Author: Admin

1 184 185 186 187 188 265 1860 / 2647
ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ናይ ባጀት ደገፍ ምግባሩ ዝነቅፍ ሓድሽ ጸብጻብ ቀሪቡ

ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ናይ ባጀት ደገፍ ምግባሩ ዝነቅፍ ሓድሽ ጸብጻብ ቀሪቡ

Radio Erena: 26 January 2020 ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ናይ ባጀት ደገፍ ምግባሩ ዝነቅፍ ሓድሽ ጸብጻብ ቀሪቡ። ፓርላማ ኤውሮጳዊ ሕብረት ብዕለት 23 ጥሪ ኣብ ዝወዓሎ ኣኼባ፣ ሓያሎ ካብ ኣባላቱ፣ ነቲ መንግስ [...]
ስዊዘርላንድ ንመንግስቲ ኤርትራ እትልግሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ክትቅጽል እያ

ስዊዘርላንድ ንመንግስቲ ኤርትራ እትልግሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ክትቅጽል እያ

Radio Erena: 26 January 2020 ስዊዘርላንድ ንመንግስቲ ኤርትራ እትልግሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ክትቅጽሎ ምዃና ተገሊጹ። ፈደራላዊ ጉዳያት ወጻኢ ስዊዘርላንድ፣ ኣብ ኤርትራ ንሞያዊ ስልጠና ዝውዕል ናይ ሰለስተ ዓመታት ፕሮጀ [...]
ኣብ ሱዳን ተኣዊጁ ዘሎ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ንክናዋሕ ዝዝቲ ኣኼባ  ተናዊሑ

ኣብ ሱዳን ተኣዊጁ ዘሎ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ንክናዋሕ ዝዝቲ ኣኼባ ተናዊሑ

Radio Erena: 26 January 2020 ኣብ ሱዳን ተኣዊጁ ዘሎ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ንክናዋሕ ዝዝቲ ኣኼባ ብዘይፍረ ከምዝተዛዘመ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ላዕለዋይ ቆንስል ሱዳን፣ ጸጥታን ውሕስነትን ዜጋታት ን [...]
“ኣብ 2019፣ ልዕሊ 72 ሽሕ ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ሓቲቶም” UN

“ኣብ 2019፣ ልዕሊ 72 ሽሕ ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ሓቲቶም” UN

Radio Erena: 25 January 2020 ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዝተዛዘመት፣ ዓመተ 2019፣ ልዕሊ 72 ሽሕ ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ካብ [...]
ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ብትሕቲ ባሕሪ ዝዝርጋሕ ዘሎ ናይ ጭሕጊ መርበብ ኢንተርነት ኣብ ወርሒ መጋቢት ክዛዘም’ዩ

ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ብትሕቲ ባሕሪ ዝዝርጋሕ ዘሎ ናይ ጭሕጊ መርበብ ኢንተርነት ኣብ ወርሒ መጋቢት ክዛዘም’ዩ

Radio Erena: 24 January 2020 ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ብስሉጥ መርበብ ኢንተርነት ዘራኽብ፣ ብትሕቲ ባሕሪ ዝዝርጋሕ ዘሎ ናይ ጭሕጊ ገመድ ዝመጽእ ወርሒ መጋቢት ክዛዘም ምዃኑ ተሓቢሩ። እዚ ጅቡቲ ዞባ ኣፍሪቃ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ብሰንኪ ዓሌታዊ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም

ደቡብ ሱዳን፣ ብሰንኪ ዓሌታዊ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 24 January 2020 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ዞባ ኣብየይ ብዝተጎሃሃረ ናይ ቀቢላ ግጭት፣ ቆልዑን ኣዴታትን ዝርከብዎም ብውሕዱ 32 ሰባት ከምዝተቐትሉ ሰበ ስልጣን እቲ ከባቢ ንማዕከናት ዜና ሓቢሮም። ብዘ [...]
ብሩንዲ፣ ፕረዚደንት ስልጣኑ ክሓድግ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ዶላርን ቪላን ክወሃቦ ሓቲቱ

ብሩንዲ፣ ፕረዚደንት ስልጣኑ ክሓድግ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ዶላርን ቪላን ክወሃቦ ሓቲቱ

Radio Erena: 24 January 2020 ን15 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ብሩንዲ፣ ፒየር ንኩሩንዚዛ ስልጣኑ ክሓድግ፣ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ዶላርን መጋየጺ ዘለዎ ዘመናዊ ቪላን ክወሃቦ ዝብል እማመ ከምዘቕረበ ማ [...]

كتب ارترية في معرض القاهرة الدولي للكتاب

إذاعة إرينا الدولية الاخبار الخميس 23 يناير 2020 يعرض في معرض القاهرة الدولي كتابين عن ارتريا الأول مجموعة قصصية قصيرة تحت عنوان "هناك الأشياء تبقى [...]
ዶብ ሱዳንን ሊብያን፣ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 107 ስደተኛታት ተታሒዞም

ዶብ ሱዳንን ሊብያን፣ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 107 ስደተኛታት ተታሒዞም

Radio Erena: 23 January 2020 ሓይልታት ጸጥታ ሱዳንን ሊብያን ዚጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያ ምዃኖም ዝጠቕስዎም 107 ስደተኛታት ኣብ ዶብ ክልቲኤን ሃገራት ከምዝሓዙ ገሊጾም። ኣዛዚ ናይቲ ብልፍንቲ ዝቖመ ሓለዋ [...]
ኤርትራ፣ ንቅድድም ብሽክለታ ላ ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ ዓብሊላቶ

ኤርትራ፣ ንቅድድም ብሽክለታ ላ ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ ዓብሊላቶ

Radio Erena: 22 January 2020 ኣብ ጋቦን፣ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 15 ቅድድም ብሽክለታ ላ ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ፣ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ነቲ ውድድር ዓብሊላ ከምዘላ ማዕከናት ዜና ስፖርት ካብ ካብታ ሃገር ሓቢ [...]
1 184 185 186 187 188 265 1860 / 2647