Author: Admin

1 188 189 190 191 192 265 1900 / 2647
መራሕቲ ኤርትራን ጂቡቲን ንምርኻቦም ዝተኻየደ ፈተነታት መሰናኽል ይገጥሞ ከምዘሎ ተሓቢሩ

መራሕቲ ኤርትራን ጂቡቲን ንምርኻቦም ዝተኻየደ ፈተነታት መሰናኽል ይገጥሞ ከምዘሎ ተሓቢሩ

Radio Erena: 13 January 2020 ፕረዚደንታት ኤርትራን ጂቡቲን ንምርኻቦም ዝተኻየደ ተደጋጋሚ ፈተነታት ክዕወት ከምዘይክኣለ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ንሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ብመንገዲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕ [...]
ኤርትራ፣ ካብ 14 ክሳብ 18 ጥሪ ኣብ ኬንያ ኣብ ዝእንገድ መጻረዩ ግጥማት ኩዕሶ ሰኪዔት፣ ኣፍሮባስኬት ክትሳተፍ’ያ

ኤርትራ፣ ካብ 14 ክሳብ 18 ጥሪ ኣብ ኬንያ ኣብ ዝእንገድ መጻረዩ ግጥማት ኩዕሶ ሰኪዔት፣ ኣፍሮባስኬት ክትሳተፍ’ያ

Radio Erena: 13 January 2020 ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ ሰኪዔት ኤርትራ፣ ኣብቲ ብኣህጉራዊ ፈደረሽን ኩዕሶ ሰኪዔት – ፊባ ዝተወደበ፣ ካብ 14 ክሳብ 18 ጥሪ ኣብ ኬንያ ኣብ ዝካየድ ግጥማት መጻረዩ፣ ኣፍሮባስኬት ክ [...]
ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ዝፈሸለ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይል ብምትኳር፣ ኣብ ዋሽንግተን ህጹጽ ኣኼባ ከካይዳ’የን

ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ዝፈሸለ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይል ብምትኳር፣ ኣብ ዋሽንግተን ህጹጽ ኣኼባ ከካይዳ’የን

Radio Erena: 13 January 2020 ሰበ ስልጣን ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝፈሸለ ዘተ ኣብ ኣጠቓቕማ ናይል ብዝምልከት፣ ዝርርብ ንምክያድ፣ ሎሚ ሰኑይ 13 ጥሪ፣ ኣብ ዋሽንገተን ህጹጽ [...]
ሕ.ኤ. ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ምስ ግዱድ ዕስክርና ቀጥታዊ ምትእስሳር ኣለዎ’፤ ኒውዮርክ ታይምስ

ሕ.ኤ. ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ምስ ግዱድ ዕስክርና ቀጥታዊ ምትእስሳር ኣለዎ’፤ ኒውዮርክ ታይምስ

Radio Erena: 12 January 2020 ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ምስ ግዱድ ዕስክርና ቀጥታዊ ምትእስሳር ዘለዎ’ዩ ክብሉ ዝተፈላለዩ ወገናት መረረኦም ይገልጹ ኣለዉ። ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ዝሓ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ሶማላውያን ናይ ጸጥታ ሰራዊት ከሰልጥን ሓሳብ ቀሪቡ

መንግስቲ ኤርትራ ሶማላውያን ናይ ጸጥታ ሰራዊት ከሰልጥን ሓሳብ ቀሪቡ

Radio Erena: 12 January 2020 መንግስቲ ኤርትራ ሶማላውያን ናይ ጸጥታ ሰራዊት ከሰልጥን ሓሳብ ቀሪቡ፣ ክብላ ማዕከናት ዜና ሶማል ሓቢረን። ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ኣብ ኤርትራ ናይ ክልተ መዓልታት [...]
ናይታ ኣብ ኢራን ወዲቓ ዝተሓምሸሸት ቦይንግ 737 ነፋሪት፣ መንግስቲ ኢራን ምሉእ ሓላፍነት ወሲዱ

ናይታ ኣብ ኢራን ወዲቓ ዝተሓምሸሸት ቦይንግ 737 ነፋሪት፣ መንግስቲ ኢራን ምሉእ ሓላፍነት ወሲዱ

Radio Erena: 12 January 2020 ናይታ ኣብ ኢራን ወዲቓ ዝተሓምሸሸት ንብረት መንገዲ ኣየር ዩክረይን ዝኾነት፣ ቦይንግ 737 ነፋሪት፣ መንግስቲ ኢራን ምሉእ ሓላፍነት ወሲዱ። እታ ካብ ተህራን ተበጊሳ ነዊሕ ከይበረረት [...]
ኢትዮጵያ፣ ሓይሊ ኣየርን ሓይሊ ባሕርን ብዘመናዊ መልክዕ ንምህናጽ ገዚፍ ወጻኢታት ተካይድ ኣላ

ኢትዮጵያ፣ ሓይሊ ኣየርን ሓይሊ ባሕርን ብዘመናዊ መልክዕ ንምህናጽ ገዚፍ ወጻኢታት ተካይድ ኣላ

Radio Erena: 10 January 2020 ብቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ ሓድሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሓይሊ ኣየርን ሓይሊ ባሕርን እታ ሃገር ብዘመናዊ መልክዕ ንምህናጹ ገዚፍ ወጻኢታት የካይድ ከምዘሎ ወትሃደራውያን [...]
ሰበ ስልጣን ኢትዮጵያ፣ ብዛዕባ’ታ ሳተላይት ጽዒና ካብ ቻይና ናብ ህዋ ዝተላእከት  መንኮርኮር ዝዘርግሕዎ ኣሳእል  ዝተሰንዐ ምዃኑ ተሓቢሩ

ሰበ ስልጣን ኢትዮጵያ፣ ብዛዕባ’ታ ሳተላይት ጽዒና ካብ ቻይና ናብ ህዋ ዝተላእከት መንኮርኮር ዝዘርግሕዎ ኣሳእል ዝተሰንዐ ምዃኑ ተሓቢሩ

Radio Erena: 10 January 2020 ሰበ ስልጣን ኢትዮጵያ፣ ብዛዕባ'ታ ዝሓለፈ ወርሒ ሳትላይት ጽዒና ካብ ቻይና ናብ ህዋ ዝተላእከት መንኮርኮር ዝዘርግሕዎ ኣሳእል ዝተሰንዐ ምዃኑ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ። እ [...]
ነርወይ፣ ኣብ ርዋንዳ፣ መዓስከር ጋሾራ ዝርከቡ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታትን ዜጋታት ካልኦት ሃገራትን ከተጣይስ’ያ

ነርወይ፣ ኣብ ርዋንዳ፣ መዓስከር ጋሾራ ዝርከቡ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታትን ዜጋታት ካልኦት ሃገራትን ከተጣይስ’ያ

Radio Erena: 09 January 2020 ኖርወይ፣ ካብ ሊብያ ተመሊሶም፣ ኣብ ርዋንዳ፣ ኣብ ዝርከብ ግዝያዊ መጽንሒ ተዓቝቦም ዝርከቡ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣማኢት ስደተኛታት ከተጣይስ'ያ። ሚኒስተር ፍትሒ [...]
ፖርት ሱዳን፣  ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 9 ሰባት ተቐቲሎም

ፖርት ሱዳን፣ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 9 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 09 January 2020 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ከባቢ ከተማ ፖርት ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ቀቢላታት ቤን ዓሚርን ሃዳንደዋን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 9 ሰባት ከምዝተቐትሉ ምንጭታት ሓቢሮም። በቲ ኣብዚ ሳልስ [...]
1 188 189 190 191 192 265 1900 / 2647