Author: Admin

1 169 170 171 172 173 265 1710 / 2647
ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣብ ኣጠቓቕማ ወደብ ዘተኮረ ዘተ ኣካይደን

ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣብ ኣጠቓቕማ ወደብ ዘተኮረ ዘተ ኣካይደን

Radio Erena: 19 March 2020 ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣብ ኣጠቓቕማ ወደባት ዘተኮረ ዘተ ከምዘካየዳ ተሓቢሩ። እዚ ዝተሓበረ፣ ብሚኒስተር ሕርሻ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወደባት ጂቡቲ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ወደባ [...]
Is Eritrea Prepared for the Pandemic?

Is Eritrea Prepared for the Pandemic?

Radio Erena: 18 March 2020 As the world reels under the Coronavirus (Covid-19) panic, serious questions are earnestly raised about the prepared [...]
ሱዳን፣ ኢትዮጵያን ግብጽን ኣብ ዘሰሓሕበን ዘሎ ጉዳይ ክትሽምግል ምዃና ገሊጻ

ሱዳን፣ ኢትዮጵያን ግብጽን ኣብ ዘሰሓሕበን ዘሎ ጉዳይ ክትሽምግል ምዃና ገሊጻ

Radio Erena: 18 March 2020 ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ኢትዮዮጵያን ግብጽን፣ ብጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን እናተጎሃሃረ ዝመጽእ ዘሎ ምስሕሓብ ክትሽምግል ምዃና ምክትል ኣቦ መንበር ናይቲ ንሱዳን [...]
ቻይና፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ነክዩ

ቻይና፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ነክዩ

Radio Erena: 18 March 2020 ምልክታት እዚ ንዓለምና ኣሻቒሉ ዘሎ ኮረና ቫይረስ ዝተራእየላ ፋልመይቲ ሃገር ዝኾነት ቻይና፣ ምስፍሕፋሕ ለበዳ እቲ ሕማም ከምዝነከየ ትገልጽ ኣላ። ብፍላይ ብከቢድ ዝተሃስየ ዞባ ሁ [...]
ፈረንሳ፣ ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምምካት ኣስታት 100 ሽሕ ፖሊስ ኣዋፊራ

ፈረንሳ፣ ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምምካት ኣስታት 100 ሽሕ ፖሊስ ኣዋፊራ

Radio Erena: 17 March 2020 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ፣ ንኣስታት 2 ሰሙን፣ ሃገር ምልእቲ ክትውሸብ ኣዋጅ ኣውጺኡ። ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን ብቴሌቪዥን ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ [...]
ኤርትራ ምድላዋት ክትገብረሉ ዝጸንሐት ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ተሰጋጊሩ

ኤርትራ ምድላዋት ክትገብረሉ ዝጸንሐት ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ተሰጋጊሩ

Radio Erena: 17 March 2020 መበል 16 ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ብሰሪ ስግኣት ሕማም ኮሮና ቫይረስ፡ ናብ ካልእ እዋን ተሰጋጊሩ። እዚ ካብ 23 ክሳብ 29 መጋቢት ኣብ ሞውሪሽየስ ክካየድ ተሓ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣስታት 300 ወትሃደራውያን መኮንናትን ሰበ ስልጣን ተኣሲሮም

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣስታት 300 ወትሃደራውያን መኮንናትን ሰበ ስልጣን ተኣሲሮም

Radio Erena: 17 March 2020 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ወትሃደራውያን መኮንናት፣ ሓለፍቲ ጸጥታን ሰበ ስልጣንን ዝርከብዎም ኣስታት 300 ሰባት ኣሲራ። እታ ሃገር ብ15 መጋቢት ኣብ ዝዘርግሓቶ መግለጺ፣ ምእሳር እ [...]
ኤርትራ፣ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ልዕሊ 120 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም

ኤርትራ፣ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ልዕሊ 120 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም

Radio Erena: 16 March 2020 ኣብ ኤርትራ፣ በብእዋኑ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዓሳ እናገፈፉ ዝተታሕዙ ኣስታት 120 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም። እቶም ኣብ ንኤርትራን የመንን ኣብ ዘዋስን ማያት ዝተታሕዙ የመናውያ [...]
ኮሮናቫይረስ ዛጊት ኣብ 26 ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዝተራእየ ተገሊጹ

ኮሮናቫይረስ ዛጊት ኣብ 26 ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዝተራእየ ተገሊጹ

Radio Erena: 16 March 2020 ምስፍሕፋሕ ሕማም ኮረና ቫይረስ ብደረጃ ዓለም ኣሻቃሊ ኮይኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ካብ 54 ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብተን 26 ምልክታት እቲ ሕማም ከምዝተራእየ ተረጋጊጹ። እቲ ሕማም ጎረባብ [...]
ፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ፣ ተጎሃሃሪ ኣብ ዘሎ ግጭት ንቀጠርን ቱርኪን ወቒሱ

ፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ፣ ተጎሃሃሪ ኣብ ዘሎ ግጭት ንቀጠርን ቱርኪን ወቒሱ

Radio Erena: 16 March 2020 ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ ተጓሃሂሩ ዘሎ ግጭት፣ ብሰንኪ'ቲ ቀጠርን ቱርኪን ንፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ዝህብኦ ዘለዋ ሓገዝ'ዩ ክብል ፕረዚደንት ናይታ ርእ [...]
1 169 170 171 172 173 265 1710 / 2647