Author: Admin

1 167 168 169 170 171 265 1690 / 2647
ኤርትራ፣ ምስ ስግኣት ክሮና ቫይረስ ተተሓሒዙ፣ ዋጋታት ሃለኽቲ መዓልታዊ ዘንሃራ ኣስታት 80 ትካላት ተቐጺዐን

ኤርትራ፣ ምስ ስግኣት ክሮና ቫይረስ ተተሓሒዙ፣ ዋጋታት ሃለኽቲ መዓልታዊ ዘንሃራ ኣስታት 80 ትካላት ተቐጺዐን

Radio Erena: 27 March 2020 ኣብ ኤርትራ፣ ምስ ስግኣት ኮርና ቫይረስ ተተሓሓዙ፣ ዋጋታት መሰረታዊ ሃለኽቲ ነገራት ብዕጽፍታት ክዛየድ ምጅማሩ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። ከም ኣእካል፣ ሽኮር፣ ፓስታን፣ ዘይትን ዝኣመሰለ [...]
ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ናብ ኩሉ ኣብ ዘስፋሕፍሓሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስታት ንእሱራት ቆላሕታ ክግበረሎም ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ

ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ናብ ኩሉ ኣብ ዘስፋሕፍሓሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስታት ንእሱራት ቆላሕታ ክግበረሎም ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ

Radio Erena: 27 March 2020 ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ፣ ምትእኽኻብ ህዝቢ ኣብ ዝውገደሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስታት ኣብ ትሕቲኦም ንዝርከቡ እሱራት ቆላሕታ ክገብርሎም ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ሚሸል ባሸለ [...]
ኣፍሪቃ፣ ብኮረና ቫይረስ ናይ ዝተለኽፉ ብዝሒ ልዕሊ 1800 በጺሑ

ኣፍሪቃ፣ ብኮረና ቫይረስ ናይ ዝተለኽፉ ብዝሒ ልዕሊ 1800 በጺሑ

Radio Erena: 26 March 2020 ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ብኮረና ቫይረስ ናይ ዝልከፉ ዘለዉ ብዝሒ ሰባት ካብ ዕለት ናብ ዕለት ይውስኽ ምህላዉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። ብፍላይ ኣብ ዝሓለፈ 2 [...]
ኮሮና ቫይረስ ኣህጉራዊ ብድሆ ኮይንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ኣስመራ ስእነት ኣገልግሎታት ማይን ኤሌክትሪን ተወሳኺ ሻቕሎት ይፈጥር

ኮሮና ቫይረስ ኣህጉራዊ ብድሆ ኮይንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ኣስመራ ስእነት ኣገልግሎታት ማይን ኤሌክትሪን ተወሳኺ ሻቕሎት ይፈጥር

Radio Erena: 26 March 2020 ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ኣህጉራዊ ብዶሆ ኮይኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ኣስመራ ኣገልግሎታት ኤሌክትሪን ማይን ዘይምህላዉ ተወሳኺ ሻቕሎት ፈጢሩ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓ [...]
ሃገራት ኣፍሪቃ ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ክሕግዘን፣ ባንክ ዓለም ዘለወን ውህሉል ዕዳ ክምሕረን ኢትዮጵያ ተማሕጺና

ሃገራት ኣፍሪቃ ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ክሕግዘን፣ ባንክ ዓለም ዘለወን ውህሉል ዕዳ ክምሕረን ኢትዮጵያ ተማሕጺና

Radio Erena: 26 March 2020 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ምስፍሕፋሕ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ ክሕግዘን፣ ባንክ ዓለም ንዘለወን ውህሉል ዕዳ ክስርዘለን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ተማሒጺኑ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ብጉጅለ [...]
ሚ/ምክልኻል ሱዳን  ብሃንደበታዊ ወቕዒ ልቢ ከምዝሞተ ተሓቢሩ

ሚ/ምክልኻል ሱዳን ብሃንደበታዊ ወቕዒ ልቢ ከምዝሞተ ተሓቢሩ

Radio Erena: 26 March 2020 ሚኒስተር ምክልኻል ሱዳን፣ ሜጀር ጀነራል ጀማለዲን ዑመር፣ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ዑደት ንምክያድ ናብ ጁባ ኣብ ዝገሸሉ እዋን፣ ብሃንደበታዊ ወቕዒ ልቢ ከምዝሞተ መንግስቲ ሱዳን ኣፍሊጡ። እቲ [...]
ቻይናዊ ወናኒ ብልዮናት ዝለገሶ መመርመሪ ኮረና ቫይስ ኤርትራ ናብ እትርከበን ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪቃ ተላኢኹ

ቻይናዊ ወናኒ ብልዮናት ዝለገሶ መመርመሪ ኮረና ቫይስ ኤርትራ ናብ እትርከበን ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪቃ ተላኢኹ

Radio Erena: 25 March 2020 ቻይናዊ ወናኒ ቢልዮናት ጃክ ማ ዝለገሶ መመርመሪ ኮረና ቫይረስ ናብ ኤርትራ ናብ እትርከበን ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪቃ ተላኢኹ። እቲ ወናኒ መርበብ ሓበሬታ ዓሊ ባባ ዝኾነ ቻይናዊ በ [...]
ኡጋንዳ፣ ካብ ውሸባ ክሃድሙ ዝፈተኑ 6 ቻይናውያን ተቐይዶም

ኡጋንዳ፣ ካብ ውሸባ ክሃድሙ ዝፈተኑ 6 ቻይናውያን ተቐይዶም

Radio Erena: 25 March 2020 ሃገራት ብሰንኪ ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ዶባተን ይዓጽዋን ናይ ውሸባ ግዜ ይእውጃን' የን ዘለዋ። መንግስቲ ኡጋንዳ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ድሕሪ ዝኣወጆ ናይ ውሸባ ግዜ፣ ካብታ ሃገር ኣ [...]
ኣብ ናይ ሎሚ ሰሉስ 24 መጋቢት 2020 ፈነወና

ኣብ ናይ ሎሚ ሰሉስ 24 መጋቢት 2020 ፈነወና

https://www.youtube.com/watch?v=D0oUremLMuU&list=PLyAPiiyVNTY31Bpak3yzMOJkY32LjD86s&index=1 [...]
ሞዛምቢክ፣ 64 ኢትዮጵያውያን ኣብ ኮንተይነር ሞይቶም ተረኺቦም

ሞዛምቢክ፣ 64 ኢትዮጵያውያን ኣብ ኮንተይነር ሞይቶም ተረኺቦም

Radio Erena: 24 March 2020 ኣብ ሞዛምቢክ፣ 64 ኢትዮጵያን ኣብ ኮንተይነር ሞይቶም ከምዝተረኽቡ ንሰበ ስልጣን እታ ሃገር ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ኣረጋጊጹ። ንሳቶም፣ ኣብ ኮንተይነር ተዓሺጎም፣ ብናይ [...]
1 167 168 169 170 171 265 1690 / 2647