Author: Admin

1 185 186 187 188 189 265 1870 / 2647
ኣመሪካ፣ ኤርትራ እትርከበን ሸውዓተ ሃገራት ተወሳኺ ናይ መገሻ እገዳ ከተተግብር ከምእትኽእል ተቃሊዑ

ኣመሪካ፣ ኤርትራ እትርከበን ሸውዓተ ሃገራት ተወሳኺ ናይ መገሻ እገዳ ከተተግብር ከምእትኽእል ተቃሊዑ

Radio Erena: 22 January 2020 ምምሕዳር ትራምፕ፣ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ እትርከበን ሸውዓተ ሃገራት፣ ተወሳኺ ናይ መገሻ እገዳ ከተግብር ከምዝኽእል ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ብምጥቃስ ዎል ስትሪት ጆርናል ሓቢራ። ኣ [...]
ኤርትራ፣ ሓያሎ ሰራሕተኛታት መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ተኣሲሮም

ኤርትራ፣ ሓያሎ ሰራሕተኛታት መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ተኣሲሮም

Radio Erena: 22 January 2020 ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ፣ ሓይሎ ሰራሕተኛታት መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ከምዝኣሰሩ ምንጭታት ኤረና ኣረጋጊጾም። እቶም ዝተኣስሩ ልዕሊ 20 ዝኾኑ ሰራሕተኛታት መዓርፎ ነፈርቲ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ በዓል ጥምቀት፣ ብሰንኪ ምፍራስ ኣዕኑድን ግጭታትን ኣብ ህይወት ሰባት ጉድኣት በጺሑ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ በዓል ጥምቀት፣ ብሰንኪ ምፍራስ ኣዕኑድን ግጭታትን ኣብ ህይወት ሰባት ጉድኣት በጺሑ

Radio Erena: 21 January 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ጎንደር፣ ኣብ ዝካየድ ዝነበር በዓል ጥምቀት፣ ንገያሾ ከጽልል ዝቖመ ድንኳናት፣ ኣዕንዱ ብምፍራሱ፣ ብውሕዱ 9 ሰባት ከዝሞቱን 250 ሰባት ድማ ብከቢድን ፈኵስን ከምዝ [...]
ኤርትራ ካብ ሩስያ ክልተ ወትሃደራውያን ሄሊኮፕተራት ሸሚታ

ኤርትራ ካብ ሩስያ ክልተ ወትሃደራውያን ሄሊኮፕተራት ሸሚታ

Radio Erena: 21 January 2020 ኤርትራ፣ ካብ ሩስያ ክልተ ወትሃደራውያን ሄሊኮፕተራት ከምዝሸመተት ማዕከን ዜና ስፑትኒክ ሓቢሩ። እተን ኣንሳት ዝዓይነተን ሄሊኮፕተራት፣ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ናይዚ ዓመት ናብ ኤ [...]

الارتريون يحتفلون بالذكرى السابعة لعملية فورتو البطولية

اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الاربعاء 21 يناير 2020 يحي الارتريون في المهجر اليوم الذكرى السابعة لعملية فورتو البطولية والتي ارتبطت باسم المناضل الشه [...]
ምንቅስቓስ ይኣክል ስዊዘርላንድ፣ ብደረጃ ሃገር ቆይሙ

ምንቅስቓስ ይኣክል ስዊዘርላንድ፣ ብደረጃ ሃገር ቆይሙ

Radio Erena: 21 January 2020 ኣብ ስዊዘርላንድ፣ በብዞባኡ ወይ ካንቶናታት ጥራይ ተጠርኒፉ ክነጥፍ ዝጸንሐ ምንቅስቓስ ይኣክል፣ ብደረጃ ሃገር ከምዝተጠርነፈ ናብ ሬድዮ ኤረና ኣብ ዝልኣኾ መግለጺ ኣፍሊጡ። ብ1 [...]
ሻብዓይ ዓመት ስርሒት ፎርቶ ይዝከር

ሻብዓይ ዓመት ስርሒት ፎርቶ ይዝከር

Radio Erena: 21 January 2020 ንለውጢ ዝጠልብ፣ "ስርሒት ፎርቶ" ዝተኻየደሉ ሻብዓይ ዓመቱ ይዝከር ኣሎ። እዚ ብስዉእ ኮለነል፣ ስዒድ ዓሊ ሕጃይ ዝተመርሐ ናይ 21 ጥሪ 2013 ስርሒት፣ ኣስታት ሓደ ሚእቲ ዝ [...]
ኣልሸባብ፣ ንቱርካውያን ዒላማ ዝገበረ መጥቃዕቲ ኣካይዱ

ኣልሸባብ፣ ንቱርካውያን ዒላማ ዝገበረ መጥቃዕቲ ኣካይዱ

Radio Erena: 21 January 2020 ኣልሸባብ፣ ኣብ ሶማል ተዋፊሮም ንዝርከቡ ቱርካውያን ዒላማ ዝገበረ መጥቃዕቲ ኣካይዱ። እቲ ጉጅለ፣ ካብ ሶማል 30 ኪሎሜተር ርሒቃ ኣብ እትርከብ ከተማ ኣፍጎየ፣ ብ18 ጥሪ ኣብ [...]
ሕ/ኢ/ዓረብ፣ ንጀነራል ሓፍታር ንምድጋፍ ናብ ሊብያ እትልእኮ ዘላ ኣጽዋር፣ ንዓሰብ ከም መሰጋገሪ ትጥቀመሉ ከምዘላ ተሓቢሩ

ሕ/ኢ/ዓረብ፣ ንጀነራል ሓፍታር ንምድጋፍ ናብ ሊብያ እትልእኮ ዘላ ኣጽዋር፣ ንዓሰብ ከም መሰጋገሪ ትጥቀመሉ ከምዘላ ተሓቢሩ

Radio Erena: 20 January 2020 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንጀነራል ሓፍታር ንምድጋፍ፣ ብነፈርቲ ናብ ሊብያ እትልኮ ዘላ ኣጽዋር፣ ንመዓርፎ ነፈርቲ ዓሰብ ከም መሰጋገሪ ትጥቀመሉ ከምዘላ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም [...]
ኣብ ወፍሪ ዘተኮረ ዋዕላ ብሪጣንያን ሃገራት ኣፍሪቃን ሎሚ ክካየድ’ዩ

ኣብ ወፍሪ ዘተኮረ ዋዕላ ብሪጣንያን ሃገራት ኣፍሪቃን ሎሚ ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 20 January 2020 ኣብ ወፍሪ ዘተኮረ ዋዕላ ብሪጣንያን ሃገራት ኣፍሪቃን ሎሚ 20 ጥሪ ኣብ ለንደን ይካየድ ኣሎ። ኣብዚ ዋዕላ፣ ኬንያ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት፣ ብመራሕተን ክውከላ እንከለዋ፣ እታ [...]
1 185 186 187 188 189 265 1870 / 2647