት ይቅጽል

Radio Erena: 16 January 2020   ካብ ሱዳን ናብ ግብጺ ክሰግሩ ብሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ዝተታሕዙ፣ 7 ደቂንስትዮን 3 ደቂተባዕትዮ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቅባ፣ ናብ ኤርትራ ከይጥረዙ ጻዕርታት ይቕጽል ኣ [...]
ስሎቬንያ፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ፣ ጉዳዮም ተቐባልነት ክረክብ ዝጽውዕ ሰልፊ ኣካይዶም

ስሎቬንያ፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ፣ ጉዳዮም ተቐባልነት ክረክብ ዝጽውዕ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 16 January 2020 ኣብ ስሎቬንያ፣ ኤርትራውያውያን ዘቕረብዎ ሕቶ ዑቕባ ብመንግስቲ ተቐባልነት ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ከምዘካየዱ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። ንሳቶም፣ ነቲ ሰለማዊ ሰልፊ፣ ኣብ [...]
ሱዳን፣ ኣብ የመን ዝርከብ ሰራዊታ ናብ ኣስታት 600 ኣውሪዳቶ

ሱዳን፣ ኣብ የመን ዝርከብ ሰራዊታ ናብ ኣስታት 600 ኣውሪዳቶ

Radio Erena: 16 January 2020 ሱዳን ኣብ የመን ዝርከብ ሰራዊታ ናብ ኣስታት 600 ከምዘውረደቶ ኣፈኛ ፍሉይ ሓይልታት ሰራዊት ብርጋደር ጀነራል ጀማል ኣደም ገሊጹ። ንሱ ንንኣናዶሉ፣ ኣገልግሎት ዜና ቱርኪ፣ ኣ [...]

ارتريون يواجهون خطر الإبعاد من السودان

إذاعة إرينا الدولية: الاخبار الخميس 16 يناير 2020 أفادت مصادر لإذاعة إرينا بأن السلطات السودانية تحتجز مجموعة من المواطنين الارتريين الذين تم القبض ع [...]
ኤርትራ፣ ብላዕለዋይ በዓል ስልጣን ስዑዲ ንዝተዋህበ መግለጺ ነጺጋ

ኤርትራ፣ ብላዕለዋይ በዓል ስልጣን ስዑዲ ንዝተዋህበ መግለጺ ነጺጋ

Radio Erena: 16 January 2020 መንግስቲ ኤርትራ፣ ሚኒስተር ዴታ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ኣሕመድ ካታን፣ ብዛዕባ ስምምዕ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣመልኪቱ፣ ንዝሃቦ መግለጺ ነጺጉ። እቲ ሚኒስተር ዴታ፣ ኣብ ናይ 9 ጥሪ ሕታ [...]
1 186 187 188 189 190 265 1880 / 2647