Author: Admin

1 168 169 170 171 172 265 1700 / 2647
ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ ልዕሊ 43 ሃገራት ኣፍሪቃ ተራእዩ

ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ ልዕሊ 43 ሃገራት ኣፍሪቃ ተራእዩ

Radio Erena: 23 March 2020 ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ 43 ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዝተራእየ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። እቲ ውድብ ብ23 መጋቢት ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ ኣብዘን ሃገራት፣ ምልክታት ዝተራእዮም ናይ ዝተራ [...]
ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ መገሻታትን ምትእኽካባትን ኣብ ዝውገደሉ ዘሎ እዋን፣ 3 መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ መመረቕታ መራሒ ናሚብያ ምትእኽኻቦም ይንቀፉ

ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ መገሻታትን ምትእኽካባትን ኣብ ዝውገደሉ ዘሎ እዋን፣ 3 መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ መመረቕታ መራሒ ናሚብያ ምትእኽኻቦም ይንቀፉ

Radio Erena: 23 March 2020 ብሰንኪ ስግኣት ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ፣ ካብን ናብን ሃገራት ዝካየድ መገሻታት ደው ኣብ ዝብለሉ ዘሎ እዋን፣ ሰለስተ መራሕቲ ኣፍሪቃ ኣብ መመረቕታ ሓድሽ ፕረዚደንት ናሚብያ ንምስታፍ [...]
ፈረንሳ፣ ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ ኣብ እትገብሮ ዘላ ቃልሲ፣ ምንቅስቓስ ሰባት ዝድርት ኣዋጅ ዝጠሓሱ ክሳብ 6 ወርሒ ክትኣስር ምዃና ተጠንቅቕ

ፈረንሳ፣ ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ ኣብ እትገብሮ ዘላ ቃልሲ፣ ምንቅስቓስ ሰባት ዝድርት ኣዋጅ ዝጠሓሱ ክሳብ 6 ወርሒ ክትኣስር ምዃና ተጠንቅቕ

Radio Erena: 23 March 2020 ፈረንሳ፣ ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ ኣብ እትገብሮ ዘላ ቃልሲ፣ ምንቅስቓስ ሰባት ዝድርት ኣዋጅ ብተደጋጋሚ ንዝጠሓሱ ክሳብ 6 ወርሒ ክትኣስር ምዃና ዘጠንቅቕ ጽኑዕ ትእዛዝ ተመሓ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኤርትራ ናይ ሓደ ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ኣበርኪታ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኤርትራ ናይ ሓደ ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ኣበርኪታ

Radio Erena: 22 March 2020 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ተራእዩ ንዘሎ ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት ናይ ሓደ ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ኣበርኪታ። እዚ ብናይ በረኻ ዝፍለጥ ዕስለ ኣንበጣ ሓደ ካብቶም ኣዕነውቲ ዓሌት ኮይኑ [...]
ርክብ ፕረዚደንታት ኬንያታን ፋርማጆን ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ ተሰሪዙ

ርክብ ፕረዚደንታት ኬንያታን ፋርማጆን ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ ተሰሪዙ

Radio Erena: 22 March 2020 ዝምድና ሶማልን ኬንያን ንምምሕያሽ ዝዓለመ ዘተ ኣብ መንጎ መራሕቲ ክልቲኤን ሃገራት፣ ንዘይተፈልጠ እዋን ከምዝተናወሐ ተገሊጹ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሶማል ኣሕመድ ዒሳ ዓወድ ምስ ማዕከናት [...]
ኮሮና ቫይረስ ኣብ ኤርትራ ከምዝኣተወ ሚኒስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ

ኮሮና ቫይረስ ኣብ ኤርትራ ከምዝኣተወ ሚኒስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ

Radio Erena: 22 March 2020 ተላባዒ ሕማም ኮሮና ቫይረስ  ኣብ ኤርትራ ከምዝኣተወ ሚኒስትሪ ጥዕና ብወግዒ ኣፍሊጡ። ሚኒስተር ዜና ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣብ ዝዘርገሖ ጽሑፍ፣ ሚኒስትሪ ጥዕና፣ ንሓደ ካብ ኖርወይ [...]
ኣፍሪቃ፣ ንመኸተ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተዳልያ ክትጸንሕ መዘኻኸሪ ቀሪቡ

ኣፍሪቃ፣ ንመኸተ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተዳልያ ክትጸንሕ መዘኻኸሪ ቀሪቡ

Radio Erena: 20 March 2020 ምስፍሕፋሕ ኮረናቫይረስ ኣብ 33 ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዝተራእየ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ እታ ኣህጉር ንመኸተ ለበዳ እቲ ቫይረስ ድልውቲ ክትከውን ውድብ ጥዕና ዓለም ኣዘኻኺሩ። ኣብ [...]
ዋጋ ነዳዲ፣ ንሓደ በርሚል ናብ ኣስታት 25 ዶላር ወሪዱ

ዋጋ ነዳዲ፣ ንሓደ በርሚል ናብ ኣስታት 25 ዶላር ወሪዱ

Radio Erena: 20 March 2020 ዕዳጋታት ዓለም ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ቀውሲ ኣትዮዎ ኣብ ዘለወሉ እዋን፣ ዋጋታት ነዳዲ ኣብዚ 18 ዓመታት ናብ ዝተሓተ ደረጅኡ ወሪዱ ይርከብ። ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ብዘሎ ዕዳጋታት መሰ [...]
ሕቡራት ሃገራት፣ ምጥያስ ስደተኛታት ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ንግዜኡ ደው ከምዝበለ ኣፍሊጡ

ሕቡራት ሃገራት፣ ምጥያስ ስደተኛታት ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ንግዜኡ ደው ከምዝበለ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 19 March 2020 ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታትን ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታትን፣ ምጥያስ ስደተኛታት ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ፣ ካብዚ ሰሙን'ዚ ኣትሒዙ ንግዜኡ ደው ከምዝበለ ኣፍሊጦም። እቶ [...]
ከሰላ፣ ከቢድ ዋሕዲ ነዳዲ ተኸሲቱ ከምዘሎ ተገሊጹ

ከሰላ፣ ከቢድ ዋሕዲ ነዳዲ ተኸሲቱ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 19 March 2020 ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ምብራቕ ብፍላይ ኣብ ከሰላን ከባቢኣን ንኣዋርሕ ዝጸንሐ ዋሕዲ ነዳዲ ናብ ዝበኣሰ ከምዝተሰጋገረ ተሓቢሩ። ነዳዲ ዝዕድላ ትካላት ካብ ሰኑይ ኣትሒዘን ብስሩዕ ከከፋፍላ ኣብ [...]
1 168 169 170 171 172 265 1700 / 2647